✅ @hakitatalem
〽️ናይ ጃፓን ዜግነት ብምሓዝ ካብ ታይታኒክ ምስማጥ ዝተረፈ ብሕታዊ ሰብ ኣብቲ ወቕቲ ካብ ስርሑ ተባሪሩ ነይሩ እዩ።
〽️ እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ድማ ብ ጃፓናውያን ልምዲ መሰረት ምስዝሞቱ ሰባት ሓቢሩ ዘይሞተ ሰብ ከም ፈራሕ ስለዝቑፅር እዩ።
〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።

👍7🤬4😁3
✅ @hakitatalem
〽️እዚ ኣብ ምስሊ እትርኢዎ ዘለኹም ሰብኣይ ቱርካዊ እንትኸውን mehmet tok ይበሃል።
〽️ እዚ ሰብ እዚ ን 8 ዓመት ሽጋራ ምትካኽ የቋርፅ'ሞ ን ሽጋራ ዘውፅኦ ዝነበረ ገንዘብ ብምቑጣብ መኪና ይገዝእ።
〽️ነገር ግን ብዘሕዝን ኹነታት mehmet tok መኪና ድሕሪ ምግዝኡ ብ መኪና ሓደጋ ክመዉት ኽኢሉ እዩ።

😁12❤5👍3
✅ @hakitatalem
〽️ ብ 1977 ኣ.ፈ ናይ 'ኢቫንሲቬሌ ዩንቨርስቲ' ቕርጫት ኩዑሶ ቡድን ዝጉዓዙሉ ዝነበረ ኣውሮፕላን ተኸስኺሱ ኹሎም ናይ ቡድን ኣባላት ሂወቶም ሓሊፉ እዩ።
〽️ብዝገርም ዕድል ግን 'ዴቪድ ፋር' ዝተብሃለ ተጫዋቲ ኣብ ጉልበቱ ብዝበፅሖ ጉድኣት ካብቲ ጉዕዞ ብምቕራዩ ካብቲ መስካሕክሒ ሓደጋ ከምልጥ ኽኢሉ ነይሩ እዩ።
〽️ ግና ብዘሕዝን ኩነታት እቲ ሓደጋ ምስበፀሐ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ዴቪድ ብመኪና ሓደጋ ሂወቱ ሓሊፋ እያ።
ኣይትትረፊ ዝተብሃለት ነብሲ 😩

😭8👍4😢1
✅ @hakitatalem
〽️ብ ናይ ዓባይ ብሪታንያ ሕጊ መሰረት ጥንስቲ ሰበይቲ ኣብ ዝደለየቶ ቦታ ክትሸን ትኽእል እያ።
〽️ ተደልያ እውን ን ሓደ ናይ ፖሊስ ኣባል ጠጠው ኣቢላ ቖቢዕኻ ሃበኒ ክሸነሉ ክትብል መሰል ኣለዋ እዩ።

😁19❤1👍1
Forwarded from sᴏʟsᴛɪᴄ sᴏᴜʟ
Join @tegaru_thoughts right now 🌐 !
⏩ Funny thoughts 🤣
⏩ Inspirational musics🎧 🎧
⏩ Memes😂
u wanna laugh? እመነኒ ሱቕ ኢልኻ ዛ
📌 @tegaru_thoughts ትብል ንኽአያ
A place where you can laugh all day long!!!
⏩ @tegaru_thoughts
⏩ @tegaru_thoughts
u wanna laugh? እመነኒ ሱቕ ኢልኻ ዛ
A place where you can laugh all day long!!!
Please open Telegram to view this post
VIEW IN TELEGRAM
🔥11👍2❤1
Forwarded from Cinelux Photography (👑 Hatsey Bazen)
Cinelux Photography
+251942707398
+251977166434
We Capture Your Smile 😊
BOOK YOUR ASHENDA PHOTO SHOOT
JOIN US - @Cineluxphotography
+251942707398
+251977166434
We Capture Your Smile 😊
BOOK YOUR ASHENDA PHOTO SHOOT
JOIN US - @Cineluxphotography
🥰4👍1