FRAME INTERIOR DESIGN mekelle/መቐለ
843 subscribers
672 photos
34 videos
1 file
199 links
📌 FRIENDS FRAME | Interior Design & Training

🏠 Interior Design & Architectural Solutions
📚 Short Course: Interior Design & Software Training

📍 Mekele,
📞+251-942648660 / +251-985782265
🤖 Contact us: @friendsservices_bot
Download Telegram
.

ኢንተርየር ዲዛይን ምግባር ማለት ምምልኻዕ ማለት ኣይኾነን፤ ነቲ ቦታ ምሳኻ ክስማዕማዕን ክረዳዳእን ዝኽእል ዓርኪ ምግባር ማለት እምበር።

መጺኦም ይርከቡና ፥ ከም ሽምናውን ፥ ንዅሉ ቦታዅም ምቹውን ንዕዖም ዝስማዕማዕ ገይርናውን ዲዛይን ክንገብረሎም ኢና።

#interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ
👍3
.

ካብ ዘመነ ማቴዎስ ናብ ዘመነ ማርቆስ ፡ ብሰላም ፥ ብጥዕና ፥ ብደስታ ፡ እንኳዕ ኣብፀሐኵም ፥ ኣብፀሐና! ትካልና ፍሬም ኢንተርየርስ ፥ ዘመኑ ናይ ሰላምን ፍቕርን ፥ ሰብ ገዛን ቢዝነስን ኾይንዅም ኣባና ገራሚ ዲዛይን እተግብሩሉን ፥ ዘመን ክኾነልዅም ይምነ።

#interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ
🙏4
.

ኢንተርየር ዲዛይን 🎯 #ንቢዝነስና ኣገዳሲ ዝኾነሉ 4ተ መሰረታው ንጥብታት

1⃣ ኢንተርየር ዲዛይን ናይ ካምፓኒና ብራንድ ብምንፅብራቕ ፥ ኣብ ዓማዊልና ናይ እንኳዕ ደሓን መፃኣእዅም ስምዒትን ኣብ ናይ ካምፓኒና ብራንድ ፡ ዘለዎም ዋጋ ንክዓቢ ይገብር፤ (Brand Identity & Customer Experience.)

2⃣ ብፅቡቕ ዅነታት ዝተነደፈናይ ስራሕ ቦታ ፥ ናይ ሰራሕተኛታት ዕግበትን ፡ ንተወፋይነት ስራሕን ምህርታውነትን ፥ ሙችውን ዘለዓዕልን ሃዋህው ይፈጥር ፥ናይ ምውፃእ ዝንባልኦም ውን ይቕንስ፤ (Employee Morale & Productivity.)

3⃣ ናይ ቢዝነስቦታና ዓላምን ጎልን መሠረት ገይሩ ዝተሰርሐ ውፅኢታዊ ዲዛይን ፡ ዝሓሸ ፍሰት ስራሕን ርክብን ብሙምችቻውን ፥ ዝሓሸ ምንቕስቓስኣየርን ሙቐትንውን ክህልዎ ብምግባርን ፡ ፋንክሽንን ተጠቓምነት ቦታናን ኽብ የብል፤ (Space Optimization &Functionality.)

4⃣ ብበዓል ሞያ ዝተሰርሑ ዘመናዊ ዲዛይናት ፥ ኸም ድላይና ገይርና ንምስራሕ ዘኽእሉ መልቲ-ፋንክሽናል ዝኾኑ ፥ ተዓፃፃፍነትን ተለመድቲ(Flexibility& Adaptability) ቦታታት ብምፍጣር ፥ ንግዲና ንነዊሕ ጊዜ ዝፀንሕን ዕዉት ኢንቨስትመንት(Return on Investment) ክኸውን ንምግባር ኣድላዪ እዩ።

ንኸምዚኦምን፥ ኻልኦትን ናይ ኢንተርየር ዲዛይን ሓሳባት ንምርካብ ፥ ትካልና #ፍሬም_ኢንተርየር_ዲዛይንን_ኣርክቴክቸርን ምርጭኦም ይግበሩ።

#interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ
.

#Pattern_ፓተርን ፦ ናይ ገዛውትና ኢንተርየር ከም ቕመም ስለ ዝኾነ ፥ ኵሎም ክፍሊታት ናይ ፓተርን ንክኢት(touch) ክህልዮ ኣድላዪ እዩ።

#interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ
.

ፓተርን(Pattern) ኣብ ውሽጢ ኢንተርየር ዲዛይን ፦ #ብመስመር#ብመብራህቲ#ብከለር#ብቴክሲቸር#ብፎርምን#ብፈርኒቸትን ፥ ኻልኦትን ተጠቒምኻን ፥ ምስ ናይቲ ገዛ #ኮንሰፕት(ክህልዎዝደለናዮ ድባብ ገዛ) ተኣሳሲሩ ብዝተፈላለዩ ሜላታት #ኣቐማምጣ ዝፍጠር፤ ናይ ዲዛይን ፥ ሰእሊ ፥ ሓሳብ ፥ ኣብስትራክት ፥ ምድግጋም እዩ።

ፓተርን(Pattern) ኣብ ናይ ቦታታት ገዛና #ቕመምን ፥ ክረአዩ ናይ ዘይንደልዮም ነፃ ቦታታት #ሽፋንን ፥ ዓይንና እነዕርፈሉ ኣቓልቦና ዝስሕብ #መልኽዕ ፥ ሓፈሻዊ ናይ ገዛና ኣፒራንስ ዘዕቢ #ንድፊ_ኣብስትራክር ፥ ብመሠረታዊነት ኣብ ብዙሕ ናይ ኢንተርየር ዲዛይን ቦታታት ኣብ ጨርቓ ጨርቒ ፥ ናይ መንደቕ መሬትን ከቨሪንግታት ፥ ስእሊታታን ፥ መብራህትን ፥ ፈርኒቸራትን እንጥቐሞን እንርእዮን ሓደ መሠረታዊ ኢለምንት ኢንተርየር ዲዛይን እዩ።

ፓተርን(Pattern) ፦ ኣብ ገዛውትና ዲዛይን እንትንገብር ፥ #ብመጠኑን_ዓቐኑን(scale and proportion) #ኮንትሮልድ ዝኾነ ፡ ምስቲ ናይ ገዛና ጠቕላላ ንድፊውን ተኣሳሲሩ ዝኸይድ ክኾን ኣለዎ፤ ምኽንያቱ ፓተርን ዘይብሉ ገዛ ፥ ትርኢቱ ደባሪ ዝኾነን ካራክተር ዘይብሉን እንትኾን ፥ ፓተርን ልዕሊ መጠን ዝበዝሖን ገዛ ድማ ንዓይኒ ብጣዕሚ ቢዚን ዘይሙችዉን ንክኸውን እዩ ዝገብሮ’ሞ።

ንኸምዚኦምን፥ ኻልኦትን ናይ ኢንተርየር ዲዛይን ሓሳባት ንምርካብ ፥ ትካልና #ፍሬም_ኢንተርየር_ዲዛይንን_ኣርክቴክቸርን ምርጭኦም ይግበሩ።

#interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ

.
👍1
.

" መንበሪ ገዝኦም ንከፍቅርዎ ዝግጁ ድዮም ? ሕልሞም ዘንፀባርቕን መነባብሮኦም ዘመሓይሽ ሙችዉን ሰሓባይን ቦታ ንሰራሕ ! "

#ፍሬም_ኢንተርየር_ዲዛይንን_ኣርክቴክቸርን

#interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ

.
.

መብዛሕቱ ቢዝነስ ዝሰርሕ ሰብ ፥ ዓበይቲን ሰፋሕትን ቦታታት እምበርኣናኡሽተይን ፀበብቲን ቦታታት ዲዛይን ዝግበሩ መሲሉ ኣይስመዖምን። ካብዙይ ዝተልዓለ ካብቶም ኣናኡሽተይን ፀበብትን ቦታታት ብተሎክረኽብዎ ዝኽእልዎ ዋጋ ረሲዖም ፥ ሰፋሕትን ዓበይቲን ቦታታት ረኺቦም ዲዛይን ንምግባር ብምምናይ ጊዜኦምን ዓቕሞምን ፥ ኻልኦትብዙሕ ነገራት እዮም ዝስእኑ።

ነገር ግና ብሞያና ካብ ዘስተውዓልናዮም ነገራት ውሽጢ ፥ ዓቕምናን ዘለና ሕፅረትቦታናን ዘገናዘቡ ዲዛይን ዝተገበሩ ኣናኡሽተይ ቦታታት ፥ ዲዛይን ካብ ዘይተገበሩን ዝተጋነኑ ሰፋሕቲ ካብ ዝኾኑ ቦታታት ንላዕሊዋጋ ለለዎም ኣትረፍትን ፥ ቐስ ብቐስ ናብ ዓበይቲ ትካላት ሙኻን ዓበይትን እዩም። ኣስተውዒልና ኸም እንርእዮ ‘ውን ብዙሓት ሰባትዉዝጥቐመሎም ቦታታት ኣብ ኸምዚኣቶም ዝበሉ ቦታታት እዩ።

ቢዝነስዝውሰን ኣብ ምስፋሕን ምዕባይን ሕልሚ ወይ ትምኒት ኸይኾነስ ፥ እቲ ሕዚ ኣብ ኢድካ ዘለካ ኣናኡሽተይን ፀበብትን ቦታታት ብኣግባቡኽህቦ ዝኽእል ውፅኢት ብምጥቓም እዩ። እዙይውን ዘለና ቦታ ምስቲ እንደልዮ ሓሳብ ኣወሃሂድና ዲዛይን ምስ እንገብሮ እዩ። ትካልና #ፍሬም_ኢንተርየር_ዲዛይንን_ኣርክቴክቸርን መፂኦም ይጎብንዩና ፥ ዘለዎም ውን እዅል ሙኻኑ ይፍለጡ። ቦታዅም ናብ ቢዝነስን ፥ ብዙሕዋጋ ናብ ዘለዎ ሙቹውን ሰሓብን ቦታ ምስ ቐየርናዮ ከመስግኑና እዮም።

#interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ
👍2
Media is too big
VIEW IN TELEGRAM
Transforming spaces, one haircut at a time! ✂️ Dive into our latest barbershop interior design project, where style meets comfort. Watch as we bring elegance and functionality together for the ultimate grooming experience. Join us on this journey! #Frameinteriordesignmekelle #ፍሬም_ኢንተርየር_ዲዛይንን_ኣርክቴክቸርን #መቐለ #BarbershopDesign #Interior
🔥11
Media is too big
VIEW IN TELEGRAM
👨‍💻👨‍💻Interior designer ክንፅውዓሉ ዝግብኣና ትክክለኛ ሰዓት 🕙

#ፍሬም_ኢንተርየር_ዲዛይንን_ኣርክቴክቸርን#መቐለ#tiktokviral#Tigray #Mekelle #mekelle @FRIENDSinterior
🔥5👍1
@frame_interior_design_and_architecture.
Media is too big
VIEW IN TELEGRAM
Elevate your living experience with our stunning G+4 and G+3 residential designs! 🌟 From innovative layouts to elegant finishes, we create homes that inspire. Let's build your dream space together! #ResidentialArchitecture #DesignDreams #HomeDesign
🔥7
Media is too big
VIEW IN TELEGRAM
" ጥቕሚ ኢንተርየር ዲዛይን እንታይ እዩ ? ሓደ ኢንተርየር ዲዛይን ዝተሰርሐ ገዛ ፥ ካብ ዘይተሰርሐ ዝሕሸሉ #ክልተ መሠረታዊ ነጥብታት ! "

#interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ
🔥4