Amon Infotainment
356 subscribers
2.25K photos
58 videos
5 files
1.12K links
ሰላም!

ኣብ ቻነልና ዝተመረፁ ዳሕና ዝኮነ ጥቅሚ ንረክበሎም Airdrops / Crypto እናለቀቅና ብዛዕበኦም ደማ ስፍሕ ዝበለ መብራህርሂ እናሃብና ንጠቃቀመሉ ቻነል እዩ!!

DM 👉 @amonoffline5
Download Telegram
Keyboardኩም ሰሓብን ደስ ዝብልን ዝገብር ገራሚ አፕ እዩ ተጠቐምሉ 🤩🤩
አፕሊኬሽን ይለቐቕ ዶ?
Anonymous Poll
100%
እሺ 🤩
0%
ኣይ 😏
🥰31
Amon Infotainment pinned «አፕሊኬሽን ይለቐቕ ዶ?»
🥰 vidmate 🤩
ካብ ዝተፈላለዩ ሶሻል ሚድያታት ዝደለኩምዎ
🟢ቪድዮ
🟢ድርፍ
🟢ኣፕሊኬሽን
🟢ፎቶታት ክተውርድሉ እትክእሉ ዝገርም ኣፕ እዩ ተጠቐምሉ 🤩
3🥰1
Amon Infotainment pinned Deleted message
🛎 እንኳዕ ንመበል 128 ግዜ ዝክበር በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብፀሐኩም

💊Happy victory of ADWA 💊

@tigrigna_airdrops
@tigrigna_airdrops
#እዋናዊ
ብዙሓት ናይ ፌስቡክ friends ናይ pornography video post ክገብሩ ሪኢኹም ትኾኑ ::እዚ ዝኾነሉ ምክንያት ድማ ሓደ hacker ነዚ ናይ phishing website ፈጢሩ ሰባት ነቲ ምስሊ ንክሪኡ ይጋብዞም እሞ ዝኾነ ተጠቃሚ Facebook ነቲ ምስሊ ንምርኣይ ነቲ መፈንጠሪ(link) ኣብ ዝነክኣሉ ግዜ ነዚ ምስሊ ንምርኣይ ብ ናይ Facebook መለለዩ ክኣቱ ከምዘለዎ ይሕብሮ::እቲ ብ ናይ Facebook account መለለዪ ንምእታው ዝመፀሉ ደጋዊ ገፅታ ምሉእ ብሙሉእ ናይ Facebook ስለ ዝመስል እቲ ተጠቃሚ ስልኺ ቁፅሩን password ን ምስ ኣእተወ ናይቲ ተጠቃሚ ሙሉእ ናይ Facebook ሰነዳት ናብቲ hacker ብቲ ዝሰርሖ ናይ phishing website ኣቢሉ ይለኣከሉ ድሕሪ እዚ እቲ hacker ብቲ መለለዪ ድላዩ ክገብር ይክእል ንኣብነት እቲ ናይ pornography video link ብምልጣፍ ብዙሓት ንክጭብርበሩ ይገብር :: friends tag ምግባር ወዘተረፈ ....
ዓርስኹምን ናይ Facebook ኣዕርኽትኹምን ካብዚ ዓይነት ተግባር ተጠንቀቁ!!
@amoninfotainment
👏7👍3
Top 5 መፍረሒ ወይድማ ኣስጋእቲ ናይ ቴክኖሎጂ ውፅኢታት ኣሕፅር ኣቢልና ክንርኢ።

5. internet Surveillance

◽️ ኢንተርኔት ብምጥቃም ብስልክታትና ፣ ብታብሌትና ፣ ብላፕቶፕና ክንስለል እና ናይ ውልቀና Privacy ክንስእን ንክእል ኢና። መብዛሕቲኦም ናይ ሞባይል ኣምረቲ ናይ ባዕሎም Privacy Policy ሒዞም ከምዝንቀሳቀሱ ይፍለጥ ይኩን ደኣ እምበር እዞም ትካላት ናትና ሚስጥራዊ ሓበሬታታት ብመንግስቲ ተገዲዶም ክህቡ ይኽእሉ።

🔺ንኣብነት፡ ክንደይ ንኣክል ናይ ስማርት ስልክታት ተጠቀምቲ ኢና። ስማርት ስልክታት እንተንኣሰ 2 ካሜራ (ናይ ቅድሚትን ድሕሪትን) ናይ GPS መሳርሒ አለዎም። እዞም መሳርሕታት ብምጥቃም ጥራሕ ኣበይ ከምዘለና መን ምዃንና ናይ ዕለታዊ ናብራና እውን ክርአ ይኽእል። መን ይፈልጥ ንዚ ፖስት ኣብ ተምብብሉ ሰዓት እዃስ ዝኮነ ሰብ ሰልፊ ካሜራኩም ብምጥቃም ይሪአኩም ኣሎ ይከውን።

4. Robotic Solders

◽️ ሰብሰራሕ ወታደራት ዘለዎም ሓይሊ ንምፍላጥ Terminator ምርኣይ እኩል እዩ። ብርግፅ Terminator Science Fiction ዝኮነ ፊልሚ እዩ። ይኩን ደኣ እምበር ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ብጣዕሚ ብዙሕ ነገር ምግባር ዝክእሉ ሮቦታት እናተሰርሑ እዮም። መን ይፈልጥ ብቀፃሊ ባዕሉ Terminator ተሰርሕዎከ?

◽️ ሮቦታት ኣይጠምዮምን ፣ ኣይፀኦምን ፣ ኣይደክሞምን ብፍጥነት ብጥንካረ እና ብብዙሕ ነገር ካብ ሰባት ይበልፁ ይኩን ደኣ እምበር ወዲ ሰብ ዘለዎ ፈቃድ ዝበሀል ነገር የብሎምይ ስለዚ ንክጭፍጭፉ እንተተኣዚዞም ብዘይምንም ርህራሄ ይገብርዎ።  ሰብ ሰራሕ ወታደራት ንናይ ባዕሎም ሰባት እውን ናይ ምጥፋእ ዓቅሚ ኣለዎም።

3. DNA Editing  

◽️ ሳይንቲስታት ናይ ወዲ ሰብ ዘርኢ ወይ ድማ DNA ካብ ዝረክቡ ጀሚሮም ዝተፈላለዩ ምርምራት እናተገበሩ ይርከቡ። ይኩን ደኣ እምበር እዚ ኣብ ናይ ዘርኢ ወዲ ሰብ ጥራሕ ዝርከብ ኣይኮነን ኣብ ኩሎም ህይወት ዘለዎም ነገራት እውን ኣሎ። እና እዚ DNA ብምስትክካል ድክመት ዘይብሉ ፍጥረት ንምስራሕ እናተሞከረ ይርከብ።

◽️ ሳይንቲስታት ናይ ወዲ ሰብ ዘርኢ ምእራም ወይ ድማ ምስትክካል ይከኣል ኢሎም ይኣምኑ። ኣብዞም ዝሓለፉ ዓመታት ንዓለምና እናጨነቀ ዝነበረ ኮሮና ንዓርሱ ብጂኔቲክ ኤዲቲንግ ዝተፈጠረ ባዮሎጂካል መሳርሒ ከምዝኮነ ጥርጣሪኦም ዝገልፁ አለው።

2. Micro Chips

◽️ ኣብዚ ሐዚ ጊዜ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት ወይ ድማ ሰነዳ እንሕዝ ብወረቀት ወይ ድማ ብኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታት እዩ። ይኩን ደኣ እምበር ሐዚ እናተመረተ ዘሎ ቴክኖሎጂ  ታሴራና ፣ ናይ ውልደት ሰርተፊኬትና ፣ ናይ ባንኪ ቡካትና ወዘተ ሓበሬታታት ብሓንቲ ቺፕ ብምፅዓን ንዛ መሳርሒት ኣብ ሰውነትና ውሽጢ ትቅበር።

◽️ ይኩን ደኣ እምበር እዛ ኣብ ሰውነትና ውሽጢ እትቅበር መሳርሒት ናትና ሓበሬታታት ካብ ምሓዝ ሓሊፋ ናትና ምንቅስቃሳት እና ኣቋምና ካብ ምክትታል ክሳብ ምቁፅፃር ኣብ አገልግሎት ክትውል ትክእል።

1. Nuclear Bombs

◽️ ናይ ኒኩሌር ቦምብታት ዘብፅሕዎ ጥፍኣት ንምርዳእ ናይ ጃፓን ሂሮሺማ እና ናጋሳኪ ምርኣይ እኩል እዩ። ሳይንቲስታት ከምዝብልዎ ኣይግበሮሞ ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ናይ ኒኩሌር ዅናት እንተተላዒሉ ዓለምና ክትጠፍእ እያ። ኣብ ዝሓየላ ሀገራት ኢድ ጥራሕ ዝርከብ እዚ መሳርሒ ኣብ ልዕሊ ሂሮሺማ እና ናጋሳኪ እንትድርበ ካብ ዝነበሮ ንልዕሊ ዘሚኑን ተመሓይሹን እዩ ተሰሪሑ።

◽️ ሐዚ ዘሎ ናይ ኒኩሌር ቦምብ እንተፈንዲኡ ብንእሱ ናይ ጨረር ራዲየስ 7.49 ኪ.ሜ ወይ ድማ 176 ካሬ ኪ.ሜ. ይሽፍን ፣ ናይ አየር ፍንዳታ ራዲየስ 12.51 ኪ.ሜ ወይ ድማ 491 ስኩዌር ኪ.ሜ ይሽፍን ፣ ናይ ሙቀት ጨረር ራዲየስ 77.06 ኪ.ሜ ወይ ድማ 18626 ካሬ ኪ.ሜ ይሽፍን ፡፡ አሜሪካ ኣብ 2ይ ዅናት ዓለም ኣብ ልዕሊ ጃፓን ካብ ዝደርበየቶ ቦምብ ብ3,333 ዕፅፊ ዝበለፀ ሓይሊ አለዎ፡፡

🗣ህዝበይለ እዚ ዝመስል ፍልጠት ቀሲምካማ 👍 ከይገበርካ ኣይትሕለፍ 🙏🙏

🎯 ዩትዩብ ቻናልና ሰብስክራይብ ንምግባር https://www.youtube.com/@AmonInfotainment
🎯 ቴሌግራም ቻናልና https://t.me/amoninfotainment
🎯 ቲክቶክ http://tiktok.com/@amonoffline
👍81🔥1🤯1
💡Amon Infotainment ቻናልና ኩሉ ጊዜ ምርጭኦም ብምግባር ዘመን ዘፍረዮም ብዛዕባ ቴክኖሎጂ ቅልጡፍ ሓበሬታ ይርከቡ!

✔️ብቻናልና ✔️
📲 ናይ Android Application
📌 ሓደሽቲ ዝኮኑ ናይ ቴክኖሎጂ
🧨 ናይ ኤርድሮፓት ሓበሬታ
ምህርትታት ፍሉያት ፀብፃብ
🎭 ገራሚ ናይ ሀኪንግ ትምህርቲ
🌐 ናይ ዌብሳይት ጥቆማ ዝመሳስሉ ...! #ቴክ ነክ ዝኮኑ ነገራት ኣብ ቻናልና ይረክቡ!

🌿🌿ንስካትኩም ቻናልና join ብምግባር ከምኡ እውን #Notification #On ብምግባር ናይ ባዕሎም እጃም ይዋፅኡ! ካልኦቱ ልኣና ሕደግዎ🌿🌿

🌿🌿 ሓዱሽ ቻናል ንምክፉት እትደልዩ ነማክር ኢና

🌿🌿Amon Infotainment ቻናል ምርጭኦም ስለዝገበሩ ካብ ልቢ ነመስግን share ብምግባር ንካልኦት የብፅሑ🌿🌿

🎯 ዩትዩብ ቻናልና ሰብስክራይብ ንምግባር https://www.youtube.com/@AmonInfotainment
🎯 ቴሌግራም ቻናልና https://t.me/amoninfotainment
🎯 ቲክቶክ http://tiktok.com/@amonoffline
👍42
✳️ሓደ ሓደ ናይ ኦንላይን ምህርትታት ዋግኦ ምንታይ ብ.99 ይውድእ

🔺ብ99 ዋጋ ምውዳእ ካብ ፀጋም ናብ የማን ንምንባብ ኣብ ንጥቀመሉ ንድፈ ሓሳብ ዝተመስረተ እዩ፤ እቲ ናይ መጀመርታ ቁፅሪ ቀፂሉ ካብ ዘሎ ንላዕሊ ኣብ ኣእምሮና ውሽጢ ዝበለፀ ትኩረት ይረክብ።

🔺ንዚ እዩ ከዓ ሓደ ሰብ ካብ 5 ንላዕሊ 4.99 ዋጋ ዘለዎ ምህርቲ ናይ ምግዛእ ዕድሉ ዝለዓለ ዝከውን ፤ ምክንያቱ ብንቅሓተ ሕሊና 4 ካብ 5 ዝነአሰ ምኳኑን ስለዝፈልጡ ፤ ምንም እኳ ናይ ሓንቲ ሳንቲም ኣፈላላይ እንተኮነ።

@amoninfotainment
@amoninfotainment
👍4
ቤተሰብ 400 ሰብስክራይብ ኣቲና ኣለና 🎉🎉 እዚ ዝኮነ ብናትኩም ደገፍ እዩ ብቐፃልነት ዝገራርሙ ናይ ቴክ ሓበሬታታት ንክቀርቡ ኩሎኩም ሼር ብምግባር ተሓባበሩኒ 🙏😊
ብተወሳኪ ዩትዩብ ቻናለይ እውን ሰብስክራይብ ግበሩለይ https://www.youtube.com/@AmonInfotainment
🗣️ልገራርሙ ቪድዮታት ኣለው ክትርእይዎም ይዕድመኩም 🔥🔥
👉 ምስ ሶሻል ሚድያ ተተሓሒዙ ዘለኩም ሓሳብ @amonoffline ክትረክቡኒ ትክእሉ ኢኩም 🤗
👉 ጊዝኡ ዘመነ ቴክኖሎጂ እዩ ተጠቐምሉ 🤑🤑
ሰላምን ራህዋን ንኩሉ ወድሰብ ✌️
👏5👍21
🧩Latest Tech News.

✳️Apple

🔺Apple ኣብ ኣውሮፖ ውሽጢ ንዝርከቡ ተገልገልቱ ካብ Website Application ምውራድ ንክክእሉ ምግባሩ ኣፍሊጡ።

🔺 Elon Musk ኣብ X /Twitter ዝርከቡ ፖስትታት ዝህልዉ ናይ Reaction እና Retweet መጠን ቁፅሪ ምርኣይ ጠጠው ከምዘብል ኣፍሊጡ።

✳️Microsoft

🔺ኣብ ዝሓለፉ ቅንያታት ክፅብፀቡ ካብ ዝነበሩ ዜናታት ውሽጢ ማይክሮሶፍት ብናይ ሩስያ ሀከራት ዝተፈላለዩ ሶርስ ኮዶት ከምዝተሰረቁ ኣፍሊጡ ኣሎ። እዞም ቡድናት ነቶም ሓበሬታታት ቅድሚ ምውሳዶም ናይ ማይክሮሶፍት ስራሕ ኣፈፀምትታት እናሰለሉ ፀኒሖም ነይሮም እውን ክብሉ ክኢሎም እዮም።

ምንጪ- Bloomberg

@amoninfotainment
@amoninfotainment
👍4🔥21
TikTok ኣብ ምድሪ አሜሪካ ዝእግድ ሕጊ ንምውፃእ ብተወከልቲ ምክርቤት (House of representative) ብኣብዝሒ ድምፂ ፀዲቁ።

አሜሪካ ብናይ ቻይና ByteDance ካምፓኒ ንዝመሓደር ቲክቶክ ቻይና ንዚ አፕ ብምጥቃም ናይ ሀገረይ ዜጋታት ሓበራታ ተውፅእ እያ ብምባል ትከስስ። ናይ ቲክቶክ ካምፓኒ ንዚ ክሲ ዋላ ኣይቀበሎ ሰማዒ ዝረከበ ግን አይመስልን።

አሜሪካ TikTok ንካሊእ ናይ አሜሪካ ወይ ድማ ናይ አውሮፓ ካምፓኒ ንክሽየጥ መፍትሒ ዋላ ተቅርብ ናይ ByteDance ካምፓኒ ግን ፍቃደኛ ክኮን ኣይክኣለን።
ብዚ ምክንያት ናይ ምእጋድ ዕፃ ክበፅሖ ኣብ ጫፍ በፂሑሎ።

ኣብ አሜሪካ ናይ ተወካዎች ምክርቤት 352 ብ 65 ብዝኮነ ኣብዝሓ ድምፂ ንክእገድ ዋላኳ ይወሰኖ ኣብ ቀፀልቲ ክልተ ብይናት ይተርፉ።
ናይ መጀመርያው ናይ ሴኔት ውሳነ እንትኮን እቲ ሴኔት ተስማዕሚዑ ንክእገድ እንተተወሲኑ ንመወዳእታ ክታም ናይታ ሀገር ፕሬዘዳንት (joe Biden) ዝቀርብ ይከውን። እቶም ፕሬዝዳንት ናይ ክልቲኦም ምክርቤታት ውሳነ ሓሊፉ ኣብ ኢዶም እንተበፂሑ ንምፍራም ንድሕሪት ከምዘይብሉ ምፍካሮም ይዝከር።
እዚ ኩሉ ሓሊፉ ዝእገድ እንተኮይኑ አሜሪካ ካብ ዝሰርሐቶም ዲቫይሳት እና ፕላትፎርምታት (play store እና app store) ሙሉእ ብሙሉእ ክእገድ እዩ።

ቅድሚ ከዚ ንቲክቶክ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ድማ ብኽፋል ዝኣገዱ ሃገራት ዝርዝር
ህንዲ
አፍጋኒስታን
አውስትራሊያ (ብክፋል)
ቤልጅየም(ብክፋል)
ካናዳ (ብክፋል)
ፈረንሳይ (ብክፋል)
ዴንማርክ (ብክፋል)
ፓኪስታን (ብክፋል)
ዮርዳኖስ (ብክፋል)
ኢንዶነዥያ (ብክፋል)
ባንግላዲሽ (ብክፋል)
#KeepTikTok

@amoninfotainment
@amoninfotainment
👍42
_RecycleMaster.apk
7.4 MB
♨️ ቅድሚ ከዚ ካብ ስልክና ዝጠፍኡና
ፎቶ
ቪድዮ
ፋይላትና
ክትምልሰልና ትክእል ጠቃሚት ኣፕ እያ ተጠቀሙላ ✌️✌️
@amoninfotainment
@amoninfotainment
👍4🔥2
✳️ መደናጋርቲ ናይ ክዳን መስቀሊ ሰለልቲ ካሜራታት ብአማዞን ንመሸጣ ቀሪቦም❗️

🔺ኣብ ናይ ክዳን መስቀሊ ብመንጠልጠሊ ሓፂን መልክዕ ዝተሰርሐ ናይ ስለላ ካሜራታት ብቲ ዝዓበየ ናይ መሸጣ ኩባንያ አማዞን ብምግባር ናብ መሸጣ ቀሪቡሎ።

🔺ብአማዞን ኣብ መሸጢ ዝርዝር ውሽጢ ዝተካተተ እና BBC ዝተመልከቶ ካሜራ ኣብቲ መሕፀቢ ውሽጢ ምስዘሎ ናይ ፎጣ መስቀሊ ተመሳሳልነት ኣለዎ።

🔺ኣብ ቀረባ እዋን ብአማዞን ብዝተሸመተ ናይ ክዳን መስቀሊ ካሜራ ብዘይፍቃደይ ኣብ ሻወር ውሽጢ ተቀሪፀ እየ ክትብል ሓንቲ ውልቀሰብ ክሲ ምቅራባ ተከቲሉ ናይ አሜሪካ ዳኛ ንዚ ንዝገበረ ውልቀ ሰብ ክልተ ዓመት ንክእሰር ፈሪዱሉ እዩ።

ቻናልና join ንምግባር 🤩
@amoninfotainment
@amoninfotainment
👍7🔥1
ኣብ ዝሓለፈ Notcoin ዝተብሃለ ናይ ቴሌግራም ታፕ ታፕ ብምግባር ብዙሕ ሰብ ተጠቅሙ እዩ ፌክ እዩ እናበልና ኸዝዉን Tapswap ( https://t.me/tapswap_mirror_bot?start=r_6826403767 ) ዝበይል መፅኡ ኣሎ ናብ telegram join ብምግባር tap tap ንግበር
Click the Link👇👇👇
https://t.me/tapswap_mirror_bot?start=r_6826403767 🎁 +5M Shares as a first-time gift
👏3👍2
ናሎሚዓንቲ ናይ Hamster combo እዩ ከፊትኩም 5 Million ተቀበሉ 🔥🔥🔥

🚨 Hamster Kombat ንለይጀመርኩም 👇👇
https://t.me/hamSter_kombat_bot/start?startapp=kentId6826403767

🚨 Tapswap ንዘይጀመርኩም 👇👇
https://t.me/tapswap_mirror_2_bot?start=r_6826403767

🚨Gleam_AquaProtocol ንዘይጀመርኩም 👇 👇 https://t.me/Gleam_AquaProtocol_Bot/app?startapp=cmM9YmE2MGYxODQ

🚨Topcoin ንዘይጀመርኩም 👇👇 https://t.me/topcoin_me_bot?start=r_6826403767

🚨 ቴሌግራም ቻናለይ 👇👇
https://t.me/amoninfotainment
🔥2👍1