🌿🍀🙏ሆሳዕና በኣርያም🙏 🍀🌿
🌿☘️ደስ ክብል እንዃዕ ኣብፀሐና ደቂ ተዋህዶ☘️🌿 ኣሕዋተይ ዝከድናን ዘይከድናን ኣብ ናይ ንፁሓት 🌿🍀ፆሎት ትሕወሰና ድንግል ማርያም 🙏☘️🌿

🔥2🙏2
Forwarded from TapBytes
Bybit redistribution ongoing 🔹 🔹
Please open Telegram to view this post
VIEW IN TELEGRAM
Forwarded from Quietly Community (Jee Phoenix🦅)
🚨 PAWS call auction starts on Kucoin
1 hour to go😁
1 hour to go😁
👍1
Forwarded from Mr Øfflínè Quotes
"ሓደ ምእንቲ ኩሎም ሞይቱ"
2ኛ ቆሮ 5 : 4
"ንሱ ግና ምእንቲ ገበንና ቆሰለ፣ ምእንቲ ኣበሳና ድማ ተኸትከተ።"
ንኹለኩም ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ናብ በዓለ ስቅለት ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብሰላም ኣብፅሓኩም 😊💚
© Mr Øfflínè ✍
ቻናልና Join ግበሩ👇👇
✅ @MrofflineQuotes

ናይ መኒኡ ክለብ ደገፍቲ ኢኩም ብዛዕባ ክለብኩም ቅልጡፍ ሓበሬታ እትረክብሉ ቻናል ክለብኩም ብምምራፅ Join ግበሩ❗️❗️
Forwarded from Amon Infotainment
💡Amon Infotainment ቻናልና ኩሉ ጊዜ ምርጭኦም ብምግባር ዘመን ዘፍረዮም ብዛዕባ ቴክኖሎጂ ቅልጡፍ ሓበሬታ ይርከቡ!
✔️ብቻናልና ✔️
✅ 📲 ናይ Android Application
✅ 📌 ሓደሽቲ ዝኮኑ ናይ ቴክኖሎጂ
✅ 🧨 ናይ ኤርድሮፓት ሓበሬታ
ምህርትታት ፍሉያት ፀብፃብ
✅ 🎭 ገራሚ ናይ ሀኪንግ ትምህርቲ
✅ 🌐 ናይ ዌብሳይት ጥቆማ ዝመሳስሉ ...! #ቴክ ነክ ዝኮኑ ነገራት ኣብ ቻናልና ይረክቡ!
🌿🌿ንስካትኩም ቻናልና join ብምግባር ከምኡ እውን #Notification #On ብምግባር ናይ ባዕሎም እጃም ይዋፅኡ! ካልኦቱ ልኣና ሕደግዎ🌿🌿
🌿🌿 ሓዱሽ ቻናል ንምክፉት እትደልዩ ነማክር ኢና
🌿🌿Amon Infotainment ቻናል ምርጭኦም ስለዝገበሩ ካብ ልቢ ነመስግን share ብምግባር ንካልኦት የብፅሑ🌿🌿
🎯 ዩትዩብ ቻናልና ሰብስክራይብ ንምግባር https://www.youtube.com/@AmonInfotainment
🎯 ቴሌግራም ቻናልና https://t.me/amoninfotainment
🎯 ቲክቶክ http://tiktok.com/@amonoffline

❤2🔥1
🖥 ኮምፒተርና ብመደብ (schedule) ከመይ ጌርና ክንዓፅዋ ንኽእል?
🔸 ሓደሓደ ጊዜ ኮምፒተርና ዓቢይ ፋይል ክተውርድ ኣዚዝናያ ወይ ዓቢይ ሶፍትዌር ክንፅዕን ከለና፡ ኮምፒተርና ድሕሪ ውሱን ሰዓታት ባዕላ ክትዕፆ ንደሊ ንኸውን። ንኣብነት፡ ለይቲ ሓደ ፋይል ክተውርድ ኣዚዝናያ፡ ድሕሪ ክልተ ሰዓት ኣውሪዳ ምስ ወድአት፡ ክሳብ ንግሆ ከይዓፀናያ እንተ ሓዲርና፡ ንጥዕና እታ ኮምፒተር ፅቡቅ ኣይኮነን።
🔸 ነዚ ፀገም ንምፍታሕ፡ ኣብ ኪቦርድና፡ Window + R ብሓንሳብ ንጥውቅ። ኣብቲ ዝመፅእ ንእሽተይ ቦክስ፡ ነዚ ዝስዕብ ትእዛዝ (command) ንጽሕፍ፦
shutdown –s –t number
🔸 ኣብቲ 'number' ዝብል ቦታ፡ ድሕሪ ክንደይ ሰከንድ ኮምፒተርና ክትዕፆ ከም እንደሊ ንጽሕፍ።
🔸 ንኣብነት፦ shutdown –s –t 3600 ኢልና Enter እንተጠዊቕና፡ ኮምፒተርና ድሕሪ 1 ሰዓት (ማለት 3600 ሰከንድ) ባዕላ ትዕፆ ማለት እዩ። (ምኽንያቱ 1 ሰዓት = 3600 ሰከንድ እዩ)።
🔸 ሓሳብና እንተቐይርና እሞ ነቲ ናይ ምዕፃው ትእዛዝ ክንስርዞ/ክነቋርፆ እንተደሊና፡ ከም ብሓድሽ Window + R ጠዊቕና ነዚ ዝስዕብ ትእዛዝ ንጽሕፍ፦
shutdown –a
☑️ እዚ ሜላ ዝሰርሕ ኣብ Windows OS እዩ።

#ኣገልግሎት_ኮዳት_ቴሌ
===============
1. *803# LIB banking ግልጋሎት
2. *804# ዝተረፎም ሒሳብ ንምፍላጥ
3. *805# ሒሳብ ንምምላእ
4. *806*phone number*amount to transfer*1# ንሰብ ካርዲ ንምምላእ
5. *809# for balance recharge and transfer
6. *810# ካርዲ ብልቓሕ ንምምላእ
7. *811# ኣገልግሎት Hibir mobile banking
8. *812# ኣገልግሎት Abay bank
9. *815# ኣገልግሎት bank of Abyssiniya
10. *817# Gize pay service
11. *819# ኣገልግሎት hallo cash
12. *820# ኣገልግሎት bunna bank
13. *822# ኣገልግሎት መፀውዒ ሙዚቃ
14. *827# ኣገልግሎት hijra mobile banking
15. *840# ኣገልግሎት oromia international bank
16. *844# ኣገልግሎት Zemen banking
17. *845# ኣገልግሎት Enat bank
18. *847# ኣገልግሎት CBE Birr
19. *866#* ኣገልግሎት Wegagen bank
20. *870# ኣገልግሎት Addis international bank
21. *877# ኣገልግሎት Gada bank
22. *881# ኣገልግሎት Birhan bank
23. *895# ኣገልግሎት Amole
24. *928# ኣገልግሎት ቋንቋ ምንቕያር
25. *961# ኣገልግሎት Amhara bank
26. *100# ወይ *107# ቁፅሪ IMSI ንምፍላጥ
27. *111# ቁፅሪ sim card ንምፍላይ
28. *127# ኣገልግሎት ቴሌብር ንምርካብ
29. *994*3*2# መዓዝ ካርዲ፣ ክንደይ ቅርሺ ከምዝመላእናን ንምፍላጥ
30. *994*2*2# ዝተዓፀወ ሲም ንምኽፋት
31. *994*2*1# ዝጠፍአ ሲም ንምዕፃው

👍4
ቴሌግራም ኣብ ዓውዲ AI ሓድሽ ነገር ሒዘ መጺኤ ኣለኹ ኢሉ ኣሎ።
መስራትን ዋና ሓላፊን ቴሌግራም ዝኾነ ፓቨል ዱሮቭ፡ Cocoon (Confidential Compute Open Network) ዝተሰምየ Decentralized AI network (ዘይተማእከለ ናይ AI መርበብ) ዕላዊ ገይሩ ኣሎ። እዚ ድማ ኣብ Ton Blockchain ዝሰርሕ እዩ።
ነዚ ብሓጺሩ ክገልጸልኩም፦
ሓደ ዲቨሎፐር (ማዕበሊ) ብ-AI ዝሰርሕ ፕሮጀክት እንተሰሪሑ፡ ነዚ ፕሮጀክት ንምጅማር (launch ንምግባር) ልዑል ዓቅሚ ዘለዎ GPU የድልዮ።
ነዚ ካብ AWS, Google Cloud ወይ Azure ንምክራይ 1ይ ዋጋኡ ክቡር እዩ። 2ይ ድማ እቲ ሓበሬታ (data) ኣብ ኢድ እቶም ዘቅርቡ አካላት (AI service provider) ይኣቱ። እዚኦም ወሃብቲ ኣገልግሎት ድማ ነዚ ሓበሬታ ሞዴላቶም ንምልምማድ (train ንምግባር) ይጥቀሙሉ እዮም።
ስለዚ ብ-Cocoon system፡ ሓደ ጽቡቕ GPU ዘለዎ ኮምፕዩተር ዘለዎ ሰብ፡ ነዚ ኮምፕዩተሩ ብምክራይ Ton ይኽፈሎ። እቲ ዲቨሎፐር እውን ብሕሱር ዋጋን ውሕስነት ብዘለዎ (secure ብዝኾነ) መንገዲን GPU ይረክብ ማለት እዩ። ነዚ ዘራኽቦ ሲስተም Cocoon ክኸውን ከሎ፡ ዝሰርሕ ድማ ብ-Ton Blockchain ኣቢሉ እዩ ማለት እዩ።
⚫ GPU owners mine TON by powering the network: GPU ዘለዎም ሰባት ነቲ ኔትወርክ ሓይሊ ብምሃብ TON ይረኽቡ (Mine ይገብሩ)።
⚫ App developers plug into low-cost AI compute: ናይ ኣፕ ዲቨሎፐራት ብሕሱር ዋጋ ናይ AI ዓቅሚ (compute) ይረኽቡ።
⚫ Users enjoy AI with full privacy and confidentiality: ተጠቀምቲ ብምሉእ ውልቃዊ ሓለዋን ምስጢራውነትን AI ይጥቀሙ።
⚫ Telegram fuels demand and hype for Cocoon: ቴሌግራም ን-Cocoon ጠለብን ዕላላን (hype) ይፈጥረሉ።
ዝርዝር ሓበሬታ ኣብ Cocoon.org ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ቴሌግራም ኣካውንትኩም "ሃክ" (Hack) ከይግበር ክትገብሩዎ ዝግባእ ዝለዓለ ናይ ድሕነትን ብሕታዊነትን (Security and Privacy) ደረጃ።
1️⃣. ናይ ዲቫይስ ፓስኮድ (Device Passcode) ተጠቐሙ።
ዝኾነ ሰብ ቴሌፎንኩም ኣልዒሉ ዝተላኣኣኽኩምዎ መልእኽቲ (Message) ምእንቲ ከይርኢ ወይ ቴሌግራም ዝሰዶ ናይ ሚስጢር ቁጽሪ ከይረክብ፡ ንስኹም ጥራይ እትፈልጡዎ ናይ ሚስጢር ቁጽሪ ይሃሉኹም።
እዚ ንምስትኽኻል፡
Settings - Privacy and Security - Passcode
2️⃣. 2-step verification ተጠቐሙ።
2-step verification ዘይጥቀም ሰብ "ሃክ" ናይ ምግባር ዕድሉ ልዑል እዩ።
Settings - Privacy and Security - 2-step verification ብምእታው "On" ግበሩዎ።
ምናልባት "ሃክ" እንተተገይርኩም ኣካውንትኩም መሊስኩም ንምርካብ Recovery Email ምምላእ አለኩም።
3️⃣. ካብ 2 ንላዕሊ ዲቫይስ (Device) ሎግ-ኢን (Login) ኣይትግበሩ።
ሎግ-ኢን ዝገበርኩምሉ ዲቫይስ ብዝወሰኸ ቁጽሪ "ሃክ" ናይ ምግባር ዕድልኩም ይውስኽ እዩ።
ስለዚ Privacy and Security - Devices ብምእታው እቶም ዝተዘርዘሩ ዲቫይሳት Terminate Sessions እናገበርኩም ኣጉድልዎም።
4️⃣. ብዴስክቶፕ (ኮምፕዩተር) ክትጥቀሙ ከለኹም ኦፊሻል (Official) ናይ ዴስክቶፕ ሶፍትዌር ተጠቐሙ እምበር ዌብ (Web) ላይ ኣይትጠቐሙ።
5️⃣. ካብ ኦፊሻል (Official) ናይ ቴሌግራም ኣፕሊኬሽናት ወጻኢ ሰብ ኣብ ዝሰደደልኩም ሊንክ (Link) ሎግ-ኢን (Login) ክትገብሩ ኣይትፈትኑ።
6️⃣. ናይ ቴሌግራም ኣድራሻኹም ንሰባት ክትህቡ ከለኹም ዩዘር-ኔም (Username) ወይ ናይ ኣካውንትኩም QR-Code ሼር (Share) ግበሩ እምበር ናይ ተሌፎን ቁጽሪ ኣይትሃቡ።
7️⃣. ንዘይትፈልጡዎን ንዘይትኣምኑዎን ሰብ ስእልኹም፣ ናይ ድምጺ መልእኽቲ (Voice Note) ከምኡ ውን ካልኦት ሚስጢራዊ ዝኾኑ ሓበሬታታት ብፍጹም ክትሰዱ የብልኩምን። ግድን ክትሰዱ እንተለኩም ውን ብ Secret Message ወይ Self Destruct (እቲ ዝተላእከሉ ሰብ ሓደ ግዜ ምስ ረኣዮ ዝጠፍእ) መልእኽቲ ስደዱ።
8️⃣. ናይ ቴሌፎንኩም ስታተስ ባር (Status bar) ላይ ኖቲፊኬሽን (Notification) ምእንቲ ከይረአ "Off" ግበሩዎ።
9️⃣. ኣብ መወዳእታ ናይ Privacy settings በዚ ዝስዕብ መልክዕ ኣስተኻኽሉ።
Phone number - Nobody
Last seen & online - My contacts
Profile photos - My contacts
Forwarded message - Nobody
Calls - My contacts
Group & channels - My contacts
1️⃣0️⃣. ብዝተፈላለየ ምኽንያት ንነዊሕ ግዜ ናብ ኣካውንትኩም ከይኣተኹም እንተቀኒኹም፡ ብባዕሉ ዴሊት (Delete) ከይከውን እቲ ዝጠፍኣሉ ግዜ ኣናውሕዎ።
እዚ ንምግባር፡
Settings - Privacy and Security - Delete my account - (ዘሎ ዝለዓለ ግዜ ወይ 1 Year/24 months) ምረጹ።

Forwarded from HERE WE BOOM 😁
Waliya Bet
Jambo Bet
Dash Bet
Arada Bet
Zemen Bet
Harif Bet......
ትጥቀሙ ብብሄራዊ ሎተሪ ንግዚኡ ተኣጊዶም ካብ ልተብሃሉ 22 ድርጅታት እዮም ክሳብ ፍቃዶም ልምልሱ ተለይትጫወቱ ሀምሓሳብ 🙌
https://t.me/offlinetips