Interesting Facts 💡
680 subscribers
78 photos
1 video
4 links
This channel will track down interesting things happening in the world. Throughout history. stay tuned!

Creator @Kaleab_kibrom 📨
Download Telegram
〽️ ብቡዙሓት ኣጓላት ዝተደፈረ ወዲ 🙆‍♂
@hakitatalem

〽️ ብ 2003 ኣ.ፈ ኣብ ከተማ texas ኣብ እትርከብ ንእሽተን መንደር ሓደ ወዲ ብ ቡዙሓት ኣጓላት ተደፊሩ ነይሩ እዩ።

〽️ብጣዕሚ ዝገርም ነገር ድማ  ድሕሪ እዚ ነዚ ዝሰምዑ ብዙሓት ኣወዳት  ናብቲ መንደር ክጎርፉ ወይ ብተደጋጋሚ ግዜ ክኸዱ ተስተውዒሎም እዮም።

ንምንታይ እዮም ዝኸድለው ? 🙂

〽️ ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓፅርቲ ታሪኻት ይከታተሉ
@hakitatalem
🤣25👍82👏2
@hakitatalem
〽️ናብ ድሕሪት ምልስ ኢልኹም ሰባት ካብ ድቃሶም ብምንታይ ይለዓሉ ነይሮም ሓሲብኹም ትፈልጡ ዶ ?

〽️ ቕድሚ Alarm clock ምምፅኡ ኣብ ሃገረ እንግሊዝ knock-upper ወይ ድማ መንኳሕኩሒ ዝተብሃለ ድርጅት ነይሩ።

〽️ ናይዚ ድርጅት ሰራሕተኛታት ኣብ ዝመደብኻሎም ሰዓት ገዛኻ ብምምፃእ ነቲ ማዕፆኻ ወይ መሽኮት ብዝተፈላለዩ መሳርሕታት ይድብድብዎ 📣

 ⛵️ከምዝተልዓልኻ ምልክት ተዘይሂብኻዮም ፈፂሞም ኣይንቀሳቐሱን


〽️ ድሕሪ ዝተወሰነ ዓመት እዚ ድርጅት ክፈርስ ኽኢሉ እዩ።

ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓቅታት ይከታተሉ
@hakitatalem
👍17😁10🔥1🥱1🫡1
@hakitatalem
〽️ብ 1940 ኣ.ፈ ኣብ ኣውሮፓ እና ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ኣብዚ ምስሊ ከም እትሪእዎ ዓይነት bullet bras ዝተብሃለ ንቐድሚት ቀጥ ዝበለ ጡብ መትሐዚ ነይሩ።

〽️በቲ ግዜ ንሱ ኣዝዩ ዝፉቶ fashion ኸም ዝነበረ ብስፍሓት ይንገር።


ጉድ ጉድ🙂

〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
@hakitatalem
ናብ ኣዕርኽቶም ሼር ይግበሩታ👊
😁12👍42🤔2🥱1
@hakitatalem
ይፈልጡ ዶ ?

〽️ ካብ ዓለምና ብ ሃፍቲ ካብ ዝፍለጡ ሰባት እቲ ሓደ ዝኾነ ኣሜሪካዊ ቢል ጌት ሃይስኩል ተምሃሪ እናሃለወ ናይ ቤት ትምህርቱ ኮምፒተር ሲስተም ሃክ ብምግባር ን ባዕሉ ኣጓላት ናብ ዝበዘሖ ክፍሊ ንምምዝጋብ ሞኪሩ ነይሩ እዩ 🤭

〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
@hakitatalem

ሼር / Share
😁13👏43❤‍🔥1👍1
🪽 ክቡራት ተኻታተልቲ ዝልቀቑ ሓቅታት ወዲያው ንክትሪእዎ በይዘኦም "notification on" ወይ "unmute" ይግበርዎ። ❤️

🦋 @hakitatalem 🦋 ❤️
👍75😁1
@hakitatalem
〽️ squid game ኣብ ሓፂር ግዜ ካብ ዝተፈተዉ ተኸታታሊ ፊልም እቲ ሓደ እዩ።

〽️ እቲ ዝገርም ነገር ድማ ኣብዚ ናይ ፊልም ሓደ ክፋል ብጌጋ ንሰከንዳት ኣብ ምስሊ ስልኪ ቑፅሪ ተራእዩ እዩ።

〽️ ድሕሪ እዚ ድማ እቲ ፊልም ምስተለቐቐ ሓደ መዓልቲ እንተይመለኦ ልዕሊ 4000 ሰባት ናብቲ ስልኪ ቑፅሪ በዓል ቤት ዝኾነ ሰብኣይ ናደወሉ ተኸኽ ኣቢሎሞ እዮም ።

〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
@hakitatalem
😁14👍42🎉1
@hakitatalem

〽️ ደቂ-ሰባት ምስ ዛፍ ብ ፍቕሪ ክወዳቑን ከምኡ'ውን ን ዛፍ ፍሉይ ናይ ግብረ-ስጋ ድሌት ከርእዩ ይስትውዐሉ እዮም 😱

〽️ እዚ ናይ ሳይኮሎጂ ችግር ድማ 'dendrophilia' ይበሃል።


〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
@hakitatalem
😱8🤣5🤔32🥱2👍1
Forwarded from ᴘᴀʀᴀᴅᴏx
ለለ መፃና መፃና መፃና 😀

😀ኣዳሜ:መን ኢኹም ለለ ንስኹም ?

😀ኣኞኹም @tegaru_thoughts ንበሃል😉

😀ብዘይገደብ ክስሕቑ ይደልዩ ዶ ?

😀ታማ ይገብርለዉ 😳🤭

ሱቕ ኢሎም ዛ @tegaru_thoughts ትብል ይንኽኡዋ ቐልድና ኸም ናይ ኢትዮ ቴሌኮም ፓኬጅ ዝውዳእ ኣይኾነይ። ቐልድና ኸም ኣባይ ግድብ ክውዳእ እዩ ናበልኻዮ ዘይውዳእ እዩ። 😂😂

🔹 hold up_hold up

ብስሓቕ ምሻን ግን ኣይፍቀድይ 😂
#ስጋኻ_ስጋኻ

▶️ @tegaru_thoughts
▶️ @tegaru_thoughts
▶️ @tegaru_thoughts
Please open Telegram to view this post
VIEW IN TELEGRAM
😁143🥰2👏1
@hakitatalem

〽️ ኢራን ኩላሊት ብሕጋዊ መንገዲ ዝሽወጠላ ብሕታዊት ሃገር እያ።

〽️ ናይ ኢራን ዜጋ ዘለዎ ሰብ ኩላሊቱ መንግስቲ ብዝዘርገሖ ሕጋዊ መንገዲ ክሸጥ ይኽእል እዩ

〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
@hakitatalem
👍15🤯3🤨1
@hakitatalem

〽️እዚ ኣብ ምስሊ እትሪእዎ ዘለኹም ገዛ ናይ ሓደ ቤተሰብ ገዛ እንትኸዉን ዝርከበሉ ቦታ ድማ ኣብ ናይ ኔዘርላንድ እና ቤልጂየም ድንበር እዩ።

〽️ በዚ መሰረት ድማ ፍርቁ ገዛ ናይ ኔዘርላንድ እንትኸውን ፍርቁ ድማ ናይ ቤልጅየም እዩ።

〽️ imagine  ቑርሲ ንምብላዕ ኣብ ቤልጅየም ንምድቃስ ኔዘርላንድ
🤧

〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓቅታት ይከታተሉ።
@hakitatalem
😁21👍53
@hakitatalem

〽️ ጥንታዊ ግብፃውያን ናይ ዝሞተ ሰብ ሰውነት ንከይበሳበስ (ንከይበላሾ) 'መሚፌክሽን' ዝበሃል መድሓኒት ኣለዎም  ።

〽️እቲ ዝገርም ነገር ድማ በዚ መንገዲ ካብ ዝተገነዙ ሰባት ናይ 'ቱታንክሁሙን' ዝተብሃለ ፈርኦን ብልዕቱ ጠጠው ምስበለ እዩ።
🙂

〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
@hakitatalem
😁10🤣6👍21🤔1😱1
@hakitatalem

〽️ናይ ጃፓን ዜግነት ብምሓዝ ካብ ታይታኒክ ምስማጥ ዝተረፈ ብሕታዊ ሰብ ኣብቲ ወቕቲ ካብ ስርሑ ተባሪሩ ነይሩ እዩ።

〽️ እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ድማ ብ ጃፓናውያን ልምዲ መሰረት ምስዝሞቱ ሰባት ሓቢሩ ዘይሞተ ሰብ ከም ፈራሕ ስለዝቑፅር እዩ።


〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።

@hakitatalem
👍7🤬4😁3
@hakitatalem

〽️እዚ ኣብ ምስሊ እትርኢዎ ዘለኹም ሰብኣይ ቱርካዊ እንትኸውን mehmet tok ይበሃል።

〽️ እዚ ሰብ እዚ ን 8 ዓመት ሽጋራ ምትካኽ የቋርፅ'ሞ ን ሽጋራ ዘውፅኦ ዝነበረ ገንዘብ ብምቑጣብ መኪና ይገዝእ።

〽️ነገር ግን ብዘሕዝን ኹነታት mehmet tok መኪና ድሕሪ ምግዝኡ ብ መኪና ሓደጋ ክመዉት ኽኢሉ እዩ


〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
@hakitatalem
😁125👍3
@hakitatalem
〽️ ብ 1977 ኣ.ፈ ናይ 'ኢቫንሲቬሌ ዩንቨርስቲ' ቕርጫት ኩዑሶ ቡድን ዝጉዓዙሉ ዝነበረ ኣውሮፕላን ተኸስኺሱ ኹሎም ናይ ቡድን ኣባላት ሂወቶም ሓሊፉ እዩ።

〽️ብዝገርም ዕድል ግን 'ዴቪድ ፋር' ዝተብሃለ ተጫዋቲ ኣብ ጉልበቱ ብዝበፅሖ ጉድኣት ካብቲ ጉዕዞ ብምቕራዩ ካብቲ መስካሕክሒ ሓደጋ ከምልጥ ኽኢሉ ነይሩ እዩ።

〽️ ግና ብዘሕዝን ኩነታት እቲ ሓደጋ ምስበፀሐ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ዴቪድ ብመኪና ሓደጋ ሂወቱ ሓሊፋ እያ።


ኣይትትረፊ ዝተብሃለት ነብሲ 😩

〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
@hakitatalem
😭8👍4😢1
@hakitatalem

〽️ብ ናይ ዓባይ ብሪታንያ ሕጊ መሰረት ጥንስቲ ሰበይቲ ኣብ ዝደለየቶ ቦታ ክትሸን ትኽእል እያ

〽️ ተደልያ እውን ን ሓደ ናይ ፖሊስ ኣባል ጠጠው ኣቢላ ቖቢዕኻ ሃበኒ ክሸነሉ ክትብል መሰል ኣለዋ እዩ።

〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
@hakitatalem
😁191👍1
Forwarded from sᴏʟsᴛɪᴄ sᴏᴜʟ
Join @tegaru_thoughts right now 🌐 !

Funny thoughts 🤣
Inspirational musics🎧🎧
Memes😂

u wanna laugh? እመነኒ ሱቕ ኢልኻ ዛ
📌@tegaru_thoughts ትብል ንኽአያ

A place where you can laugh all day long!!!

@tegaru_thoughts
@tegaru_thoughts
Please open Telegram to view this post
VIEW IN TELEGRAM
🔥11👍21
Forwarded from Cinelux Photography (👑 Hatsey Bazen)
Cinelux Photography
+251942707398
+251977166434
We Capture Your Smile 😊
BOOK YOUR ASHENDA PHOTO SHOOT
JOIN US - @Cineluxphotography
🥰4👍1