ገዳማት ኤርትራ ምሕጋዝ እዩ ባህግና
297 subscribers
352 photos
37 videos
8 files
199 links
Download Telegram
ሙዚት ኣህመድ Te 0963060640 1000385605068 ንግዲ ባንክ
ሰላም ኩላትኩም ደቂ ተዋህዶ ኣብ ምክባር በዓል ትንሳኤ ጎይታ ዘለኩም በሉ ንድኩም ብምርህራር ተካፊልካ ብምብዓል እዩ በዓሉ ኣክቡሩለይ እዩ ኢልና ኣምላክና እሞ እዛ ንምልከታ ዘለና ሓፍትና ካብ ተፈናቀልቲ መዓስከር ኮይና ክልተ ደቃ ሒዛ ተሸጊራ ኣላ እሞ ዓዓቅምና ንሓግዛ ንበረከት ክኮነልና ድማ ናብ ኩሉ ፍተውትና ኣድራሻኣ ንልኣኮ ኢና ሓደራና ሓደራ ሓደራ ብልደታ ማርያም ደቂስና ኣይንሕደር ከንደይ ዝተሸገረ ኣለናን ንሕና ድማ ኣብ ካልእ ዓለም ምስ ሥጋና ጥራይ ቃልሲ ኮይናና ኣሎ እዚ ህይወት።
ሙዚት ኣህመድ
Te 0963060640 1000385605068 ንግዲ ባንክ
ቤት ኣቦይ ኣድ ልበሎ ሼር ድማ ኣይንሕመቅ
Forwarded from ኤርትራ ገዳማት ናፊቅኒ
ብልደታ መዓልቲ ምጅማር ቤት ኣቦይ ኮይና በሓቂ ብልደታ ኢና ተወሊድና ናብ ቤት ኣቦና ተመሊስና እሞ በዚኣ መዓልቲ ኩላትና ናይ ድንግል ምውላድ ብምዝካር ንኩሎም ተፊኦም ዘለዉ የሕዋት ንምምላስ ዝሰረሕ ዘሎ ማሕበር ከም ምኳኑ በዚ መዓልቲ ጥራይ ንነፍሲወከፍና ናብ 1000 ሰብ ንልኣካ በረከት ድማ ክመጸና እዩ በዚ ገዳም ምካድ ይከታተሉ ትምህርቲ ይረክቡ ሰናይ ግብሪ ይሰርሑ እዮም እሞ ናይ ልደታ በረከት እንዳበልኩም ልኣክዎ ኢኩም።
ኩላትኩም የሕዋት የሓት ኣብዚ ዝክፈት ዘሎ ቤት ኣቦይ ተዋህዶ ዝተሰምየ ዩቲዩብ ምክታታል ን ሓገዝ ክገብሩ ምእንቲ ኩላትኩም ስነጥበበዊ ስራሓት ትፍትኑ የሕዋት እንዳ ደዉልኩም ክትሕብሩ ነዚ ዘይትክእሉ ድማ ሳብስክራይቭ ንምግባር ካብሕጂ ጀሚርኩም @gmail ኣድራሻ ሒዝኩም ክትጸንሑ እሞ ምስተክፈተ ኣብላት ክትኮኑ ምእንቲ ተዳሊኩም ጽብሑ ነኣብነት ናተይ ከምዚ ይመስል solomonmehari2016@gmail.com ኩላትኩም ከምዚ ኣድረስ ክህልወኩም ኣለዎ ካብ ሕጂ ጀሚሩ ሰሰናዩ ብብዘለናዮ ንበርትዕ ሰባት ድማ ንጎስጉስ ንሓድነት ፍቅሪ ኣገልጉሎት ራኢና ገዳማት ኤርትራ ጌርና ሰሰናዩ።
ሰላም የሕዋት ከመይ ቀኒኩም ብሩክ በዓለ ፋሲካ በዓለ 50 ይኩነልኩም ጉዕዞ ገዳም ከምቲ ዝደለ ምስ እዚ ዘሎ ኩነታት ከምዘየለ እዩ ስለዚ ኩላትና ኣብ እዚ ተጀሚሩ ዘሎ ናይ YouTube ብፕሮግራም ኩላትና እጃምና ክነበርክት ኣለና ሓገዝና ኩሉነገር እዩ ዘለና ክንሕግዝ ንክእል ኢና ደዊልና ከነማክር ዘለና ጉዳይት ድማ ንኩሉ ተቀበልቲ ኢና። ስለዚ ኣብዘዘለናዩ ኮይና እጅምና ክነበርክት ሓደራ ክንብል ንፈቱ እግዚኣብሔር ኣምለከ ቅዱሳን ንሓሰብና ሰሚሩ ክባርከናንን ንስራሕና ሓይሉ ሂብና ክንዓይይ ፍቃዱ ይኩነልና።
ሰላም የሕዋት በብዘለክምዎ ከመይ ቀኒኩም ሰናይ ቅንያት ትንሳኤ ይኩነልኩም ቅድሚ ሕጂ ጺሒፈልኩም ኔረ ዝተሸገሩ የሕዋት ኣብ ኣዲሱ ገበያ ከባቢ ከምዘለዉ ካብ መዓስከር ተፈናቂሎም ዝመጹ ካብኦም ድማ ናይ መንሽሮ ሕሙማት ውን ከምዘለዉ ተነጊርና ኣሎ ዝገርመኩም ሓድ ሓደ ብር ቀሊል ጌርና እዩ ግን ብዝሒ ሕዝብና ክንደይ እዩ ኣብ ማሕበራት ተከፋፊሉ ዝክፍሎ ወርሓዊ ክፍሊት ክንደይ እዩ ምንጋር ኣይደልይን እዩ ግን ብውሕዱ ዝበልናዩ ንሕና ንኩሉ ክሕግዝ ዝደሊ ክሳተፍ እዩ ምክንያቱ 100000 ሰብ እንታ ኣዋጺኡ ንመዓልቲ ክንደይ ትምፋስ ይድህን በሉ ንመርሒ ድማ ክንደይ እዩ ልቢ በልዎ እሞ ብንእሽተይ ኩላትና ኢደይ ኢደይ ኢልና ንዘሞም ሰባት ብመንፈሳዊ ሓልዮት ተመርኪስና ኣለናልኩም ንበሎ ኣብዚ ዕዮ መንፈሳዊ ትምህርቲ ክትህቡ ትደልዮ ምእላይ ስራሕ ክትሰርሑ ትደልዩን ካልእ ሞያዊ ሓገዝ ክተካፍሉ ትደልዩ ናብ ናይማሕበር ቴሌፍን ደውሉ ሰሰናዩ እግዚኣብሔር ኣምላከ ቅዱሳን ንኩላትና ይርደኣና።
ዘሕጉስ ብስራት ሰላም የሕዋት ከመይ ቀኒኩም ጉዕዞ ገዳም ብጸሎት ናይ ማሕበርና ስያመ ዝኮኑ ቅዱሳን ኣቡነ ተክለሃይማኖት ን እምነ ክርስቶስ ሰምራ ብጸሎቶም ፍቃድ ኣዳሊና ኣለና ዓመታዊ ክብረ በዓሎም ከም ምኳኑ ናይ ጻድቁ ኣቡነ ተክለሃይማኖት 7 ዓመት ብሓደ እግሩ ዝጸለየ ሥባር ዓጽሙ ክንሳለም ኢና በረከቱ የሳትፈና
" ኣቦይ ዝብለኒ ብግንቦት ይምጽኣኒ ኣነ ድማ ወደይ ክብሎ እየ ዝብል ቃል ኪዳን ኣለዎ ግንቦት 12'' ናይ እምነ ክርስቶስ ሳምራ ድማ 325 ዓመት ዝጸለየትሉ ናይ ቅዱስ ሚካኤል ቤተክርስቲያን ዝሰርሓትሉ ወርቂ መንበር ካብ ሰማይ ዝተቀበለትኑ ናይ መጀመርታ ገዳም ዝተወለደትሉ እዩ ስለዚ ናብ ክልቲኡ ገዳም ነንበይኑ ቦታ ምኳኑ እዩ ረቡዕ ዕለት 11 ግእዝ ተበጊስና ምምላስና ድማ ድሕሪ ታቦት ምምላሱ 12 ሓሙስ እዩ። ኣብዘዘለናዮ ክንምዘግብ ንክእል ኢና ናይ
ላፍቶ|ጆሞ|ለቡ |ጎፋ 0932636082
ወርቂ ሰፈር
0932369746
ሳሪስ ኣድያባ ቢሄረጽጌ ኣቦ
0900624883
ሳፋሪ መጓነኛ 22 24 ገርጂ ሰሚት ኣባዶ ጣፎ
0955021439
ኣራብሳ
0972449764 በከባቢና ኮይና ደዊልና ንመዝገብ ኣቀዲምና ቦታ ከይተሓዘና ዓቢ በረከት እዩ።
ሰላም ኩብራት የሕዋት ከመይ ኣለኩም ከም ዝፍለጥ ሓፍትና ዛይድ ምስ ክልተ ደቃ ኣብ ነፍሲወከፍ ጉዕዞና ከይተረፈት ምሳና ትጓዓዝ ከም ዝነበረ ዝዝንግዖ ሰብ የለን። ግን ካብ መጅመርታ ካብ ሃገርና ክትመጽእ ከላ ናሕክምና ከም ዝመጸት ካብኡ ናይ መኪና መንገዲምስ ተዓጽወ ብኣየር ክትከይድ ኣብ ዝሓሰበትሉ ግዜ 300 ዶላር ብምኳኑ ናታን ናይ ጓል ተደሚሩ ገንዘብ ስለዝበዝሓ ተሪፋ እንተኮነ ጸኒሑ ብኮረና ኩሉ ተዓጽዩ ምስ ተከፍተ ድማ ዕጽፉ ኮይኑ ስለዚ ካብ ምካድ ተዓናቁፋ ክሳብ ሕጂ ጸኒሓ ብሓገዝ ብዙሓት ግዱሳት ዜጋታት እንተኮነ ኣብ ዝሓለፈ ጉዕዞና ካብና ከይተረፈት ንነብሳን ንደቃን ከይበለት ንገዳማት ክትድግፍ ካብ ሰባት እንዳኣከበት ንሕና ዘይገበርናዪ ኣበርክቶ ብሽም ማሕበርና ክትሰርሕ ጸኒሓ ኣላ። ሕጂ ግን ናብ ዓዲ ናብ ሓዳራ ክትመልስ ተበጊሳ እሞ ዓቅሚ ድማ ሓጺርዋ ስለዚ ኣብ ኩላትና ዝበጽሕ በረከት እዩ እሞ ብብዘለናዮ 100 ብር ብምውጻእ ናብ ወከልቲ ማሕበር ብምንኣክ ኣብዝሓጸረ መዓልቲ ማለት ኣብዚ ሰለስተ መዓልቲ ኣኪብና ክንሕባ እሞ መገዳ ክትቅጽል ዘድልያ ዘሎ ገንዘብ ኩሉ ዘይኮነ ፍርቁ ረኪባ እያ ሕጂ ክሳብ 1000 ዶላር እዩ ንመንገዳ ስለዚ ኩላትና ናይ ዓቅምና እንተ ጌርና ብጠዕሚ ውሑድ እዩ ዝሓበረ ዝዓግቶ ስለዘየለ ተጓይና ናብ ቤታ ክትከይድ ንሓግዛ።
ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ንደውል 0905689262። እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓሰብና የስምረልና ንሓፍትና ምስ ደቃ ድማ ምስድራቤታ ብሰላም የራክባ።
ካበይ ቦታ ብዙሕ መኪና ይብገሳ ኔረን ዝበዝሐ ድማ ካብቲ ከባቢ ክዋጽእ እዩ ማለት እዩ ኩላትኩም እቶም ሰባት ትግስጉሱ ዝነበርኩም ሕጂ ውን ነዚ ጉዳይ ኣበርቲዒኩም ውፈሩ ማለት ናይ 600 ሰባት ጥራይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣብ ሓደ ከባቢ ክንደይ ሰባት ንፈልጥ እንተ ኢልና ሕሰብዎ። ሓደ ሰብ 10 ሰባት እንተ ፈሊጡ ንሳቶም ካኣ ከምኡ እንተ ነጊሮም ናይ ደቃይቅ ስራሕ እዩ ኣጆና ብብከባኒ ንረባረብ ክሳብ ሕጂ ሳሪስን ላፍቶን ተደዊልኒ ኣሎ ካልእ ከባቢ ድማ ድምጽኩም ኣይተሓባእ።
Forwarded from ኤርትራ ገዳማት ናፊቅኒ
ክሳብ ሕጂ ዝተደውለ ስልኪ 7 ጥራይ እዩ ኣበይ ኣለኩም እዚ መልእክቲ ዝረኣኩም ኩሉ ነዛ ሓጸር ግዜ ኣይትኮኑን እቲ ንገዳም ትከፍልዎ እኮ ንነብሲ እዩ እዚ ውን እኮ ንነብሲ እዩ። ሓደራኩም ኣብዘይትፈልጥዎ ከማን ካልእ እንዳደርበኩምሲ ኣብ ገዛእ ማሕበርኩምን ጓል ሃገርኩምን ሃይማኖትኩም ሓቂ ደኣ ተበራበሩ እዚ ኣብ ደቃይቅ ዝእከብ እንበር ግዜ ዝወስድ ኣይኮነንን። ክንደይ ሰባት ሪኢክምዎ ኣለኩም ስቅ ጽቡቅ ኣይኮነንን ንተሓባብር ነዛ ንእሽቶይ ግዜ።
Forwarded from ኤርትራ ገዳማት ናፊቅኒ
እንኳዕ ሓጎሰና ኩላትና የሕዋት ርሑስ በዓል ናጽነት ኤርትራ ሃገርና ናይ ጻዕዳ እንባ ዝተረገረ ትንቢት ተፈጺሙ 30 ምስ የሕለፉ ብኪደነ ምህረት መዓልቲ ክእቱ ዝተረግረሉ ናይ ኣምሳያ ምልክት ድማ ካርታ ኤርትራ ኣብ እቲ ጸዳፍ ከውሒ ብመብረቅ ተወቂሩ ንረክቦ ኢና እዛ ሃገር ሃገር ቅዱስን እግዚኣብሔር ዝመረጻ ሃገር ኣብ ስደቱ ምስ ወላዲቱ ዝቀሰነላ ሃገር ሎሚ ንሕና ብሰንኪ ሓጥያትና ሰይጣን ድማ በታቲንና ዘለናሉ ግዜ እዩ እሞ። ሓድነትና ትመልስ ስም እግዚኣብሔር እንዳ ኣመስገና ክንመሃር ካብ ደርፊ ጓይላ ወጺና ክንበረክ ምእንቲ የሕዋት ደገፍኩም ኣይፈለየና ኣቅምኩም ኩሉ ሓጉዙና ብፍላይ ኣብ ደገ ዘለኩም እዚ እንዳተደገገፍና ሽግርና ብጽሎት ክንፈትሕ ምእንቲ እግዚኣብሔር ድማ ክስምዓና ብፍቅሪ ክሪኤና እዩ።
ጽባሕ ዓርቢ ክይድካ ቀዳም ምምላስ