ሼር ብምግባር ንቤተሰብናን ፈተውትናን ናብዚ በረከት ዝሕፈሶ መግቢ ነብሲ ዝርከቦ ቤት ንዓድሞም ኢና። ምክንይቱ በዚ ዕለት ሰይጣን ብገረብ ዝምለከሉ ኣጋጥሚ ስለዘሎ ናብዚ ክመጹ ንጸውዓዮም። ዘይናትና እምነት ኣብ ቤትና ካብ ምእታዉ ንፈልጦ ጻዕዳ ጸበልና ደኣ ይሕሸና። በረከቶም ኣይፈለየና።
Forwarded from Solo Mehari
ጽባሕ ንመን ነክብር ንፍለጥ
Forwarded from Solo Mehari
ከም'ዚ ፍለጥ ገዳማት ኤርትራ ምሕጋዝ እቲ ዓቢ ባህግና እዩ። ስለዝኮነ ድማ ኣብዚ ግዜ ጉዕዞ ገዳማት ብሰንኪ ሰላም ተሰናኪሉ ከምዘሎ መጥን፣ ኣምላክ ግና ኣይሓደገንን ኣብ ሰናይ ግብሪ ክንውልዕ ፈቂድና ኣሎ። ዝሓለፈ ቀዳም ንገዳም ኣቡነ መርቆሬዎስ ብዓቢ ክብሪ ኣብዒልና። ሕጂ ድማ ንካልኣይ ብተርታኡ ዝኮነ ደብረ ወርቅ ኣቡነ ሊባኖስ ገዳም ሃም ክነክብር ተዓዲምና። እሞ ድማ ቀንዲ ንዓና ዝምልከት ከም ምኳኑ መጥን ናይ ማሕበር ርክብና ከይተረፈ ኣብኡ ክከውን እዩ። ስለዚ ዝኮነ ሰብ ከይተርፍ ካብዚ ዓቢ በረከት። ኩላትና ኣባላት እዚ ግሩብ ከም ስምና መጠን ኣቀዲምና መጺና ተዓጠቕቲ ኢና ክንከውን ዘለና።
ምክንያቱ ከም ቃልና መሰረት ውራይና ስለዝኮነ። ምትራፍ ኣይፍቀድን እዩ ንዘይፈለጡ ሼር እንዳ በልና ነፍልጥ ሓደራ ብስም ጻድቁ ንብል። በረከት ኣለዎ ቀሊል ዘይኮነ ቃል ኪዳኖም ዘቀብል።
ምክንያቱ ከም ቃልና መሰረት ውራይና ስለዝኮነ። ምትራፍ ኣይፍቀድን እዩ ንዘይፈለጡ ሼር እንዳ በልና ነፍልጥ ሓደራ ብስም ጻድቁ ንብል። በረከት ኣለዎ ቀሊል ዘይኮነ ቃል ኪዳኖም ዘቀብል።
ናይ እግዚኣብሔር ዘመን ዝልወጠሉ ሎሚ ኣይኮነንን። ዘመን ምልዋጥ ድማ ህይወትካ ምልዋጥ ንስሓ ምእታው ሥጋኡን ደሙን ምቅባል እዩ። ንሱ ድማ ዝረኣናዮን ንርእዮ ዘለና ሽለል ኢና ንከዶ ዘለና ኢና እሞ። እንታይ ሓድሽ ክህበና ንደሊ ዝተወሃበና ዘይተቀበልናዮ።
Forwarded from Solo Mehari
ናይ ጽባሕ ማሕበርና ኣብቲ ምርቃት ናይ መዝሙር ኣብ ሳሪስ መስቀል ኣደራሽ እዩ ቀልጢፍና ንምጻእ ከይንተርፍ ሰብ ድማ ንዓድም ኢና በይንና ከይንመጽእ ሓደራ። ኩላትና 3 ሰባት ሒዝና ንምጻእ ኣብ ከባቢና ዘሎ ኤርትራዊ ጉዳይ ገዳማት ኤርትራ ክርድኦ ግዴታ ክመጽእ ከም ዘለዎ ሓብርዎ ብግዲ ድማ ኣምጽእዎ።
ሰላም ኩቡራት የሕዋት ወርሓዊ ርክብና ብምክንያት ዓመታዊ በዓል ኣቦና ኣይተራከብናን እንተኮነ ጉዳይ ወልደዮሴፍ ሓውና ተወሳኪ ዓቢ ርክብ ስለዝመጸና ዘሎ ንጽባሕ ረቡዕ ሰዓት 9 ናይ ንግሆ ኣብ ቅዱስ መርቆሬዎስ ቤተክርስትያን ንረከብ ሓደራ ምትራፍ ኣይፍቀድን እዩ ኣብ ቃልና ጸኒዕና እንተ ኣለና ኮይና ኩሉ ገዲፍና ንምጻእ። ብቃል ጥራይ ዘይኮነ ብግብሪ ድማ እሙናት ንኩን ሓደራ። ናይ ዓሚ ቃልና ኣይንዘንግዕ። ዓቢ ቃልን ሓደራን ኢና ተሰኪምና እዛ ዓመት ብሰላም ወዲእናያ ዘለና እሞ ክይንተርፍ ሓደራ።
Forwarded from Solo Mehari
ዓቢ ከምዚ ሎሚ ብስርሑ ህርኩት ብውዳሴኡ ልቢ ሰብ ዝትንክፍ። ሰብ ናብ ድሌቱ ክንቀሳቀስ ብዝደከመ ከዕርፍ ንዝጠመየ ከብልዕ ንዝጸምአ ከርዊ ዘየዕረፈ ሓዊ ንዝክር ኩላትና ላሊበላ ዝተጓዓዝና የሕዋት ኣለናዶ። ቃልና ሃሊና ንዝክርዶ እቲ ፍጻመ ናይ መወዳእታ ኣብ ፊት ክርስቶስ ሰማራ ጣና ሓይቅ ገዳም። እንተኮነ ዓመት መመላእታ ስራሕ እንበር ቃልና ዘኪርናዮ። በሉ ሓውና መዘከሪ ሎሚ ኣብ ዝነበበ መዘከርታ ሓደ ሰብ 500 ክነዋጽእ ተወሲኑ ኣሎ። ስለዚ ኣብ ከባቢኩም ዘሎ ወኪል ማሕበር ዝመዝገበኩም ከይድኩም ክፈሉ። ዓቢ ታሪክ ምስራሕ ወልደዮሴፍ ብምዝካርን ኣብዚ ዓዲ ሰሰናዩ። ርሑስ በዓል ልደቱ ናይ ጎይታናን ኣምላክና ኢየሱስ ክርስቶስ። ምክፋል ካብ ሎሚ እዩ ዝጅምር። ነቶም ኣብ ከባቢኩም ዘለዉ ኣባላት ማሕበር እንተ ዘይፈሊጥኩሞም በዚ ደውሉ 0983340375።
ዳዊት 41 (Psalms)
1፤ ንድኻ ዚሐልየሉ ብጹእ እዩ፣ እግዚኣብሄር ብመዓልቲ መከራ የናግፎ።
ኣብዚ ዓቢ ናይ ልደትን ጥምቀትን ክብረ በዓላትና ኣምላክና ክፈትወና ። ኣብ ቤትና ከለና ክባርከና ይጽወዓና ኣሎ እሞ ብክልተ ኢድና ንቀበሎ እንበር።
ትብለጽ ዘርኣሃዋርያት ገብረትንሳኤ ዓዲ ደቂ ዓንዱ ን/ዞ ዓንሰባ ከረን ዝተባሃለት ሓፍትና ኤርትራዊት ብዘለዋ ኣካላዊ ስንክልና ኣብ ከቢድ ሽግር ትርከብ። ኣብ መዓስከር 3 ዓመት ጸኒሓ። በዓል ቤታ ድማ ኣቶ ተክለ ዘርኣይ ዘኣመረ ይበሃል ዓዲ ሰርዐ ማይ ዓይኒ ን/ዞ ጸሮና ኮይኑ ኣካላዊ ስክልና ኣለዎ። ። እንተኮነ ኣብዚ ግዜ ምስቲ ዝተፈጠረ ኩነታት መዓስከር ኣበይ ከምዘለዉ ደሃይ የብሉን። ምክንያቱ ኣብ ማይ ዓይኒ ከሎ እዩ ኩናት ተከፊቱ። ንሱ ድማ 6 ዓመት ኣብ መስከር ጸኒሑ።ስለዚ በዚ ናይ ሰብኣያ ደሃይ ምጥፋእ ከይኣክል። ንሳ ድማ ኣደ ጓል 9 ወርሒ ህጻን እያ።ባዕሉ ዝፈጠሮ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዝዕብዮ ህጻን ንሕና በረከት ክንረክበሉ ንዕደም ኣለና። በዓቅምና ክንሕግዝን ንደሊ በዚ ቁጽሪ ቴሌፍን ትብለጽ ኢልና ደዊልና ንሓግዛ 099 281 5784 ዘላቶ ቦታ ኮየ ፈጬ ኣዲስ ኣበባ
ካልኣይ ቴሌፍን ሄለን 093 729 4664
ንግዲ ባንክ ትብለጽ ዘርኣሃዋርያት 1000372338297

ብፍቅራ ትጽወዓና ኣለና ሰላም ኮይኑ ኢላ ግሸን ደብረ ከርቤ ኣዴና ድንግል ማርያም ክንከይድ ንደሊ በዚ ኣድራሻ ደዊልና ንመዝገብ ኢና። ምብጋስ 18 ጥሪ ምምላስ 23