UMD Media
143 subscribers
2 photos
22 links
It is your media for UMD (Understanding, Measuring and Doing) and your media for evidence-based discourse and decision making
Download Telegram
#ጠንጠንቲ #ሓንደስቲ

ቕድሚ ሀዚ ካብ መለስ ዜናዊ እስካብ ኣቦይ ስብሃት ነቲ ሓዱሽ ወለዶ ክወሃበካ ኣይትፀበ : ባዕልኻ ተዘይወሲድካዮ እንካ ወሰድ ኢሉ ዝህበካ ኣካል የለይ ኢሎሞ ነይሮም።

ሀዘለ ናይቲ ዝፀንሐ መገዲ ሓለውቲ ንመገዲና ምስ ግዛዕ ምዛዑ ኣኽብርዎ: ኣይነኽብርይ ተይልኩም ጠንጥንዎ። ሓዱሽ መገዲ ፈጢርኩም ንመገዲና ምትካእ ናትኩም ብፅሂት እዩ ተባሂሉ ኣሎ።

ክልተ ሕቶታት:

1) ብዛዕባ ምጥንጣን ‘ጠንጥንዎ መሰልኩም እዩ’ ዲዩ ወይስ ‘ጠንጥንዎ ግን ዋጋ ትኸፍሉ ኢኹም” እዩ ዝበሃል ዘሎ? ንኣብነት ህወሓት ካብ ኣባላታን ደገፍታን ወፃኢ ንህዝቢ በቢቁሸቱ ኣኼባ ትፅውዕ ከላ ህዝቢ ተጠንጠኖ ዝኸፍሎ ዋጋ የለየ?

2) ናይ ሓዱሽ መገዲ ቑብልነት ህዝቢ ዲዩ ልውስን ወይስ ናይቲ ዝፀንሐ መገዲ ሓለውቲ እዮም በስም ህዝቢ ዝውስኑሉ?

ነዚአን መልሲ ዝርከብ ጠንጠንቲ ብምጥንጣን፥ ሓዱሽ መገዲ ሓንደስቲ ሓዱሽ መገዲ ብምሕንዳስ መኻይን ኾና ኣእጋር በቲ ሓዱሽ መገዲ ክኸዳ ዝገብር ስራሕ ብምስራሕ እዩ::
ናይ ዩኤምዲ መደብ ዝኾነት “እንዳ ገብረሂወት” ኣብ ቀረባ እዋን ምስ ኣይተ ኣርኣያ ወርቅነህ ክትምለስ እያ::
ብዛዕባ ኣይተ ኣርኣያ ወርቅነህ ትፈልጥዎም ኮኑ ዝሰማዕኽምዎም ተዘክሮታት ተሃልዮምኹምሞ ምስኦም ተልዐልናዮም ትብልዎም ተሃልዮም ብወሸጢ መስመር ሓብሩና ንድወለልኩም ኢና።


“እንዳ ገብረሂወት” ብስም ገብረሂወት ባይከዳኝ ዝተሰመየ መደብ እዩ። ዕላምኡ ታሪኽን ተዘከሮን ማህበረሰብ: ቦታን: እዋንን ብመሽኮት ታሪኽን ተዘከሮን ወልቀሰባት ገይርካ ምርኣይ: ምዝንታውን ለምርዳእ ንምዕቃንን ንምትግባርን ብዝጠቅም መገዲ ገይርካ ምስናድን እዩ።


ቅድሚ ሀዚ ኣብ “እንዳ ገብረሂወት” መፂኦም ዘፃወቱና 11 ኣጋይሽ
https://youtube.com/playlist?list=PLmF_jl5NdFWHn4wMES64BGkYmYwlwROsa&si=9yVVX-PTSwsAPVPK
#Tigray’s Quest for Strategic Leadership Amid Ever-Complex Dynamics by Batseba Seifu https://umdmedia.com/2024/07/tigrays-quest-for-strategic-leadership-amid-ever-complex-dynamics/
Four strands of Tigrayan Nationalism: a brief overview by Major General Teklebrhan W/Aregay https://umdmedia.com/2024/07/four-strands-of-tigrayan-nationalism-a-brief-overview/
Prominent Ethiopian economist expressed his despair following the country’s announcement of floating exchange rate https://umdmedia.com/2024/07/prominent-ethiopian-economist-expressed-his-despair-following-the-countrys-announcement-of-floating-exchange-rate/
Tigray Faces Self-Inflicted Challenges Mirroring Abiy’s Actions Toward the Region https://umdmedia.com/2024/07/tigray-faces-self-inflicted-challenges-mirroring-abiys-actions-toward-the-region/
“Is Information Hoarding in #TPLF’s Politics on the Verge of Demise? “ By Major General Teklebrhan W/Aregay https://umdmedia.com/2024/08/is-information-hoarding-in-tplfs-politics-on-the-verge-of-demise/
'Dismantling the Legacy of Repression: Criteria for Selecting Leadership to Rebuild #Tigray' by Major General Teklebrhan W/Aregay https://umdmedia.com/2024/08/dismantling-the-legacy-of-repression-criteria-for-selecting-leadership-to-rebuild-tigray/
'ወሳኙ ጥያቄ! አስማሚ ተባብሮ የመታገያ አጀንዳችን ምን ይሁን? “ዘላቂ ሰላምና ዴሞክራሲ በአዲስ የሽግግር ሒደት”' በልደቱ አያሌው https://umdmedia.com/2024/08/lidetu_aug_4_2024/
'#TPLF’s Intra-Party Crisis: Possibility of Survive or Demise?' by Gebrehiwot Hailemariam https://umdmedia.com/2024/08/tplfs-intra-party-crisis-possibility-of-survive-or-demise/
"ወግዒ ኣያ ዳዊት" ብተጋዳላይ ሙሉጌታ ገብረህይወት https://shorturl.at/183w2
Today at 2pm EST ክፋል 1፡ ህልው ኩነታት ትግራይ -
ብምጥልላፍን ብምስንኻልን ዝጠፍአ ግዘ - ምስ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም
# ተመዛበልቲ ምምላስ እስካብሀዚ ንምንታይ ደንጉዩ?
# ኣፈላላያት ቤት ፅሕፈትን ህወሓትን ግዝያዊ ምምሕዳርን?
# “ግዝያዊ ምምሕዳር ኣይሰርሕን” ከብል ዝሰርሕ ቤት ፅሕፈት
# ምምሕዳር ልምንታይ ከምዝድለ ዘይሰርሐ?
# ዘሎ ፀገም ንምንታይ ኣቀዲምኩም ንህዝቢ ዘይተናገርኩም?
# ካልኦትን https://www.youtube.com/live/LoqdAShctss?si=dkTefAzgW9qb7mVK