ጉዕዞ ገዳም ቀጻሊ ዘሎ ኮይኑ ብምክንያት ዓመታዊ በዓላት ናይ ቅዱሳን ጻድቅ ኣቦታትና 4-5 ኣቡነ መልከጼዲቅ ቀጻሊ ካብ ዕለት 7-14 ድማ ናብ ኣቡነ እስትንፋሰ ክርስቶስን ቅዱስ ላሊበላ ጣና ሓይቅን ተደልዩ ኣሎ ተካፈልቲ ናይዚ በረከት ይግበረልና ተቀሳኪ ናብ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ደብረ ሊባኖስ እምነ ክርስቶስ ሳምራ ትውልዲ ዓዳ ውን ኣሎ እዩ ንደውል ንመዝገብ።
ብማሕበር ናብ ኣብ ጎንደርን ከባቢኡን ዘለዉ ተማሃሮ ቤተክርስቲያን ተኣኪቡ ካብ ምእመናት ዝተልኣካ ምኳኑ ንሕበር ስለዚ ደገፍ ንኣሕዋትና ኣብዘዘልናዮ ኮይና ኣይንግደፍ ኣጆኩም ንበሎም ኢና ተስፋ ቤተክርስቲያን ስለዝኮኑ።
Forwarded from ደቂ ኤረይ ንዛራረብ
ሰላም ክብራት የሕዋት ናይ ጽባሕ ቀዳምን ሰንበት ተመዲቡ ዝነበረ ጉዕዞ ብሰንኪ መኪና ዘይምህላው ተሰሪዙ ስለዘሎ ምድላዋት ከይትገብሩ ኢልና ኢና ኣቀዲምና ንነግረኩም ዘልና ንኩሎም ትፈልጥዎም ሓበሬታ ንገርዎም ኢኩም። ነገር ግን ናይ ልደታ በዓል ናትና ውን ልደትና ስለዝኮነ ኩላትና ብድምቅ ዝበለ ልክዕ ከም ልደት ጎይታ ጌርና ክንክብሮ ይግበኣና ስለዝኮነ ኩላትና ታቦታ ኣብዘልዎ ከይድና ክንክብር ኣለና።
ሰላም ኩላትኩም ደቂ ተዋህዶ ኣብ ምክባር በዓል ትንሳኤ ጎይታ ዘለኩም በሉ ንድኩም ብምርህራር ተካፊልካ ብምብዓል እዩ በዓሉ ኣክቡሩለይ እዩ ኢልና ኣምላክና እሞ እዛ ንምልከታ ዘለና ሓፍትና ካብ ተፈናቀልቲ መዓስከር ኮይና ክልተ ደቃ ሒዛ ተሸጊራ ኣላ እሞ ዓዓቅምና ንሓግዛ ንበረከት ክኮነልና ድማ ናብ ኩሉ ፍተውትና ኣድራሻኣ ንልኣኮ ኢና ሓደራና ሓደራ ሓደራ ብልደታ ማርያም ደቂስና ኣይንሕደር ከንደይ ዝተሸገረ ኣለናን ንሕና ድማ ኣብ ካልእ ዓለም ምስ ሥጋና ጥራይ ቃልሲ ኮይናና ኣሎ እዚ ህይወት።

ሙዚት ኣህመድ
Te 0963060640 1000385605068 ንግዲ ባንክ
ሙዚት ኣህመድ
Te 0963060640 1000385605068 ንግዲ ባንክ
Forwarded from ኤርትራ ገዳማት ናፊቅኒ
ብልደታ መዓልቲ ምጅማር ቤት ኣቦይ ኮይና በሓቂ ብልደታ ኢና ተወሊድና ናብ ቤት ኣቦና ተመሊስና እሞ በዚኣ መዓልቲ ኩላትና ናይ ድንግል ምውላድ ብምዝካር ንኩሎም ተፊኦም ዘለዉ የሕዋት ንምምላስ ዝሰረሕ ዘሎ ማሕበር ከም ምኳኑ በዚ መዓልቲ ጥራይ ንነፍሲወከፍና ናብ 1000 ሰብ ንልኣካ በረከት ድማ ክመጸና እዩ በዚ ገዳም ምካድ ይከታተሉ ትምህርቲ ይረክቡ ሰናይ ግብሪ ይሰርሑ እዮም እሞ ናይ ልደታ በረከት እንዳበልኩም ልኣክዎ ኢኩም።
ኩላትኩም የሕዋት የሓት ኣብዚ ዝክፈት ዘሎ ቤት ኣቦይ ተዋህዶ ዝተሰምየ ዩቲዩብ ምክታታል ን ሓገዝ ክገብሩ ምእንቲ ኩላትኩም ስነጥበበዊ ስራሓት ትፍትኑ የሕዋት እንዳ ደዉልኩም ክትሕብሩ ነዚ ዘይትክእሉ ድማ ሳብስክራይቭ ንምግባር ካብሕጂ ጀሚርኩም @gmail ኣድራሻ ሒዝኩም ክትጸንሑ እሞ ምስተክፈተ ኣብላት ክትኮኑ ምእንቲ ተዳሊኩም ጽብሑ ነኣብነት ናተይ ከምዚ ይመስል solomonmehari2016@gmail.com ኩላትኩም ከምዚ ኣድረስ ክህልወኩም ኣለዎ ካብ ሕጂ ጀሚሩ ሰሰናዩ ብብዘለናዮ ንበርትዕ ሰባት ድማ ንጎስጉስ ንሓድነት ፍቅሪ ኣገልጉሎት ራኢና ገዳማት ኤርትራ ጌርና ሰሰናዩ።
ሰላም የሕዋት ከመይ ቀኒኩም ብሩክ በዓለ ፋሲካ በዓለ 50 ይኩነልኩም ጉዕዞ ገዳም ከምቲ ዝደለ ምስ እዚ ዘሎ ኩነታት ከምዘየለ እዩ ስለዚ ኩላትና ኣብ እዚ ተጀሚሩ ዘሎ ናይ YouTube ብፕሮግራም ኩላትና እጃምና ክነበርክት ኣለና ሓገዝና ኩሉነገር እዩ ዘለና ክንሕግዝ ንክእል ኢና ደዊልና ከነማክር ዘለና ጉዳይት ድማ ንኩሉ ተቀበልቲ ኢና። ስለዚ ኣብዘዘለናዩ ኮይና እጅምና ክነበርክት ሓደራ ክንብል ንፈቱ እግዚኣብሔር ኣምለከ ቅዱሳን ንሓሰብና ሰሚሩ ክባርከናንን ንስራሕና ሓይሉ ሂብና ክንዓይይ ፍቃዱ ይኩነልና።
ሰላም የሕዋት በብዘለክምዎ ከመይ ቀኒኩም ሰናይ ቅንያት ትንሳኤ ይኩነልኩም ቅድሚ ሕጂ ጺሒፈልኩም ኔረ ዝተሸገሩ የሕዋት ኣብ ኣዲሱ ገበያ ከባቢ ከምዘለዉ ካብ መዓስከር ተፈናቂሎም ዝመጹ ካብኦም ድማ ናይ መንሽሮ ሕሙማት ውን ከምዘለዉ ተነጊርና ኣሎ ዝገርመኩም ሓድ ሓደ ብር ቀሊል ጌርና እዩ ግን ብዝሒ ሕዝብና ክንደይ እዩ ኣብ ማሕበራት ተከፋፊሉ ዝክፍሎ ወርሓዊ ክፍሊት ክንደይ እዩ ምንጋር ኣይደልይን እዩ ግን ብውሕዱ ዝበልናዩ ንሕና ንኩሉ ክሕግዝ ዝደሊ ክሳተፍ እዩ ምክንያቱ 100000 ሰብ እንታ ኣዋጺኡ ንመዓልቲ ክንደይ ትምፋስ ይድህን በሉ ንመርሒ ድማ ክንደይ እዩ ልቢ በልዎ እሞ ብንእሽተይ ኩላትና ኢደይ ኢደይ ኢልና ንዘሞም ሰባት ብመንፈሳዊ ሓልዮት ተመርኪስና ኣለናልኩም ንበሎ ኣብዚ ዕዮ መንፈሳዊ ትምህርቲ ክትህቡ ትደልዮ ምእላይ ስራሕ ክትሰርሑ ትደልዩን ካልእ ሞያዊ ሓገዝ ክተካፍሉ ትደልዩ ናብ ናይማሕበር ቴሌፍን ደውሉ ሰሰናዩ እግዚኣብሔር ኣምላከ ቅዱሳን ንኩላትና ይርደኣና።
ዘሕጉስ ብስራት ሰላም የሕዋት ከመይ ቀኒኩም ጉዕዞ ገዳም ብጸሎት ናይ ማሕበርና ስያመ ዝኮኑ ቅዱሳን ኣቡነ ተክለሃይማኖት ን እምነ ክርስቶስ ሰምራ ብጸሎቶም ፍቃድ ኣዳሊና ኣለና ዓመታዊ ክብረ በዓሎም ከም ምኳኑ ናይ ጻድቁ ኣቡነ ተክለሃይማኖት 7 ዓመት ብሓደ እግሩ ዝጸለየ ሥባር ዓጽሙ ክንሳለም ኢና በረከቱ የሳትፈና
" ኣቦይ ዝብለኒ ብግንቦት ይምጽኣኒ ኣነ ድማ ወደይ ክብሎ እየ ዝብል ቃል ኪዳን ኣለዎ ግንቦት 12'' ናይ እምነ ክርስቶስ ሳምራ ድማ 325 ዓመት ዝጸለየትሉ ናይ ቅዱስ ሚካኤል ቤተክርስቲያን ዝሰርሓትሉ ወርቂ መንበር ካብ ሰማይ ዝተቀበለትኑ ናይ መጀመርታ ገዳም ዝተወለደትሉ እዩ ስለዚ ናብ ክልቲኡ ገዳም ነንበይኑ ቦታ ምኳኑ እዩ ረቡዕ ዕለት 11 ግእዝ ተበጊስና ምምላስና ድማ ድሕሪ ታቦት ምምላሱ 12 ሓሙስ እዩ። ኣብዘዘለናዮ ክንምዘግብ ንክእል ኢና ናይ
ላፍቶ|ጆሞ|ለቡ |ጎፋ 0932636082
ወርቂ ሰፈር
0932369746
ሳሪስ ኣድያባ ቢሄረጽጌ ኣቦ
0900624883
ሳፋሪ መጓነኛ 22 24 ገርጂ ሰሚት ኣባዶ ጣፎ
0955021439
ኣራብሳ
0972449764 በከባቢና ኮይና ደዊልና ንመዝገብ ኣቀዲምና ቦታ ከይተሓዘና ዓቢ በረከት እዩ።