Dedebit Media
6.64K subscribers
4.93K photos
17 videos
3 files
5.88K links
Media company
Download Telegram
ኤግዚብሽንን ባዛርን ቁጠባውን ማሕበራውን ርክባት ንምጥንኻር ሓጋዚ እዩ!!!
****
ኤግዚብሽንን ባዛርን ቁጠባውን ማሕበራውን ርክባት ኣብ ምጥንኻር ዝለዓለ ግደ ከም ዘለዎ ተገሊፁ።
ብምክንያት በዓል ኣብርሃ ወኣፅብሃ ሃገራውን ክልላውን ትካላት ዝተሳተፍሉ ኤግዚብሽንን ባዛርን ኣብ ከተማ ውቅሮ ኣብዝተኸፈተሉ እዋን እዩ እዚ ዝተገለፀ ።
እቲ ንልዕሊ 10 መዓልታት ዝፀንሕ ባዛርን ኤግዚብሽንን ሕብረተሰብ እቲ ኸባቢ ብቐረባ ክረኽቦም ዘይኽእል ሸቐጣሸቀጥ ብዝተመጣጠነ ዋጋ ንክረክብ ከምዝሕግዝን ነጋዶ እውን ተሞክሮ ክለዋወጡን ፍርያቶምን ግልጋሎቶምን ዕዳጋ ክረክብ ከምዝሕግዝን ተሓቢሩ እዩ።
ኣብ ዝሓለፈ በዓል መስቀል ኣብ ከተማ ዓድግራት ክሳለጥ ዝፀንሐ እቲ ባዛርን ኤግዚብሽንን ኣብ ከተማ ውቅሮ ንልዕሊ 10 መዓልታት ከምዝፀንሕን ድሕሪኡ እውን ናብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ትግራይ ከምዝቅፅልን ተገሊፁ ከም ፀብፃብ ኤመሓት ።

03 ጥቅምቲ 2017 ኣ/ግ
መቐለ
ብኩሉ ማሕበራዊ ሚድያ ደደቢት ሚድያ ይረኽቡና!!
****
ዩቱብ/YouTube: https://www.youtube.com/@DedebitMediaOfficial
ፌስቡክ/Facebook (Mekelle Studio) ፡ https://www.facebook.com/DedebitMediaStudio2
ፌስቡክ/Facebook (Australia Studio) ፡ https://www.facebook.com/DedebitMedia
ቴሌግራም/ ፡ https://t.me/dedebitmedia2
ዌብሳይት/Website፡ https://dedebit.org/
ትዊተር/Twitter፡ https://twitter.com/dedebitmedia
ራምብል/Rumble፡ https://rumble.com/c/DedebitMedia
ስነ ስርዓት ምብራህ ጥዋፍ !!!
****
ማሕበር ልምዓት ሃርበኛታት ምልሰ ተጋደልቲ ከተማ ዓዲግራትን ከባቢኣን ብምኽንያት ዝኽሪ 1ይ ዓመት ሰማእታት ትግራይ ሎሚ 03 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ስነ ስርዓት ምብራህ ጥዋፍ ኣሳሊጡ።
ኣብቲ መድረኽ ተረኺም ዘረባ ዘስምዑ ተጋዳላይ ኣዳነ ግደይ ኣባል ቦርድ እቲ ማሕበርን በዓል ሞያ ሕግን ምእንተ ንህልውና ትግራይን ህዝባን ክበሃል ክቡር ሂወቶም ዝኸፈሉ ሰማእታት ትግራይ ዕላዊ መርድኦም ዝተነገሩሉ ዝኽሪ 1ይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ሕድሪ ብፆቶም ንምቕፃል ሓድነቶም ብምጥንኻር ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ትኹረት ብምግባር ከም ዝሰርሑን ገሊፆም ።
ብተመሳሳሊ ተጋዳላይ ሓጋዚ ፕሮፌሰር ሃፍቶም ኪዳነ ማርያ ዋና ስራሕ ኣካየዲ እቲ ማሕበር፣ እዛ ዕለት ሃርበኛታትና ስለ ክብርቲ ትግራይ ኢሎም ክቡር መስዋእቲ ከፊሎም በጃ ዝኾኑላ እያ ኢሎም።
ዕላዊ ዝኽርን መርድእን ጀጋኑና ዝተኻየደላ ዕለት ስለዝኾነት ዝኽሪ የድልያ እዩ። ዝኽሪ ጥራሕ ዘይኮነ ኣብዛ ዕለት ቃልና ብምሕዳስ ሕድሪ ጀጋኑና ንምፍፃም ምርብራብ እንገብረላ እውን እያ ኢሎም ሓበሬታን ርክብን ከተማ ዓድግራት ከም ዝፀብፀቦ።

03 ጥቅምቲ 2017 ኣ/ግ
መቐለ
ብኩሉ ማሕበራዊ ሚድያ ደደቢት ሚድያ ይረኽቡና!!
****
ዩቱብ/YouTube: https://www.youtube.com/@DedebitMediaOfficial
ፌስቡክ/Facebook (Mekelle Studio) ፡ https://www.facebook.com/DedebitMediaStudio2
ፌስቡክ/Facebook (Australia Studio) ፡ https://www.facebook.com/DedebitMedia
ቴሌግራም/ ፡ https://t.me/dedebitmedia2
ዌብሳይት/Website፡ https://dedebit.org/
ትዊተር/Twitter፡ https://twitter.com/dedebitmedia
ራምብል/Rumble፡ https://rumble.com/c/DedebitMedia
ምስ ኣማኑኤል ኣለማየሁ(ወዲ መረሳ) ዝገበርናዩ ፃንሒት ድሕሪ ሰዓት ይፀበዩና። ኣብቲ ቃለ መሕተት ብዙሓት ዝገርሙ ሓሳባት ተላዒሎም ኣለዉ። ክሳብ ሽዑ ዩቱብ ቻናልና https://www.youtube.com/@DedebitMediaOfficial ሳብስክራይብን ላይክን እናገበርኩም ፅንሑ።
ናይ ደደቢት ሚድያ መማረፅቲ ማሕበራዊ ሚድያታት
*****