Forwarded from ኤርትራ ገዳማት ናፊቅኒ
ናይ ሓውና ዲያቆን መምህር ሃብቶም ናይ ጥዕናዊ ትምህርቲ ኣገልጉሎት እዩ እሞ ኩላትና ሼር ንግበሮ ንሓግዞም ሳብስክራቭ ድማ ኣይንሕመቅ ኣይጉድኣናን እዩ ከምዚ ኢልና ተሓጋጊዝና ንውጽኣያ እያ እዛ ግዜ።
Forwarded from ደቂ ኤረይ ንዛራረብ
ሓደ እዋን ሰይጣን ንኣባ መቃርስ ጸላእትኻ ኣመና በዚሖም ምስበሎ፡ ኣባ መቃርስ “ንሰብ ጸላኢ ሰብ የብሉን” ኢሉ ንሰይጣን ኣሕፈሮ። ዲያቢሎስ’ውን መሊሱ እሞ ንሰብ ጸላኢኡ መን’ዩ? ኢሉ ንኣባ መቃርስ ሓተቶ፤ ኣባ መቃርስ’ውን፣ ጸላኢ ሰብ ደኣ ንፍጡር ዕለተ ዓርቢ ዝዀነ ሰብ ኣዳም ዝፈተነ፡ ንኢዮብ፡ ንዳዊት ነቶም ዝበቅዑ ኣቦታት ዝፈተነ ሓደ ፍጥረት ኔሩ ንሱ ኢዩ ጸላኢኡ!” ንስኻ ነዚ ፍጥረት ኣይትፈልጦን ዲኻ?”ኢልዎ። ዲያቢሎስ ከኣ ብፍጹም ሰሚዐሉ’ውን ኣይፈልጥን፡ ዋላ ሓደ ዝፈልጦ የብለይን። ዝገርም’ዩ ከመይ ዝበለ ጨካን ፍጥረት’ዩ በለ ርእሱ እናነቕነቐ። እወ ከምዝበልካዮ ጨካን’ዩ። ነዚ ፍጥረት ዘይምፍላጥካ ግን ገሪሙኒ፡ ይገርመካ ንሱ ጨካን ጥራይ ኣይኮነን ነቲ ዝፈጠሮ ኣብ ገዳመ ቆሮንጦስ ዝፈተነ ደፋር’ውን እዩ። ጨካንን ደፋርን ዋላ እንተኾነ ግን ብጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ተሳዒሩ እዩ’ሞ ንሕና’ውን ነዛ ጾም ለንቅነ ንጾሟ እኮ ኢና ዘለና፡ ኢልዎ። ኣብዚ እዋን ዲያቢሎስ ተሳዒሩ ዝብል ቃል ክሰምዕ ከሎ ስዕረቱ ተዘኪርዎ ኣዕለበጠ። ከይፍለጥ ግና “ኣይ እዚ ደፋር! ጉድ እናበለ ምምሳሉ ቀጸለ፡ ኣባ መቃርስ ከኣ እሞ ንስኻ ነዚ እንተዘይፈሊጥካዮ ኣይትጸውምን ኢኻ ማለት’ዩ? ኢልዎ ፍሽክ እናበለ፣
ዲያቢሎስ ከኣ ጾ……ጾ…..ም ጾም ስለዘሕምመኒ እናበለ ሃተፍተፍ ክብል ከሎ፡ ኣባ መቃርስ፡ ሕጂውን ፍሽክ እናበለ፡ ኣይ ንስኻ ስጋብ መዓስ ኢኻ ጸላኢ ሰብ ትኸውን? ከም ዝሓመምኩ ፈሊጥካ ከይጸውም ነዚ ኩሉ ሃተውተው ኢልካ፡ ገና ክትመጽእ ከለኻ መን ከም ዝዀንካ ፈሊጠካ ኔረ። ገና ንዓይ ክትፍትን ክትሓስብ ከለኻ ይፈልጥ ኔረ! ኣይ ዲያቢሎስ ጸላኢ ሰብ ንስኻ ጥራይ ኢኻ! በል ሕጂ እዋን ጾም’ዩ እሞ ኣልግስ ኢሉ ገሰጾ። ዲያቢሎስ ከኣ ካብኡ ኣልገሰ። ነዚ ታሪኽ ኣባ መቃርስ ከንብብ ከለኹ ሓደ ነገር ተዘኪሩኒ፡ <<ዲያቢሎስ እቲ መጻርርትኩም ዚውሕጦ ደልዩ ከም ዝጓዝም ኣንበሳ ይዘውር ኣሎ እሞ ተጠንቀቁ ንቕሑ ኣብ እምነት ጸኒዕኩም ተቃወምዎ>> ዝብል ናይ ሓዋርያ ቅዱስ ጴጥሮስ መልእኽቲ እዩ። 1ይ ጴጥ.5፣8።
ነዚ ጽቡቅ ጌርና ንረዳኣዮ፡ ንሰብ ጸላኢ ሰብ የብሉን። ጸላኢኡ መን’ዩ? ዲያቢሎስ እዩ። በዚ እንተተሰማሚዕና ንኣገልግሎትና ከመይ ጌርና ካብ ጸላኢና ዲያቢሎስ ክንሕልዎ ከምእንኽእል ብሓባር ንርአ።

ዝክር ናይ መድሃኔዓለም እንዳገበሩ ዝነብሩ ዝነበሩ ኣቦ ጻድቅ ኣቡነ መብዓጽዩን ቃልኪዳኖም ዓቢ ኣብዚ ናይ ቀልውላው ዘመን ገዳሞም ከይድና ክንባረክ ንጽባሕ ሰንበትን 26-27 ሰኑይን ጉዕዞ ተዳልዩ ኣሎ ክንከይድ ተደሊና በዚ ቁጽሪ ደዊልና ንመዝገብ 0983340375 |0905689262| 0967821460 ከይሓልፈና ኣብዚ ናይ ሽግር ዘመን ኣቤትና ተዓጺና ከየምልጠና።
Forwarded from ኤርትራ ገዳማት ናፊቅኒ
ናብ ኩሎም ፈረውትኩም ኣብጽሕዎ በረከት ክሳተፉ 300 እዩ ዋጋ
Forwarded from ኤርትራ ገዳማት ናፊቅኒ
ናብ ኩሉ ንፈልጦ ሼር ንበሎ ሰኣን ሓበሬታ ብዙሕ ሰብ እዩ ዝተርፍ ዘሎ።
ናይ መጀመርታ መዓስከር ስደተኛ ኤርትራውያን ዝኮነ ማሕበር መድሃኔዓለም ሽመልባ ምስ ዝተፈጥረ ኩነታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስለዘለዉ ንጽባሕ በዓል ጥንተ ስቅለቱ ክብረ በዓል መድሃኔዓለም ኣብ ሳሪስ ዘሎ ኣዳራሽ ቀይሕ መስቀል ከባቢ ከክብሩ ስለዝኮኑ ንማሕበና ድማ ዕድመ ስለዘቅረቡና ኩላትና መንፈሳዊ ልብሲ ነቢስና ክንሳተፍ ሓደራ ንብል ሰዓት 12፣00 እንኳዕ እግዚኣብሔር ካብ ክፉእ ኣውጻእኩም ኣብ ጎንኩም ኣለና ክንብል ኩላትና ክንሳተፍ ብሽም ማሕበር ብትሕትና ንሓትት ንሰብ ተስፍኡ ሰብ እዩ።
Forwarded from ደቂ ኤረይ ንዛራረብ
#ኢንኅድግ ማኅበረነ ።
ኣብ ኤርትራ ዘለዋ ገዳማትን ቤተክርስቲያንን ኣብ ምሕጋዝ ኢደይ ኢድካ ንበል ።
"ኣብ ታሕታይ ሓጺና እትርከብ ቅድስት ቤተክርስቲያን እንዳ ኢየሱስ ውሽጣዊ ዓቕምም ብዘፈቐዶ ፡ መምህር ብምምዳብ ናይ ኣብነት ትምህርቲ ቤት ብምኽፋት ፡ ክሳብ 300 ዝኣኽሉ ህጻናት ካብ ላዕላይን ታሕታይን ሓጺና ብምእካብ ንግብረ ድቁኛ እንዳኣምሃረ ይርከብ እቲ ደብሪ ድማ ኦርቶድክሳዊ ሓላፍነቱ ይዋጻእ ኣሎ ። ተሪፊ ዘሎ ናተይ ናትኪ ናይኩላትና እጁም እዩ እሞ ፡ በዚ። ኣብ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ኣድራሻ ብምውካስ ዓዓቕምና ብምሕጋዝ ፥ክርስቲያናዊ ሓላፍነትና ንዋጻእ ። ኣብ ዓድታት ዝርከባ ቤተክርስቲያናት ናይ ኣታዊታተን ምንጪ ኣዝዩ ትሑት ከም ዝኾነ ኩላትና ንፈለጦ ሓቂ እዩ ፥ ስለዚ ክርስትና ማለት ኣብ ሰብ ዝተሰኣነሉ ቦታ ሰብ ኮይንካ ምርካብ እዩ እሞ ፡ ንኣጎልጉሎት ቤተክርስቲያን መሳለጥያትት ዝኽውን ሓገዝ ንምብርካት ኣብ ጎኒ ኣመሓደርትን ህዝብን ናይዛ ቤተክርስቲያን ብምቛም ሓገዝና ነበርክት ። ኣምላከ ሰላም ሰላሙ ይዓድለና ። ኣሜን ።
ኣካየድቲ ፥ስራሕ ሽማግለታት ዓዲ ታሕታይ ሓጺና (ታቦተ ኢየሱስ)
1) ሃለቃ የማነ ቐሺ ዓንደማርያም ቴለ 07462910
2) ኣቶ ተስፋስላሴ ዓንደብርሃን 07459968
3)ኣቶ ተሸመ ሰሎሞን 07333346
4) ዲያቆን ሚኪኤለ መንገስቱ 07579681
ብገንዘብ ዓመጻ ኣዕሩኽ ኣብ ሰማይ ኣጥርዩ ።ሉቃ 16፥9
መታን ናብ ኩሉ ክባጻሕ share nbelo .

እዚ ኩሉ ኣብ ቤትና ንበረከት ክንጽዋዕ ከለና እዩ ሓሓደ ቅርሺ ኣዋህሊልና ዓስቢ ንርከብ ኢና።