ቲክቶክ ንዓይ እዩ ተፈጢሩ፤ ሞያይ ንኸርኢ ዕድል ኣይረኸብኩን፤ ብሙዚቓ እዩ ዝሓልፈለይ ዝብል ስምዒት ነይሩኒ- ዕላ... https://youtu.be/xu_vlDAMRZQ?si=wMB2tVKmCd6jc4Nu
YouTube
ቲክቶክ ንዓይ እዩ ተፈጢሩ፤ ሞያይ ንኸርኢ ዕድል ኣይረኸብኩን፤ ብሙዚቓ እዩ ዝሓልፈለይ ዝብል ስምዒት ነይሩኒ- ዕላል ምስ ከያኒት እየሩ | June 21/2024
#DedebiMedia #Tigraydaily #Tigraynews #Tigraytv #dimtsiweyane #TMH #Etv #ebs #eritrea
ዓለም ትግራይ እያ...ፀሓፊ ተስፋይ ጓንዴ፤ ምስ ኤርትራ ሓደ ምኻና ኣይተርፍን፤ ተጋሩ ብባንዳነት ዝቕድመና የለን ... https://youtu.be/AksuGZLIfBk?si=j4cBfYHLuhSSpkrG
YouTube
ዓለም ትግራይ እያ...ፀሓፊ ተስፋይ ጓንዴ፤ ምስ ኤርትራ ሓደ ምኻና ኣይተርፍን፤ ተጋሩ ብባንዳነት ዝቕድመና የለን ŀ June 21/2024
#DebiMedia #Tigraydaily #Tigraynews #Tigraytv #dimtsiweyane #TMH #Etv #ebs #eritrea
መግለፂ ማሕበር ደቂ ስዉኣት ተጋደልቲ ትግራይ!!!
****
ዕላማ ምኽባር መዓልቲ ስማእታት መሰረት ህዝባዊነትን ሓርነታዊ ሕላገትን ክብርታት ተጋሩ ክገሃድን ክዕንብብን ዘኽኣሉ ስዉኣትን ንስድርኦምን - ብምሕብሓብን ክብሪ ብምሃብን ጀጋኑ ጕዱኣት ኣካል ብምሕካምን ብምክንኻንን ክኾን ይግባእ ክብል ማሕበር ደቂ ስዉኣት ተጋደልቲ ትግራይ ኣፍሊጡ።
እቲ ማሕበር ዝረአ ዘሎ ፀገም ፀጥታ፣ መጭወይትን ቅትለታትን ወገናት ደው ክብል፣ ወረርቲ ሓይልታት ካብ መሬት ትግራይ ክወፁ፣ ዝተመዛበለ ህዝቢ ናብ መረበቱ ክምለስ ብሓፈሻ ኵሉ ዝምልከቶ ውዕሊ ፕሪቶርያ ከይተሸራረፈ ብህፁፅ ክትግበርን ፀዊዑ፡፡
ምስ ሓብሒቡ ዘዕበዮ ህዝቢ ሰማእታቱ ከም ዝኸብርን ብዝተኸፈለ መስዋእቲ እዚ ወለዶ ዝለዓለ ክብሪ ይስምዐኒ ኢሉ እቲ ማሕበር ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ።
ራምብል/Rumble፡ https://rumble.com/c/c-3244810
14 ሰነ 2016 ኣ/ግ
መቐለ
ደደቢት ሚድያ ንምሕጋዝ / To support Dedebit Media
****
GoFundMe: https://gofund.me/98d06651
PayPal: https://www.PayPal's 7.com/donate?hosted_button_id=NC4AFNBQLVMSN
ቀዋሚ ኣባል ንምዃን/To be a member: https://www.patreon.com/dedebitmedia
A raffle organized by Dedebit Media ብደደቢት ሚድያ ዝተዳለወ ሎተሪ/ዕጫ: https://go.rallyup.com/dedebitmedia

ምንባር ሕቑፊ ዕምበባን ኣብ ቀፅሪ ሓወልቲ ሰማእታት ተሳሊጡ!!!
***
ኣብቲ ንመበል 36 ዓመት ዝኽሪ ሰማእታት ትግራይን ምንባር ሕቑፊ ዕምበባን ኣብ ቀፅሪ ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ዝሳለጥ ዘሎ ስነ-ስርዓት ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ኣይተ ጌታቸዉ ረዳን ኣቦወንበር ዉድብ ህወሓት ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል(ዶ/ር) ሓዉሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳርን ዉድብን፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ተወከልቲ ሲቪል ማሕበራትን ዝተፈላለዮ ክፋላት ሕብረተሰብ ተረኺቦም እዮም።
ራምብል/Rumble፡ https://rumble.com/c/c-3244810
15 ሰነ 2016 ኣ/ግ

Rumble
Dedebit Media
Browse the most recent videos from channel "Dedebit Media" uploaded to Rumble.com