ገዳማት ኤርትራ ምሕጋዝ እዩ ባህግና
299 subscribers
353 photos
37 videos
8 files
199 links
Download Telegram
እዚኣ page ናይ ማሕበርና እያ ኩላትና invite ክንገብር ኣለና ናብ ፈተውትና ኩሎም ድማ ክንሰዳ ሓላፍነት ኣለና እግዚኣብሔር ይሓግዝ ኣይንተሓከ እዚኣ ውን ዓቢ በረከት ኣለዋ።
ዘሕጉስ ዜና ናብ ኩሉ ክበጽሕ ሼር በልዎ ኢኩም። ከም ድሌትና ገዳማትናን ኣብ ዓዲ ዘለዋ ዝተጎድኣ ቤተክርስያን ክንሕግዝ ብንእሽተይ ዓቅምና ተበጊስና ኣለና። ስለዚ ንስኩም ድማ ዓዓቅምኩም ተሳተፉ ኢኩም። ተመልከቱ ንኩሉ ንገሩ ቅንዒ ንጽድቂ ክንደይ ይጥዕም በሉ ኢኩም ደቂ ተዋህዶ ተኣኪብኩም።
ነዚ ተኣምር ክንርኢ ንደሊ
ንዑ ናብ ማሕበርና ተመዝገቡ ብምክንያት ማህሌተ ጽጌ፡ ሕጂ ውን ከም ፍቃድ ኣምላክ ንሳልሳይ ግዜ ጉዕዞ ኣዳሊና ኣለና ናብ ሸብሸቦ ማርያም። ንቀዳመ ሰንበት ብሩክ መዓልቲ ኮይኑ ኣምላከ ቅዱሳን ይፍቀደልና፡ ጥራይ ብናይ ማሕበር ኣድራሻ ደዊልና ንመዘገብ መንቀሳቀሲ ግዴታ ክንሕዝ ኣለና ከይንርስእ ሓደራ፡፡ ቴለ 0983340375/0967821460/0934459065/0941202835/0955021439 ካልኦት መስመርን ኣብ ሰሰፈርኩም ኣቀዲምኩም ደውሉ።
ናብ ኩሉ ፈተውትና ንልእኮ በረከት እዩ ዝኮነና። ኣድካሚ እሞ ንሰለስተ ሰዓት ብእግርካ ተጓዒዝካ ትበጽሖ ገዳም፡ ኣቡነ ገብረመንፈስቅዱስ ን100 ዝጸለይሉ ዝቋላ ገዳም፡ በረከቶም ምስኩላትና ይኩን። ተሳተፍቲ በረከት ክኮኑ ድማ ናብ ኩሎም የሕዋትና ሼር ንበላ።
ሼር በልዎ ኢኩም ከመይ ኣርፊድኩም የሕዋት ሰላም እግዚኣብሄር ምስ ኩልና ይኹን።
ቀጺለ ዝኾነ መንቀሳቐሲ ናይ መዓስከር ዘይብልና ምስዚ ዘሎ ህሉው ኩነታት ዝኾነ ጸገም ምስ ዘጋጥመና ሓበሬታታት እንከታተለላ ናይ ተለግራም ግሩፕ ኣላ ኣብኣ ንምእታው ኣገዳሲ ሓበሬታ ንውሰድ ። ተለግራም ክንከፍት ዘጸግመና እንተኮይኑ ወይ እንተስኢንናያ inbox ንዓይ ርኸቡኒ
እታ ግሩፕ
Eritrean Refugee Rigths Affiars/Erra ኢያ ትብል
ንምሳሌ ዝኾነ ጥርዓን የእትዉ ዝኾነ ወረቐት ዘይብልኩም ዝብል ኔሩ ጽባሕ ሓሙስ ናይ መወዳእታ ጥርዓን ክቐርብ ዕድል ሂቦም ስለዘለዉ ዝኾነ ወረቐት ዘይብልና የሕዋት ኬድና ኣብኣ ንከታተል
ብዓቢኡ መዓቱ ከቑርረልና ንሰላማዊ ኣምላኽና ብጸሎት ንጸውዕ።ነብስና ውን ንሓሉ ንጠንቀቕ ዝተባረኸ ዕለት ይግበረልና።
ዝኾነ ዘይበርሃልና እንተሃልዩ ብውሽጢ ንዓይ ርኸቡኒ የሕዋት።

Eritrean Refugee Rigths Affiars/Erra በዚ ግሩብ ተከታተሉ ናባይ ኣይትደውሉ ኣነ ሼር ዝተብሃለ እየ ሊኢከልኪ
ኣገዳሲ ሓበሬታ

* ብዛዕባ ፈጺሙ ወረቐት
መንቐሳቐሲ ዘይብሎም *

ንወረዳ ኬድካ ምጥራዕ እንድሕር ጸሊእክምዎ ናብ UNHCR ጥራይ ጥርዓን ንጽባሕ ሰኑይ ካብ 8 ናይ ንግሆ ጀሚሩ ከነእትወልኩም ንኽእል ኢና::

ከምዚ ጌርኩም ኣጽሓፍዎ :

UNHCR - ETHIOPIA
ADDIS ABABA
BOLE

I am Amanuel Mesfin, Eritrean, have been living in Addis Ababa for the last 8 months without any legal papers either from ARRA or UNHCR.
Accordingly, I have been facing with so many difficulties and particularly this time due to the announcement of the state of emergency by the Ethiopian government.
I am pleading the UNHCR to save me from any danger that can encounter.
I assure you with great trust that I am Eritrean with the testimony of two Eritrean registered refugees in Ethiopia.

MY CONTACT ADDRESS:

Sub city: Nefas Silk
Place : Lafto
Street:
House No.:
Telephone :

MY TESTIMONIES :

1. Name: Efrem Habtu
- Telephone: 0956180698
- Sub City: Bole
- Place: Semit
- ID: 130 - 4578324

Signature ___________

2. Name: (ልክዕ ከምቲ ኣብ 1 ዘሎ ጌርካ ይምላእ)

* መተሓሳሰቢ *

እዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ንመርኣይ ወይ Sample እዩ እሞ ኩሉ ብናትኩም ጌርኩም ምልእዎ::