ናብ ኩሉ ፈተውትና ንልእኮ በረከት እዩ ዝኮነና። ኣድካሚ እሞ ንሰለስተ ሰዓት ብእግርካ ተጓዒዝካ ትበጽሖ ገዳም፡ ኣቡነ ገብረመንፈስቅዱስ ን100 ዝጸለይሉ ዝቋላ ገዳም፡ በረከቶም ምስኩላትና ይኩን። ተሳተፍቲ በረከት ክኮኑ ድማ ናብ ኩሎም የሕዋትና ሼር ንበላ።
ሼር በልዎ ኢኩም ከመይ ኣርፊድኩም የሕዋት ሰላም እግዚኣብሄር ምስ ኩልና ይኹን።
ቀጺለ ዝኾነ መንቀሳቐሲ ናይ መዓስከር ዘይብልና ምስዚ ዘሎ ህሉው ኩነታት ዝኾነ ጸገም ምስ ዘጋጥመና ሓበሬታታት እንከታተለላ ናይ ተለግራም ግሩፕ ኣላ ኣብኣ ንምእታው ኣገዳሲ ሓበሬታ ንውሰድ ። ተለግራም ክንከፍት ዘጸግመና እንተኮይኑ ወይ እንተስኢንናያ inbox ንዓይ ርኸቡኒ
እታ ግሩፕ
Eritrean Refugee Rigths Affiars/Erra ኢያ ትብል
ንምሳሌ ዝኾነ ጥርዓን የእትዉ ዝኾነ ወረቐት ዘይብልኩም ዝብል ኔሩ ጽባሕ ሓሙስ ናይ መወዳእታ ጥርዓን ክቐርብ ዕድል ሂቦም ስለዘለዉ ዝኾነ ወረቐት ዘይብልና የሕዋት ኬድና ኣብኣ ንከታተል
ብዓቢኡ መዓቱ ከቑርረልና ንሰላማዊ ኣምላኽና ብጸሎት ንጸውዕ።ነብስና ውን ንሓሉ ንጠንቀቕ ዝተባረኸ ዕለት ይግበረልና።
ዝኾነ ዘይበርሃልና እንተሃልዩ ብውሽጢ ንዓይ ርኸቡኒ የሕዋት።

Forwarded from ገዳማት ኤርትራ ምሕጋዝ እዩ ባህግና

Eritrean Refugee Rigths Affiars/Erra በዚ ግሩብ ተከታተሉ ናባይ ኣይትደውሉ ኣነ ሼር ዝተብሃለ እየ ሊኢከልኪ
ኣገዳሲ ሓበሬታ
* ብዛዕባ ፈጺሙ ወረቐት
መንቐሳቐሲ ዘይብሎም *
ንወረዳ ኬድካ ምጥራዕ እንድሕር ጸሊእክምዎ ናብ UNHCR ጥራይ ጥርዓን ንጽባሕ ሰኑይ ካብ 8 ናይ ንግሆ ጀሚሩ ከነእትወልኩም ንኽእል ኢና::
ከምዚ ጌርኩም ኣጽሓፍዎ :
UNHCR - ETHIOPIA
ADDIS ABABA
BOLE
I am Amanuel Mesfin, Eritrean, have been living in Addis Ababa for the last 8 months without any legal papers either from ARRA or UNHCR.
Accordingly, I have been facing with so many difficulties and particularly this time due to the announcement of the state of emergency by the Ethiopian government.
I am pleading the UNHCR to save me from any danger that can encounter.
I assure you with great trust that I am Eritrean with the testimony of two Eritrean registered refugees in Ethiopia.
MY CONTACT ADDRESS:
Sub city: Nefas Silk
Place : Lafto
Street:
House No.:
Telephone :
MY TESTIMONIES :
1. Name: Efrem Habtu
- Telephone: 0956180698
- Sub City: Bole
- Place: Semit
- ID: 130 - 4578324
Signature ___________
2. Name: (ልክዕ ከምቲ ኣብ 1 ዘሎ ጌርካ ይምላእ)
* መተሓሳሰቢ *
እዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ንመርኣይ ወይ Sample እዩ እሞ ኩሉ ብናትኩም ጌርኩም ምልእዎ::

ሓበሬታ
እቶም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቦሌ ደንጉኹም ዝመጻእኩምን
ድሒርኩም ብዛዕባ ናይ ወረቀት መንቀሳቀሲ(ታሴራ) ዘይብልኩም ዝመጽእ ሓሙስ ዕለት 18: ሰዓት 3 ክሳዕ 5 ናይ ምሸት ጥርዓንኩም ክንቅበል ስለዝኾንና ኣብቲ ተጠቒሱ ዘሎ ግዜ ጥራይ ኢና ንቕበለኩም::
ናይ ኤርትራ ታሴራ ዘለኩም ብኡኡ ጥራይ ክትንቀሳቐሱ ስለትኽእሉ እዚ ጥርዓን ኣይምልከተኩምን እዩ ::
ሓደ ሰብ ሓንቲ ጥርዓን ሒዙ እንተይመጸ ናይ ካልኦት ሓዊሱ እንተመጽዩ ናቱ እታ ሓንቲ ሒዝዋ ዝመጸ ጥራይ ኢና ንቕበሎ ምክንያቱ ከነiትወልኩም እንበሉ ኣብ ቤትኤል ዝብሃል ሰፈር 50 ብር የክፍሉ ኣለዉ ስለዝሰማዕና ኢና ::

***ተውሳኺ ንጹር ሓበሬታ***
እዚ ናብ UNHCR ከነእትወልኩም ዝበልናዮ ጥርዓን: መንቀሳቀሲ ወረቀት ክህብኹም ማለት ኣይኮነን ወይ ንናይ ስደተኛ ወረቀት ክምዝግብኹም ማለት ኣይኮነን::
ነቶም ዝኾነ ወረቀት መንነት ዘይብሎም ምናልባት ብፖሊስ እንተተኣስሩ UNHCR
ክጣበቀሎም ኢልና ኢና ጥርዓን ኣእትዉ ዝበልናዮም ::
ታሴራ ናይ ኤርትራ ብፖሊስ
ከይትትሓዝ ስለዝሕግዝ እቶም ታሴራ ናይ ኤርትራ ዘለኩም ጥርዓን ምእታው ኣየድልየኩምን እዩ ::

ሰላም ዝተከበርኩም ዝተፈተኩምን የሕዋት ከም ዝፍለጥ ምስ እዚ ዘሎ ኩነታት ናብ ገዳም ጉዕዞ ከም ዝተቋረጸ ንኩላትና ሓድሽ ነገር ኣይኮነንን። ስለዚ ነዚ ሽግራት እግዚኣብሔር ኣምላክ የሕሊፉ ናብ ፍጹም ሰላም ክንምለስ ምእንቲ ሎሚ ለይቲ ኩላትና ከምቲ ኣብ ገዳማት ኬድና እንገብሮ ጸሎትን ውዳሴን ምህልላን ብምግባር ንኣምላከ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ክንልምኖ ብሓደ ኮይና ከይንተርፍ ሓደራ እንዳ በልና ሰዓት 8 ምሸት ኣብ ላፍቶ ቅዱስ ሚካኤል ንራከብ። እግዚኣብሔር ኣምላክና ንሃገርና ሕዝብና ሰላም የውርደና ኣሜን።
መዘከርታ ከም ዝፍለጥ ኣብ ዝሓለፈ ሽግራት ሊብያን መዓስከርን ብማሕበር ኣብ ገዳማት ጸሎት ብምትሓዝ ከምዝሰማዕናዮ ናይ ሊብያ የሕዋት ናብ ዝሓሸ ሃግር ወጺኦም ናይ መዓስከር ወን ኣብ ደሃን ኩነታት ይርከቡ ኣለዉ። እሞ የሕዋት ሕጂ ውን ንሕና ተገዲስና ንምጻእ ኣምላክና ሰማዕ እዩ ብሓደ ልቢ ንጸውዓዮ ምሕረት ድማ ከውርደልና እዩ።

ስድራ እግዚኣብሔር ከመይ ኣለኩም ከም ዝፍለጥ ጉዕዞ ገዳማት ተቋሪጹ ኔሩ ሕጂ ግን ብጸሎት ወላዲቱ ናብ ብርብር ማርያም ተዳልዩ ኣሎ። እዚ ገዳም ዝርከቦ ቦታ ውሑስ ኮይኑ ካብዚ ናይ ኩናት ቦታ ውጹእ እዩ። ናብ ደቡብ ክልል ስለዝኮነ ካልኣይ ድማ ምስ ናይዚ ዓዲ ኣዳለውቲ ብምስምማዕ ሕጋዊ ዝኮነ መሰነይታ ወረቀት ሒዞም ኢና ክንከይድ። ንሳለሞም ገዳማት ክሳብ 6 ዝበጽሑ ኢዮም። ብፍላይ ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ ዝፍልፈሎ 40 ጸበላትን ናይ ኣቡነ ገብረመንፈስቅዱስ ሓያል ጸበልን ድማ ዝተፈልዩ እዮም። ምብጋስ ሰንበት ኮይኑ ምምላስ ድማ ሓሙስ እዩ። ክንከይድ ንደሊ 0983340375 ንደውል ንመዝገብ ኣብዚ ጭንቂ ግዜ ናብ ዕረፍቲ ዝህበካ ቦታታት ብፍቃድ እግዚኣብሔር ምካድ እቲ ዝበለጸ እዩ።
Forwarded from Solo Mehari
Watch "ደስ ዝብል መዝሙርን ጸሎትን ኤርትራውያን ኣብ ገዳም ሸብሸቦ ማርያም Part 3" on YouTube
https://youtu.be/Zy7K3G0dMpw
https://youtu.be/Zy7K3G0dMpw
YouTube
ደስ ዝብል መዝሙርን ጸሎትን ኤርትራውያን ኣብ ገዳም ሸብሸቦ ማርያም Part 3
Don't forget to Subscribe! More videos coming soon
Join us on Social Media:
Facebook: https://www.facebook.com/bietaboytewahdo/
Instagram: https://www.instagram.com/bietaboytewahdo/
Thanks for tuning in to ቤት ኣቦይ ተዋሕዶ/ Biet Aboy
Join us on Social Media:
Facebook: https://www.facebook.com/bietaboytewahdo/
Instagram: https://www.instagram.com/bietaboytewahdo/
Thanks for tuning in to ቤት ኣቦይ ተዋሕዶ/ Biet Aboy
Forwarded from Solo Mehari
ጸሎት ናይ ቅዱሳን ዝተቀበለ ኣምላክ ጸሎትኩም ይቀበል እንዳ በልኩም ናብ ኩሉ ክበጽሕ ብሓባር ክንጽሊ ሼር ምባል ኣይንሕመቅ ንበረከት እዩ።
Solo Mehari:
ሰላም ኩቡራት የሕዋት ከመይ ቀኒኩም ጾም ከመይ ኣሎ ደሓን ድዩ ይከኣል ዶ ኣሎ። እቲ ዝራክበና ዝነበረ ጉዕዞ ገዳም ምስ ኩነታት ሰላም ካብ ዘይንከይድ ብዙሕ ኮይኑ ኣሎ ።ስለዚ ሓደ ከራክባና ዝክእል ወርሓዊ ኣኬባ ማሕበር እዩ። እንተኮነ ኣይንመጽእ ኮይና ኩላትና ሸለል ንብሎ ግን ብዝሕ ንዓና ዝተቅምን ክትዓብየሉ ንክእል ኣብ መንፈሳዊን ሥጋውን ህይወትና ዕላማ ሒዝና ንጎዓዝ ኣለና እሞ መጺኢኩም ተሓወሱና ብፍቅሪ ክንቅበለኩም ኢና።
1. ሓደ ካብኡ ኣብዚ ዘለናዮ ናይ መናባብሮ ሽግር ንምፍታሕ ብሓባር ብሓድነት ናይ ምትሕግጋዝ መንፈስ ኣሎ።ነዚ ድማ ዕቁቡ ብማሕበር ተጀሚሩ ኣሎ። ኣብዚ ክንሳተፍ ንደሊ ንናይ ማሕብር ወኪላት ኣብሰሰፈርኩም ደውሉሎም ኣገባብ ኣመዛግባ ክሕብሩኩም እዮም። ግደን ጽባሕ ስለዝጅመር ድማ ሎሚ ክትድውሉ ኣለኩም። ሰሙናዊ ኮይኑ ናይ 250&500 እዩ እቲ ገንዘብ ዝእከብ።
2. ኣብ መንፈሳዊ ተዋስኦ ድራማ ዓቅምና ክንሳተፍ ንደሊ ደዊልና ንመዝገብ።
ካልእ ንሰንበት ዓመታዊ ክብረ በዓል ናይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ባእታ ናይ ኣቡነ ዜና ማርቆስ ን ምክንያት ብምግባር ናይ ትግርኛ መዝሙር ክነቅርብ ስለ ዝተዓደምና ኩላትና ክንሳተፍ ንደሊ ልክዕ ሰዓት 6 ናይ ንግሆ ኣብ ፕያሳ ጊዮርጊስ ቤተክርስትያን ክንመጽእ ንክልእ ኢና።