ኣብ መንፈሳዊ ዕብየትና ዕንቅፋት..
ጸሎት ኣብ ንገብረሉ ሓሳባትና ንምንታይ ይበታተን
ፍረ መንፈስ ቅዱስ ግና፥ ፍቕሪ፥ ሓጐስ፥ ሰላም፥ ትዕግስቲ፥ ልግሲ፥ ሕያዋይነት፥ እምነት ዝበሃሉ ምስጢሮም
https://youtu.be/-ZiEL9rcteE ይከታተሉ
#ሚካኤለ_ሚድያ_michael_media

YouTube
ካብ ጸሎት ዘርሕቐና ስራሕ: መንፈሳዊ ዕብት ድኽመቱን መፍትሒኡን|| መጋቤ ሐዲስ ሚኪኤለ ገ/ክርስቶስ Megabe Hadis Michael G/krstos
@michaeltube
#ሚካኤል_ሚድያ_michael_media
#ሚካኤል_ሚድያ_michael_media
ህፃናት ሒዝካ ናብ ቍርባን ኣብ ትኸደሉ ስርዓተ ቅዳሴ ኣብ ዝፍፀመሉ ምእታው
ቀስብቐስ ስርዓት ቤተ ክርስቲያን ምጥሓስ ከም ልምዲ ምውሳድ
ሓላፍነት ወለዲ ኣብ ህፃናት..
ኣብ ዓለማዊ ቤት ትምህርትን ቤተ ክርስቲያንን ዘለና ኣረኣእያ
https://youtu.be/0_Eb2dCwhSQ
#ሚካኤለ_ሚድያ_michael_media ይከታተሉ
ቀስብቐስ ስርዓት ቤተ ክርስቲያን ምጥሓስ ከም ልምዲ ምውሳድ
ሓላፍነት ወለዲ ኣብ ህፃናት..
ኣብ ዓለማዊ ቤት ትምህርትን ቤተ ክርስቲያንን ዘለና ኣረኣእያ
https://youtu.be/0_Eb2dCwhSQ
#ሚካኤለ_ሚድያ_michael_media ይከታተሉ
YouTube
ቆልዑ ንምቑራብ ቅዳሴ ኣቋሪፅካ ምእታው: ድፍረት ዝተመልኦ ኣካይዳ|| መጋቤ ሐዲስ ሚኪኤለ ገ/ክርስቶስ Megabe Hadis Michael G/krstos
@michaeltube
#ሚካኤል_ሚድያ_michael_media
#ሚካኤል_ሚድያ_michael_media
ስርዓት ቤተ ክርስቲያን እናጠሓሱ ዝካየዱ መርዓታት(ስርዓተ ተክሊል: ቁርባን)...
ምስ ድኽመቱ ናብ ቤተ ክርስቲያን ንዝመፀ ደፋፊእኻ ምውፀእ
ሓጥያትካ ዶ ሓጥያቱ ይበዝሕ.....
https://youtu.be/kFIqPxTIuCQ ይከታተሉ
ምስ ድኽመቱ ናብ ቤተ ክርስቲያን ንዝመፀ ደፋፊእኻ ምውፀእ
ሓጥያትካ ዶ ሓጥያቱ ይበዝሕ.....
https://youtu.be/kFIqPxTIuCQ ይከታተሉ
YouTube
ንተመርዓውቲ ኣካላት ዝመሓላለፍ ወቐሳ፡ ተክሊል ዘድልዮ|| መጋቤ ሐዲስ ሚኪኤለ ገ/ክርስቶስ Megabe Hadis Michael G/krstos
@michaeltube
#ሚካኤል_ሚድያ_michael_media
#ሚካኤል_ሚድያ_michael_media
ናይ ስብከት መርሃግብሪ ተባሂሉ ፃውዒት ይግበር ሰባኺ ሓደ: ዘመርቲ 12 ይእከቡ
ንትምህርቲ 30 ደቒቓ፡ 12 ሰዓት ሙሉእ ኣብ መዝሙር🤔 ነፍርዮ ዘለና መንእሰይ ነቲ ቃለ ወንጌል ዝተረድአ ዘይኮነስ ነጋሪት ናይ ምውቃዕ ሕማም ዘለዎ እዩ ለይቲ ሙሉእ ነቲ ዝዝምሮ ቃል እኳ እንታይ ምዃኑ ዘይተረደአ ዓው ኢሉ ጎሮርኡ ክሳብ ዝጭደድ ሓዲሩ ከሲሩ ዝኸይድ ብዙሕ እዩ።
ኣሕዋተይ ንፅውዖም ዘለና ዓላምኡ ኣረዲእና ንስሓቦም ኣብ ዓውደ ምሕረት ነገሪት ዘይወቓዕኹ ኢሉ ዝረጋሕ ብዙሕ እዩ፤ ወንጌል ተባሂሉ በቲ ልዑል ዜማ መሠረት ገይሩ ቅዱስ ቃሉ እናተኣወጀ ምቁራፅ ዝኣቢ ኣባይ ትውልዲ በዚሑና እዩ። እንትስብኽ ዝኹሪ እንትዝመር ዕልልታ ዝጅምር ዘሎ ገና እቲ ቅዱስ ቃሉ ስለዘይተረደኦ እዩ ጉዕዞና ብደመ ነብሲ እናኾነ ዝሓረርና ተኽሊ ኮይንና ኢና። ገሌና ቤተ ክርስቲያን ብምምልላስና ወይ ኣብኡ ብዙሕ ዕድመ ብምቑፃርና ዝተለወጥናዮ ነገር ዘየሎ ዛ እምባይ መን ይወርሳ እናበልና ናይ ትምክሕቲ ከበሮ እናወቓዕና ነሕልፎ ኢና።
ትሕትና ለቢስና ውሽጥና ሓዲስና ሕድሕድ ንጓዓዛ ሰዓት ፍረ ዘላታ ክትኮን ክብረ በዓላት እናቖፀርና ንተርእዮ ንከንቱ ውዳሴ ዘይኮነ ተፈልጥቲ ሰባት ረኻብካ ተፀጊዕኻ ፎቶ ተላዒልካ ምምላስ ዘይኮነ እታ ተደላይት ነብስና ማዕሪግ ምስ መላእክት ሓቢራ ቅዱሳን ኣኺላ ክትምለስ ይግባእ።
ቀትርን ለይትን ከተሓሳስበና ዝግባእ ኣብ ምድሓን ነብሳት ይኹን።
ብኣሽሓት ሰብ ተኣኪቦምልካ ኣብ ክንዲ ኣድሒን ኣሕጕስካ ትሰዶም ምድራዊ ወግዒ ኣውጊዕኻ ትኸድ እንተኾይንኻ ናይ ከንቱ ከንቱ እዩ
" ወንጌል እንተ ሰበኽኩ፥ ዝምክሐሉ የብለይን፤ ክሰብኽ ግዴታይ እዩ እሞ፥ እንተ ዘይሰበኽኩ ግና ወይለይ።
1ቆሮ 9:16
ናብ መኣዲ ቀሪቡ ኣብቲ ሕብስቲ ዘይበልዕ መን እዩ? ናብ ቤተ እግዚአብሔር ዝቐርብ ዘሎ ኩሉ ካብቲ ናይ ህይወት ሕብስቲ ይወስድ ኣሎ ዶ ሰባኻይ ዘማራይ ተኣካባይ ዓላላይ ኩሉ ካብ ቅዱስ ስጋኡ ክቡር ደሙ ይወስድ ኣሎ ዶ? ናብዚ ንኽበቅዕ ኸ ናትና እጃም ሓዊስናሉ ዶ?
ድኻምና ከንቱ ከይኾን ነዞም ንእክቦም ዘለና ንጓስዮም ዘለና ኣባጊዕ ንሕሰበሎም።።።።
እግዚአብሔር ጥበቡ ኣብ ልቦናና የሕድሮ
https://www.youtube.com/@michaeltube

ኣበይ ኣለና
"ብዙሕ መከራ እኳ እንተ ተቐበልኩም፥ ነቲ ቓል፥ በቲ ኻብ መንፈስ ቅዱስ ዝተረኽበ ሓጐስ ብምቕባልኩም፥ ንኣናን ንጐይታን መሰልኩም።
ስለዙይ ነቶም ኣብ መቄዶንያን ኣካይያን ዘለዉ ዅላቶም ምእመናን፥ ኣርኣያ ኾንኩምዎም። "1 ተሰ 1፡6-7
ኣነን ንስኹምን ከ ንምንታይ ኣርኣያ ኮይንና ንኾን? ንመርሖሞ ዘለና ሰባት ናበይ ንወስዶም ንህሉ? ንዓና እናጠመቱ ደድሕሬና ዝስዕቡ ዘለዉ ነብሳት ኣበይ ነብፅሖም ንህሉ? ንኡድ ክቡር ጳውሎስ ከምዞም ሰባት እንተዝመስክረልና እንታይ ምበለ? ምውዓልና ምሕዳርና ኣበይ ኮን ይኾን?
ኣርኣያ ትኾን ዘለኻ/ኺ ዘለና ንምንታይ ይኾን እዛ ሕማቕ ዓለም ከም ዴማስ ኣጥሒላትና ንዓኣ እናተገዛእና ዶ ወይስ ነቲ ንኡድ ክቡር ጳውሎስ መሲልና ብጎይታና ሞጎስ እናረኸብና መረበብና ዘርጊሕና ናይ ህይወት ጎደና ንመርሕ ኣለና???
እግዚአብሔር ከምቲ ንኣዳም ፀዊዑ ኣበይ ኣለኻ ዝበሎ? ንዓና እግሊት እገለ ኣበይ ኣለኺ/ኻ እንተዝብለና ኣበይ ንህሉ? ሓጥያት ሰሪሕና ፀጋና ተገፊፉ ኣብ ውሽጢ ሞት ኮይንና ድምፅኻ ሰሚዐ ፈሪሐ ተሓቢአ ዶ ወይስ በደልና ፈሊጥና ብንስሃ ተሓፂብና ከም ከዋኽብቲ ደሚቕና ክብሪ እናወሰኽና ብፍቕሩ ተማሪኽና ዝህበና ጣዕሙ እናጠዓዓምና ኢና...

ሕማም ካሜራ
ኣብ ስርዓተ ቅዳሴ ስርዓት እናጠሓስካ ገፅካ ናብ ካሜራ እናዘርካ ኣብ ቅድሚ ሰማያዊ ንጉስ ምህላውካ ምዝንጋዕ
ፎቶ እንተዘይተሳኢልካ ዝቐደስካ ክሳብ ዘይመስለካ ወልፊ እናኾነ ዝኸድ ዘሎ ካብ ካህናት ክሳብ ምእመናን ዝተዘርገሐ ሕማም
ምእመናን ናብ በሪ መቅደሱ ምውፃእ....
https://youtu.be/1qdCJr2-kTo
#ሚካኤለ_ሚድያ_michael_media ይከታተሉ
ኣብ ስርዓተ ቅዳሴ ስርዓት እናጠሓስካ ገፅካ ናብ ካሜራ እናዘርካ ኣብ ቅድሚ ሰማያዊ ንጉስ ምህላውካ ምዝንጋዕ
ፎቶ እንተዘይተሳኢልካ ዝቐደስካ ክሳብ ዘይመስለካ ወልፊ እናኾነ ዝኸድ ዘሎ ካብ ካህናት ክሳብ ምእመናን ዝተዘርገሐ ሕማም
ምእመናን ናብ በሪ መቅደሱ ምውፃእ....
https://youtu.be/1qdCJr2-kTo
#ሚካኤለ_ሚድያ_michael_media ይከታተሉ
YouTube
ቅዳሴ ሓዲግካ ቀልብኻ ናብ ካሜራ: ናይ ፎቶ ወልፊ ኣብ መቅደሱ|| መጋቤ ሐዲስ ሚኪኤለ ገ/ክርስቶስ Megabe Hadis Michael G/krstos
@michaeltube
#ሚካኤል_ሚድያ_michael_media
ቅዱስ ቃሉ ናብ ኩሉ ንኽባፃሕ ሼር ይግበሩ እዚ ሚድያ ንኽዓቢ subscribe ብምባል ይከታተሉዎ

ሰለስተ ሸዓ ተመርዕዩ ተክሊል ዝገበረ
ካህን እንተፈቒዱለይ እንታይ ገደሸኒ
ካህናት ንገንዘብ ዘለዎም እዮም ዝፈትዉ ዝበሃል ሓሜት🤔
https://youtu.be/MvyyQTnwHnA
ይከታተሉ
ካህን እንተፈቒዱለይ እንታይ ገደሸኒ
ካህናት ንገንዘብ ዘለዎም እዮም ዝፈትዉ ዝበሃል ሓሜት🤔
https://youtu.be/MvyyQTnwHnA
ይከታተሉ
YouTube
ኣብ መበል ሳልሳዩ ብተክሊል ዝተመርዐወ|| መጋቤ ሐዲስ ሚኪኤለ ገ/ክርስቶስ Megabe Hadis Michael G/ktstos
@michaeltube
#ሚካኤል_ሚድያ_michael_media
#ሚካኤል_ሚድያ_michael_media
ህፃናት ብከመይ ይዓብዩ ኣለዉ??
ንግስቲ ንምዃን ንጌታቸው ክምርዓዎ ኣለኒ? ህፃን ክዛረቦ ክሓስቦ ዘይግባእ ግጉይ መልእኽቲ ኣብ ኣተዓባብያ ህፃናት ሓላፍነት ዝጎድሎም ዘሎ ወለዲ
ኣብ ማእኽል ሓፋሽ ህፃናት እናተጋገዩ ብስሓቕ ምዕጃብ
ህፃናት ፃዕዳ ወረቐት እዮም ፅባሕ ኣብ ፅቡቕ ደረጃ ንኽበፅሑ እታ ቅንዕቲ መንገዲ ንሓብሮም
ወለዲ ደቅኹም ብቃለ እግዚአብሔር ንኽትሃንፁ ሓላፍነት ኣለኩም
https://youtu.be/8FG_DQ_b5Is

ንግስቲ ንክኾን ንጌታቸው ክምርዖ እየ ካብ ኣንደበት ህፃን ሓላፍነት ዝጎደሎ ኣተዓባብያ ንምንታይ|| መጋቤ ሐዲስ ሚኪኤለ ገ/ክርስቶስ
@michaeltube
#ሚካኤል_ሚድያ_michael_media ናብ ኩሉ ንኽባፃሕ ሼር ይበልዎ

ታቦት ካብ ቤተ ክርስቲያን ተሰሪቑ🤔 ኣዶ ብደቃ ተቐቲላ፡ ህፃናት በቢመዓልቱ ይሕረዱ ደቂ ኣነስትዮ ንዘይረብሕ ገንዘብ ይጭወያ ይቕተላ እዚ ኩሉ ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ እዩ ብባዕዲ ከይኾን ብኣሕዋተን ደቂ ሰባት ከፊእና ሰብ ክቡር እናሃለወ ክብሩ ኣይፈለጠን ነቶም ዘይሓስቡ እንስሳት መሰለ ከምዝበለ ነቢዩ ምምሳል ጥራሕ ዘይኮነ ካብኣቶም ንኢስና ኢና ዘለና እነስሳ ኳ ንናቱ ወገን ይረድእ ይሕግዝ እዩ ወዲ ሰብ ግን ምርዳእስ ይትረፍ ንሓዉ ቀቲሉ ዋላ ሓንቲ ከምዘይገበረ ኮሪዑ ንምደሪ ይረግፃ ኣሎ ፎቖዶ ሽንጥሮታት ቢንቶታት ዝሽንዶ ዘሉ ስጋ ወድሰብ ዝቑፀር ኣይኮነን ንኸይትፍለጥ ኣዒንቶም እናቧሕጎግካ ኣካላቶም እናመናጠልካ ምሽንዳው ኮይኑ ኣሎ😭😭። ካብዚ ዝኸፍአ መቕዘፍቲ እንተይወረደ ዓበይቲ ዓዲ ሊቃውንቲ ቤተ ክርስቲያን እቲ ዝተረፈ ሰብ ተቓቲሉ እንተይተወደአ፤ ኣጋንንቲ ደም ይሰትዩ ኣለዉ ኣዕርዮም መሓውሮም እንተዘይርጉሑ ዝግበር ግበሩ። ለዋሃት ዝኾኑ ፈተውቲ ዓዶም ሕጊ እግዚአብሔር ዝኽተሉ ሰባት እናፍረና ክንዲ ንኸድ ኣጋንንቲ ቀዲሞምና ስራሕቶም ኣሳሊጦም ቃኤላውያን ኣቢዞሖም ኣፍርዮም ሰይፎም መዚዞም ኣብ ልዕሊ ንፁሃት ንኽዋፈሩ ገይሮም ኣለዉ። ብቃለ እግዚአብሔር ክንሕዞም ውግእና ምስዚኣቶም ንምግባር ሓቛቖና ተዓጢቕና ክንትስእ ይግበአና።።
ብሕልፊ ሕድሕድ ቤተ ክርስቲያን ቀትርን ለይትን ፃዕርታት ክገብራ ይግባእ እንተዘይኮይኑ ታቦት ምስራቕ ኣይኮነን ነብሳት ጠፊአን ክውደኣ እየን ኣብያተ ክርስቲያናት ዘቃፅሉ ዲዮቅልጥያኖሳውያን ክስፋሕፍሑ እዮም። ነዚኣቶም ብኣጋኡ ክንዓግቶም ክርዳድ ፃሂና ስርናይ ክነፍሪ ሓስርን ስርናይን ክንፈሊ እቲ መስአ ኣብ ኢድና እዩ። ካብዚ ዝዓቢ ጉዳይ የለን ተሲእና ንዋፈር ታቦት ምስርቕ ከም ዓብዪ ነገር ክንቆፅር ኣይኮነን እቲ ዝኸፍአ ኣዶ ብወዳ ክትሞት እንተላ እዩ እዚ ዝግበረላ ትግራይ ኮይና ኣላ ካብ ድቃስና ንበራበር ንምከር ንምሃር ብድፍረት ንገስፅ ደቅና ኣሕዋትና ኣቦታትና እዮም ኣብዚ ተዋፊሮም ዘለዉ ባዕዳውያን ኣይኮኑን።።
ደም ዝጨበጠ ሰይፊ ዝዓተረ ኢድ መስቅል ሰላም ንኽዓትር ናብ ስርቂ ዝዋፈር ዘሎ መፅዋቲ ንክኾን ቃኤል ናብ ኣቤል ናብ ጣዖት ዝኸዱ ናብ ቤተ መቅደስ ንኽጓዓዙ ንቐይሮም።
እገለ እገሊት ዘይኮነ ገገዛና ንፈትሽ ምድራዊ ሕጊ እንተጠፍአ ብሰማያዊ ሕጊ ንገዛእ ንዕኡ ኣብ ልብና ነስፍሮ ኣብ ኣእምሮና ነመላልሶ ክንርበሐሉ ኢና እንተዘይኮይኑ ዝመፅእ መዓት እግዚአብሔር ከይበልዐና ንፈጣሪና ንለምን ኩልና ብሕብረት ንፀሊ ኣእዳውና ዘርጊሕና ክሳድና ኣንቃዕሪርና" አድኅን ሕዝበከ ወባርክ ርስተከ" ንበሎ።
መሓሪ ኣምላኽ ምሕረቱ ይልኣኸልና ጨካናት ብኢዶም ይሓዘልና።።።።

ታቦት ይኹን ካልኦት ንዋየ ቅዱሳት ካብ ቤተ መቅደስ ዝስረቑሉ
ኣዶ ብደቃ ሓው ንሓፍቱ ዝሓርደሉ እዋን
ድፍረት ደቂ ሰባት ካብ ኣእምሮ ንዓቐብ ጨኸና....
ናይ ቅዱሳን ዓዲ ብኣጋንንቲ ተወሪራ ካብ ሰላማውያን ንዓቐብ ሰይፊ ዝዓተሩ በዚሖም...
https://youtu.be/WXE-WYGIAVE
#ሚካኤለ_ሚድያ_michael_media ይከታተሉ እጃሞም ወሲዶም ኣብ ድሕነት ትውልዲ ንወፈር።

ታቦት ካብ ቤተ መቅደስ ተሪቑ: ኣዶ ብደቃ ተቐቲላ || መጋቤ ሐዲስ ሚኪኤለ ገ/ክርስቶስ Megabe Hadis Michael G/krstos
@michaeltube
#ሚካኤል_ሚድያ_michael_media
ነዚ ሚድያ ንኽዓቢ subscribe ይበል ቃሉ ናብ ኩሉ ንኽባፃሕ ሼር ይበልዎ

ዐርገ እግዚአብሔር በይባቤ
ዳዊት 47:5
ኣምላኽ ብዕልልታ፥ እግዚኣብሄር ብድምፂ መለኸት ዓረገ።
ወልድ ዋሕድ ኢየሱስ ክርስቶስ አዳም ንምድሓን ካብ ሰማያት ወሪዱ ካብ ስጋና ስጋ ካብ ነብስና ነብሲ ወሲዱ ኣብ ምድሪ እዚ ናይ ስጋ ስራሕ ፈፂሙ ምስ ወደአ ካብ ዝትንስእ ኣብ ኣርብዓ መዓልቱ ብኽብሪ ብዕልልታ ዓረገ።
ዓረገ ዝብል ቃል ክንምልከት እንተለና ካባይ ናበይ ከምዝኾነ ብምንታይ ከምዝኾነ ምምልካት የድሊ።
ዓረገ ማለት ብዝተወሃዶ ስጋ እምበር ኣብ ኩሉ ሙሉእ ዝኾነ ባህርየ መለኮቱ ኣብቲ ነይሩ ናብቲ ከይዱ ወይ ካብዚ ናብዚ ዝበሃሎ ኣይኮነን። ኮይኑ ግና ናይ ቃል ገንዘብ ንስጋ ናይ ስጋ ገንዘብ ንቃል ብምግባር መለኮት ዝተወሃደ ስጋ ወይ ድማ ካብ ክልተ ባህርያት ሓደ ባህርይ ካብ ክልተ ኣካላት ሓደ ኣካል ዝኾነ ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ዓረገ ምባልና እዩ።።
ዓረገ
ቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ ኣብ ሃይ 67፡12--- ነዚ ከረድእ እንተሎ እግዚአብሔር ብዓወት ዘለዎ ድምፂ መለኸት ዓረገ ዝብል ኣብ ዝተርጎመሉ ከምዚ በለ
ባዕሉ ዓረገ በለ እምበር መላእክት ኣዕረግዎ ኣይበለን በቲ መንገዲ ንሱ ዓረገ ደኣ እምበር ቀቅድሚኡ መራሒ ኣይደለየን።።
ኣቐዲሞም ዕርገተ ስጋ ዝፈፀሙ ቅዱሳን ከምዘለዉ መፅሓፍ ይነግረና እዩ ኮይኑ ግና ንሳቶም ዝዓረግዎ ውሱን ናብ ዝኾነ ቦታ መራሕቲ ተገይሮምሎም እምበር ብገዛእ ስልጣኖም ኣይኮነኑ። ኤልያስ ሄኖክ እንተዓረጉ ናብ ብሔረ ሕያዋን ናይ መፃንሒ ቦትኦም ፍጡራት ዝኾኑ ቅዱሳን ንጊዜኡ ዕረፍቲ ናብ ዝረኽብሉ ቦታ ደኣ ዓረጉ እምበር ከምቲ ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ዝዓረጎ በቲ ንሱ ዝዓረጎ ዕርገት ኣይዓረጉን።።
ነዚ እውን ቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ እንተገልፅ
" በቲ መንገዲ እቲ ኤልያስ ከም ክርስቶስ ብኸምዚ ክዓርግ ኣይከኣለን መላኽቲ ናብቲ ዝተኣዘዝዎ ቦታ ደኣ ወሰድዎ እምበር ባህርይ ኤልያስ በዚ ክዓርግ ኣይከኣለን ሓደ አካል ሓደ ባህርይ ዝኾነ እግዚአብሔር ቃል ግና ንመላእክት ዝፈጠረ ስለዝኾነ ብስልጣኑ ዓረገ።
2ነገ 2:1-13 1ጴጥ 3:22 1ጢሞ 3:16
እቲ ዝዓረገሉ ቦታ ገንዘቡ እዩሞ ብስልጣኑ ዓረገ።
ዐርገ በስብሐት ውስተ ሰማያት ወነበረ በየማነ አቡሁ
ብኽብሪ ብዕልልታ ናብ ሰማያት ዓረገ ብየማን ኣቦኡ ነበረ።።
"ወይቤሎ ንበር በየማንየ ዝንቱ ሥጋ ዘሰምዐ ቅድመ ዘይብል መሬት አንተ ወትገብእ ውስተ መሬት ወይእዜሰ ለዝ ሥጋ ኢአከሎ ይኩን መልዕልተ ሰማያት ባሕቲቱ ወኢቆመ ኀበ መላእክት ወኢአከሎ ዝንቱ ክብር አላ ኮነ መልዕልተ መላእክት ወተለዓለ ዲበ ሱራፌል ወዐርገ ላዕለ እስከ ዐርገ መልዕልተ መንበረ መንግሥት ወነበረ ዲቤሁ።።" መዝ 110:1 ማር 16:19 1ጴጥ 3:22
ብየማናይ ተቐመጥ በሎ እዚ ስጋ እዚ ቀደም መሬት ኢኻ እሞ ናብ መሬትነትካ ክትምለስ ኢኻ ዝብል ኣዋጅ ሰሚዑ ነበረ። ሎሚ ግና ነዚ ስጋ ኣብ ልዕሊ ሰማያት ምዃን ጥራሕ ኣይኣኸሎን። ኣብ ቦታ መላእኽቲ ኣይተወሰነን እዚ ክብሪ እዚ እውን ኣይኣኸሎን ልዕሊ መላእክት ኮነ ልዕሊ ሱራፌል ልዕል በለ። ናብ ዝፋን መንግስተ ሰማያት ደይቡ ኣብ ልዕሊኡ ክሳብ ምቕማጥ ደኣ በፅሐ እምበር ናብ ላዕሊ ብምድያብ ጥራይ ኣየብቅዐን።።
ኣብ መንጎ ሰማይን ምድርን ዘሎ መጠን ርሕቀት ኣይትፈልጦን ዲኻ ነዓ ሐዚ ካብ በርባሮስ ጀሚርካ ስፈር ፤ኣስተውዕል ኣብ መንጎ ገሃነምን ምድርን ክሳዕ ሰማይ ዘሎ መጠን ርሕቐት ክንደይ ዝኣክል እዩ? ከምኡ እውን ካብ ምድሪ ክሳብ ጠፈር ዘሎ መጠን ርሕቐት ክንደይ ዝኣክል እዩ
ካብዚ ሰማይ እዚ ክሳዕ ካልኣይ ሰማይ ካብ ካልኣይ ሰማይ ክሳዕ ሳልሳይ ሰማይ ዘሎ መጠን ርሕቐት ከምኡ እውን ኣብ መንጎ ሰማያውያን መላእኽትን ኣብ መንጎ አርያም ዘለዉ መላእኽትን ኣብ መንጎ መንበረ መንግስት ዘሎ መጠን ርሕቐት ክንደይ ዝኣክል እዩ? ነቲ ናትና ባህርይ ካብዚ ክብ ዝበለ መጠን ርሕቐት ንላዕሊ ኣቐመጦ።።
ካብቲ ቀደም ንሰብ ዘውረደሎ ቦታ ዝትሕት (መሬት ካብ ምዃን ዝንእስ)ዋላ ሓደ የለን ሎሚ ከዓ ካብቲ ንሰብ ዘደየቦ ቦታ ንላዕሊ (ኣምላኽ ካብ ምዃን) ዝበልፅ እንታይ ኣሎ።።
ብዕርገቱ የዕርገና

ዕርገት፦ዝተኣተወ ቆፀሮ ዝተውሃበ ተስፋ
ናብ ኣገልግሎት ዝዋፈራ ኣእጋር
https://youtu.be/Ap0ls9UJ75s
#ሚካኤለ_ሚድያ_michael_media
ይከታተሉ
ዕርገት፦ዝተኣተወ ቆፀሮ ዝተውሃበ ተስፋ
ናብ ኣገልግሎት ዝዋፈራ ኣእጋር
https://youtu.be/Ap0ls9UJ75s
#ሚካኤለ_ሚድያ_michael_media
ይከታተሉ
YouTube
ዕርገት ጎይታ: ዕርገት ቅዱሳን፣ ዝተውሃበ ትእዛዝ||መጋቤ ሐዲስ ሚኪኤለ ገ/ክርስቶስ Megabe Hadis Michael G/krstos
@michaeltube
#ሚካኤል_ሚድያ_michael_media
ቃሉ ናብ ኩሉ ንኽባፅሕ ንዝፀልመቶም ቃሉ ሰሚዖም ብርሃን ልቦም ንኽበርህ ዘለኣለማዊ ዕረፍቲ ንኽረኽቡ ሼር እናበሉ ናብ ኩሉ የባፅሑ።

ናሁ ድንግል ትፀንስ ንግረኒ እስኩ አይሁዳዊ ወዜንወኒ መኑ ዘወለደቶ ድንግል ወአጠይቀኒ ዘከመ አጠየቆ ለሄሮድስ አንተሰ ኢታጠይቀኒዮ ሊተ አላ ነገርኮ ለዝኩ ከመ ይቅትሎ ወለምንትኑ ኢትነግረኒ ሊተ ከመ እስገድ ሎቱ መኑ ዝ ዘወለደቶ ድንግል ውእቱ እግዚአ ኵሉ ፍጥረት።።ኢሳ 7:14 ማቴ 2:1-14
"እነሆ ድንግል ክትጠንስ እያ"
በልካ ኣታ ኣይሁዳዊ እስኪ ንገረኒ እታ ድንግል ዝወለደቶ ንሱ መን እዩ? ንሄሮዶስ ከምዘረደኣኻዮ ንዓይ እውን ኣረድኣኒ። ንዓይስ ኣይትነግረንን ዲኻ? ንዕኡ ምእንቲ ክቐትሎ ነገርካዮ ንዓይ ግና ምእንቲ ክሰግደሉ ንምንታይ ዘይትነግረኒ? እዛ ድንግል ዝወለደቶ ንሱ መን እዩ ንሱስ ነዚ ኩሉ ፍጥረት ዝፈጠረ ጎይታ እዩ።።
ንስኻ ስቕ እንተበልካ ኩሎም ፍጥረታት ይዛረቡ ስቕ እውን ኣይብሉን እዮም።
ሃይ. አበ ዘዮሐ. አፈ ምዕ 66:25--
ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ መንግሥትከ

ሚካኤል ሰነ
ቅዱስ ሚካኤል ሊቀ መላእክት
ሰለስተ ሹመታት ኣለውዎ
✔️ኣብ ልዕሊ ኃይላት
✔️ኣብ ልዕሊ አጋዕዝት
✔️ኣብ ልዕሊ ኩሎም መላእክት
✔️ ንኹልና ደቂ ሰባት ብኣማላድነቱ ካብ ፈጣሪና ምሕረት ዘምፀአልና ንዝተፀገሙ ዝረድእ ንዝወደቑ ዘተስእ ረዳኤ ምንዱባን እዩ።
ብትሕትንኡ ዝተመስከረሉ ብንፅህንኡ ብራህርህንኡ ቅደስት ድንግል ማርያም ትመስሎ ናይ እግዚአብሔር መልአኽ ምኽሪ ዝተብሃለ ብባሕሪ ብምድሪ ብላዕሊ ብታሕቲ ዝረድእ ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር እናቐረበ ጸሎትና ዘዕርግ ናይ ልመናና መልሲ ካብ እግዚአብሔር ዘመፀአልና እስራኤል ዘስጋ ዝመርሐ ባሕሪ ዝኸፈለ ኃያል መልአክ እዩ መልአክ ብርሃን እዩ።
ቅዱስ ያሬድ፦
" ሚካኤል እመላእክት መኑ ከማከ ልዑል፤
አስተምሕር ለነ ሰአልናከ በ፲ወ፬ቱ ትንብልናከ፤
ሚካኤል እመላእክት መኑ ከማከ ልዑል፤
ዓይኑ ዘርግብ ልብሱ ዘመብረቅ ሐመልማለ ወርቅ፤
ሚካኤል እመላእክት መኑ ከማከ ልዑል፤
ይሰግድ በብረኪሁ እስከ ይመጽእ ሥርየት ለኃጥአን፤
ሚካኤል መኑ ከማከ ልዑል መኑ ከማከ ክቡር።። ይብል ኣብዚ 14 ትንብልና ተባሂሎም ዘለዉ ኣብ ሕድ ሕድ ወርሒ ዘሎ ናይ ቅዱስ ሚካኤል በዓላት ድምር ኣብ ዓመት 12 ይኾኑ ናይ አእላፍ መላእክት ክብረ በዓል 13 ሕዳር እዩ። ነዞም እልፍ አእኣፋት መላእክት መሪሑ ካብ እግዚአብሔር ምሕረት ንደቂ ሰባት ዘምፀአሉ ዕለት ስለዝኾነ መበል 13 እዙይ ተደሚሩ፤ 19 ታሕሳስ ወሲኹ 14 ትንብልንኡ ዝበሃሉ እዚኣቶኣቶም እዮም ይብሉዎም።
ካልኦት እውን ሕድሕድ ናይ ኣስማቱ ፊደላት እዮም ዝብሉ ኣለዉ።።
ሰላም ዕብል ለአስናኒከ ዘመንፈስ፡
ዘኢይረክቦን ጥረስ፡
ሚካኤል ረዳኢ ለእለ ውስተ ባሕር ወየብስ፡
እስመ ረሰየከ ካህነ ምሥዋዑ ክርስቶስ፡
መፍትው ሊተ ትተንብል ቀሲስ።
ባሕራንኒ ይቤ ዘነገደ ባሔረ ምስሌሁ፡
ርኢክዎ ለሚካኤል ወስእንኩ ጠይቆቶ፡
ዮም ሰማያዊ በምድር አስተርአየ።
መልአከ ሰላምነ ሊቀ መላእክት ሚካኤል፡
ሰአል ወጸሊ በእንቲአነ፡
አዕርግ ጸሎተነ ቅድመ መንበሩ ለንጉሥ ዐቢይ።
ንቅደስት አፎምያ ዝረድአ ናይ ባሕራን ሞት ናብ ሕይወት ዝቐየረ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ብረድኤቱ ናይ ኩልና ዝተበላሸወ ህይወት ይቐይረልና።
subscribe