ገዳማት ኤርትራ ምሕጋዝ እዩ ባህግና
299 subscribers
353 photos
37 videos
8 files
199 links
Download Telegram
ግጻዌ
ዕለት 10/2/2014
ኣውማንዮስ ሊቀ ጳጳሳት ዘእስክንድርያ ወሰርጊስ ሰማዕት ወዮሐንስ ቀሲስ
መልእክታት፥ 1ጢሞ4፣9-ፍ
ያዕ3፣1-5
ግብ.ሓዋ20፥28-32

ምስባክ፥ መዝ84፣6-7
እስመ መምሕረ ሕግ ይሁብ በረከተ፡ወይሐውር እምኃይል ዉስተ ኃይል፡ወያስተርኢ ኣምላከ ኣምላክት በጽዮን።

ወንጌል፥ ማር13፣9-32
ቅዳሴ፥ ሰለስቱ ምእት ግሩም
ጉዕዞ ገዳም ብምክንያት ዓመታዊ ክብረ በዓል ናይ ጻድቅ ኣቡነ ኣረጋዊ ዝተሰወረሉ ናብ ሓድሽ ገዳሙ ኣብ ከባቢ ኣዲስኣበባ ደብረ ብርሃን ዝተረክበ ንጽባሕ 13-14 ጥቅምቲ ብግእዝ ንመንገድና ናይ ድንግል ማርያም ስእላ ምስ ካህናት ክዝምሩ ከለዉ እንዳ እንዳተንቀሳቀሰት ተንሸብሽብ ናብ ሸብሸቦ ማርያም ክንከይድ ኢና። እግዚኣብሔር ኣምላክ ይፍቀደልና ጻድቁ ብጸሎቶም ይጽውዑና። ብዝተለመደ ቴሌፎናት ናይ ማሕበር ደውሉ ቀዲምኩም ተመዝገቡ ቦታ ከይተሓዘኩም። ዝደንገየ ተሓታቲ ኣይኮናንን።
እዚኣ page ናይ ማሕበርና እያ ኩላትና invite ክንገብር ኣለና ናብ ፈተውትና ኩሎም ድማ ክንሰዳ ሓላፍነት ኣለና እግዚኣብሔር ይሓግዝ ኣይንተሓከ እዚኣ ውን ዓቢ በረከት ኣለዋ።
ዘሕጉስ ዜና ናብ ኩሉ ክበጽሕ ሼር በልዎ ኢኩም። ከም ድሌትና ገዳማትናን ኣብ ዓዲ ዘለዋ ዝተጎድኣ ቤተክርስያን ክንሕግዝ ብንእሽተይ ዓቅምና ተበጊስና ኣለና። ስለዚ ንስኩም ድማ ዓዓቅምኩም ተሳተፉ ኢኩም። ተመልከቱ ንኩሉ ንገሩ ቅንዒ ንጽድቂ ክንደይ ይጥዕም በሉ ኢኩም ደቂ ተዋህዶ ተኣኪብኩም።
ነዚ ተኣምር ክንርኢ ንደሊ
ንዑ ናብ ማሕበርና ተመዝገቡ ብምክንያት ማህሌተ ጽጌ፡ ሕጂ ውን ከም ፍቃድ ኣምላክ ንሳልሳይ ግዜ ጉዕዞ ኣዳሊና ኣለና ናብ ሸብሸቦ ማርያም። ንቀዳመ ሰንበት ብሩክ መዓልቲ ኮይኑ ኣምላከ ቅዱሳን ይፍቀደልና፡ ጥራይ ብናይ ማሕበር ኣድራሻ ደዊልና ንመዘገብ መንቀሳቀሲ ግዴታ ክንሕዝ ኣለና ከይንርስእ ሓደራ፡፡ ቴለ 0983340375/0967821460/0934459065/0941202835/0955021439 ካልኦት መስመርን ኣብ ሰሰፈርኩም ኣቀዲምኩም ደውሉ።
ናብ ኩሉ ፈተውትና ንልእኮ በረከት እዩ ዝኮነና። ኣድካሚ እሞ ንሰለስተ ሰዓት ብእግርካ ተጓዒዝካ ትበጽሖ ገዳም፡ ኣቡነ ገብረመንፈስቅዱስ ን100 ዝጸለይሉ ዝቋላ ገዳም፡ በረከቶም ምስኩላትና ይኩን። ተሳተፍቲ በረከት ክኮኑ ድማ ናብ ኩሎም የሕዋትና ሼር ንበላ።