.
" መንበሪ ገዝኦም ንከፍቅርዎ ዝግጁ ድዮም ? ሕልሞም ዘንፀባርቕን መነባብሮኦም ዘመሓይሽ ሙችዉን ሰሓባይን ቦታ ንሰራሕ ! "
#ፍሬም_ኢንተርየር_ዲዛይንን_ኣርክቴክቸርን
#interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ

መብዛሕቱ ቢዝነስ ዝሰርሕ ሰብ ፥ ዓበይቲን ሰፋሕትን ቦታታት እምበርኣናኡሽተይን ፀበብቲን ቦታታት ዲዛይን ዝግበሩ መሲሉ ኣይስመዖምን። ካብዙይ ዝተልዓለ ካብቶም ኣናኡሽተይን ፀበብትን ቦታታት ብተሎክረኽብዎ ዝኽእልዎ ዋጋ ረሲዖም ፥ ሰፋሕትን ዓበይቲን ቦታታት ረኺቦም ዲዛይን ንምግባር ብምምናይ ጊዜኦምን ዓቕሞምን ፥ ኻልኦትብዙሕ ነገራት እዮም ዝስእኑ።
ነገር ግና ብሞያና ካብ ዘስተውዓልናዮም ነገራት ውሽጢ ፥ ዓቕምናን ዘለና ሕፅረትቦታናን ዘገናዘቡ ዲዛይን ዝተገበሩ ኣናኡሽተይ ቦታታት ፥ ዲዛይን ካብ ዘይተገበሩን ዝተጋነኑ ሰፋሕቲ ካብ ዝኾኑ ቦታታት ንላዕሊዋጋ ለለዎም ኣትረፍትን ፥ ቐስ ብቐስ ናብ ዓበይቲ ትካላት ሙኻን ዓበይትን እዩም። ኣስተውዒልና ኸም እንርእዮ ‘ውን ብዙሓት ሰባትዉዝጥቐመሎም ቦታታት ኣብ ኸምዚኣቶም ዝበሉ ቦታታት እዩ።
ቢዝነስዝውሰን ኣብ ምስፋሕን ምዕባይን ሕልሚ ወይ ትምኒት ኸይኾነስ ፥ እቲ ሕዚ ኣብ ኢድካ ዘለካ ኣናኡሽተይን ፀበብትን ቦታታት ብኣግባቡኽህቦ ዝኽእል ውፅኢት ብምጥቓም እዩ። እዙይውን ዘለና ቦታ ምስቲ እንደልዮ ሓሳብ ኣወሃሂድና ዲዛይን ምስ እንገብሮ እዩ። ትካልና #ፍሬም_ኢንተርየር_ዲዛይንን_ኣርክቴክቸርን መፂኦም ይጎብንዩና ፥ ዘለዎም ውን እዅል ሙኻኑ ይፍለጡ። ቦታዅም ናብ ቢዝነስን ፥ ብዙሕዋጋ ናብ ዘለዎ ሙቹውን ሰሓብን ቦታ ምስ ቐየርናዮ ከመስግኑና እዮም።

👍2
Media is too big
VIEW IN TELEGRAM
Transforming spaces, one haircut at a time! ✂️✨ Dive into our latest barbershop interior design project, where style meets comfort. Watch as we bring elegance and functionality together for the ultimate grooming experience. Join us on this journey! #Frameinteriordesignmekelle #ፍሬም_ኢንተርየር_ዲዛይንን_ኣርክቴክቸርን #መቐለ #BarbershopDesign #Interior
🔥11
Media is too big
VIEW IN TELEGRAM
👨💻👨💻Interior designer ክንፅውዓሉ ዝግብኣና ትክክለኛ ሰዓት 🕙
#ፍሬም_ኢንተርየር_ዲዛይንን_ኣርክቴክቸርን#መቐለ#tiktokviral#Tigray #Mekelle #mekelle @FRIENDSinterior

🔥5👍1
Media is too big
VIEW IN TELEGRAM
Elevate your living experience with our stunning G+4 and G+3 residential designs! 🌟 From innovative layouts to elegant finishes, we create homes that inspire. Let's build your dream space together! #ResidentialArchitecture #DesignDreams #HomeDesign
🔥7
Media is too big
VIEW IN TELEGRAM
" ጥቕሚ ኢንተርየር ዲዛይን እንታይ እዩ ? ሓደ ኢንተርየር ዲዛይን ዝተሰርሐ ገዛ ፥ ካብ ዘይተሰርሐ ዝሕሸሉ #ክልተ መሠረታዊ ነጥብታት ! "
#interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ
#interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ
🔥4
This media is not supported in your browser
VIEW IN TELEGRAM
✨ From this ➡️ to this! Every design tells a story. We are Frame Interior Design and Architecture, turning visions into reality! 🏡💫 #InteriorDesign #FrameYourSpace
#frameinteriordesign #መቐለ @FRIENDSinterior
#frameinteriordesign #መቐለ @FRIENDSinterior
🔥4
Media is too big
VIEW IN TELEGRAM
From Mekelle to Maychew: Exploring architectural and interior design for a stunning G+3 residence apartment building! 🏢✨ #DesignJourney #Architecture #InteriorDesign
#architecturedesign
#architecturedesign
👍10
Media is too big
VIEW IN TELEGRAM
🎨Painting is just one piece of the puzzle! 🧩✨ Space layout, functionality, and lighting are essential for a well-designed home. Let’s dive deeper! #HomeDesign #Interiodesign
🔥6
Media is too big
VIEW IN TELEGRAM
" . . . እቲ መልኣኽ ድማ “እንሆ ንዅሉ ህዝቢ ዝኸውን፥ #ዓብዪ_ሓጐስ ኣብስረኩም ኣለኹ እሞ ኣይትፍርሑ። ሎሚ መድሕን፥ ንሱውን #ክርስቶስ #ጐይታ፥ ኣብ ከተማ ዳዊት #ተወሊዱልኩም ኣሎ። . . . ” በሎም።" ሉቃ 2፥10-11፤
ትካልና #ፍሬም_ኣርክቴክቸርን_ኢንተርየር_ዲዛይንን ንኵልኻትኵም ኣመንቲ ክርስትንና ፥ እንኳዕ ናብ ጐይታናን መድሓኒትናን ኣምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ በዓለ ልደት ብሰላም ኣብፀሐኵም ፡ እናበለ ርሑስ በዓል ልደት ንክኾነልኵም ፡ ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ !
ነዚ ብምምልኻት ፥ ናይ Residence Interior Design : Giveaway ኣዘጋጂና ኣለና።
ምችዉን ሰሓባይን ቦታ ፥ ንፍጠር !

🙏10🔥4
.
1ይ ጴጥ 1፥3-4፤
" ንኢየሱስ ክርስቶስ #ካብ_ሞት_ብምትሳኡ ህያው ተስፋ ዝሃበና፥ ብብዝሒ ምሕረቱ ብሓድሽ ልደት #ውሉዱ ዝገበረና፥ ኣምላኽን ኣቦን ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ይባረኽ። ንሱ ነቲ #ዘይጠፍእን፥ #ዘይበላሾን፥ #ዘይፅምሉን፥ #ኣብ_ሰማያት_ኣዳልዩልና ዘሎ #ርስቲ_ኽንወርስ_ገበረና።
እንኳዕ ናብ #ትንሣኤና ብሰላም ኣብፀሐና
#ፍሬም ኢንተሪየር ዲዛይንን ኣርክቴክቸርን!

🔥5