ሰላም ዝከብረኩም የሕዋት ብማሕበና ንቅሩብ ግዜ ሓገዝ ዝግበረላ ዝነበረ ሓሪሳ ሰብ ሲእና ተሸጊራ ዝነበረት ሓፍትና ሮዳስ ህጻን ቆልዓ ገዲፋ ካብዛ ብሞት ተፈሊያትና ኣላ እሞ ኩላትና የሕዋት ሎሚ ኣብ ላፍቶ ክንረከብ ናብ ኩሉ ሼር በልዎ ንሕጋዝ ድማ ተዳሊና ክንመጽእ ኣብ ቀብራ ድማ ክንሳተፍ ሓደራ ንብል 0936417771|0940117412|0941202835|0983340375 ብምድዋል ክትውከስ ንክእል ኢና።
Forwarded from ኤርትራ ገዳማት ናፊቅኒ
ነዚኣ ሓፍትና ህጻን ቆልዓ ሰለስተ ወርሒ ገዲፋ ስለዝከደ ንቲ ህጻን ዘድልዮ ንዋያት ማለት ዝወለድክን ንደቅክን ዝነበረ ካልእ ድማ ብጸባን ካልእ ዝመስል ክንሕግዝ ንደሊ ንሰሉስ ዕለት 9 ግእዝ ርክብ ናይ ማሕበር ስለዘለና ኣብ ላፍቶ ቅዱስ ሚካኤል ሕዝና ክንመጽእ ንክእል ንየሕዋትና ኣብ ደገ ዘለዉ ድማ ዓቅሞም ከብረክቱላ ክንጉስጉስ ኣለና።
ናይ ጽባሕ ርክብና ኩሉ ሰብ ክመጽእ ኣለዎ ምክንያቱ ንህጻን ሓፍትና ምርዳእ እንድድገና ናይ ሓውና ዮሴፍ መደብ ስራሕ ምፍላጥ ስለዝኮነ ሓደራ ከይንተርፍ ሰዓት 10 ናይ ንግሆ ኣብ ላፍቶ ሚካኤል ቤተክርስቲያን እዩ።
Forwarded from ኤርትራ ገዳማት ናፊቅኒ
ኣብ ናይ ጽባሕ ሰሉስ ብግዕዝ 9 ዝግበር ርክብና ዓቢ ናይ በረከት ስራሕ ስለ ንሰርሕ ንፈልጦ ከይትረፈ ሒዝና ንምጻእ ሰዓትና ነከብር 10፤00 ጸሎት ብምፍላይ ከይሓልፈና።
ሰላም የሕዋት ኣብ ሎሚ ርክብና ማሕበር ናይ 5550 ካብ ኣብ ግባኤ ዝተረክቡ የሕዋትን ቀዲሞም ዝሃቡን ናይ ክዳን ቆልዓ ጸባ ናይ ናይ ወዲ ሰልስተ ወርሒ ፓምፐር ብስም ማሕበር ናይ ህጻን ወዲ መዋቲ ሓፍትና ተወሲዱ ስለዚ ቀጸሊ ዝኮነ ስራሓት ማሕበር ሰብ ብፍቅሪ ንክርስቶስ ክስዕብ ምርድዳእ እዩ ዝቅድም ቅድሚ ኣገልግሎት እሞ ነዚ ዓቲብና ጠሚትና ክንስዕቦ ካልኦት ድማ ንሰብክ ሓደራ ንብል።
Forwarded from ገዳማት ኤርትራ ምሕጋዝ እዩ ባህግና
ሰላም የሕዋት ኣብ ሎሚ ርክብና ማሕበር ናይ 5550 ካብ ኣብ ግባኤ ዝተረክቡ የሕዋትን ቀዲሞም ዝሃቡን ናይ ክዳን ቆልዓ ጸባ ናይ ናይ ወዲ ሰልስተ ወርሒ ፓምፐር ብስም ማሕበር ናይ ህጻን ወዲ መዋቲ ሓፍትና ተወሲዱ ስለዚ ቀጸሊ ዝኮነ ስራሓት ማሕበር ሰብ ብፍቅሪ ንክርስቶስ ክስዕብ ምርድዳእ እዩ ዝቅድም ቅድሚ ኣገልግሎት እሞ ነዚ ዓቲብና ጠሚትና ክንስዕቦ ካልኦት ድማ ንሰብክ ሓደራ ንብል።
ንዝመጽእ ሰሙን ዕለት 20- 21 ለካቲት ጉዕዞ ገዳም ናን ድንቂ ተኣምራት ወላዲተ ኣምላክ ዝኮነ ቦረና ዋሻ ገዳም ናይ ድንግል ጡጥ ዝኮነ ጸበላ ጉዕዞ ተዳልዩ ኣሎ ዋጋ 300 እዩ ምዝገባ ዝጅመረሉ ሶኒ 15 ምስ ጸሞ ነነዌ 0941202835 | 0955021439 ደዊልኩም ተመዝገቡ ተወሳኪ 0983340375 |0967821460
ናብዚ ገዳም ክንከይድ ንደሊ ንጽባሕ ቀዳም ሰንበት ጉዕዞ ተዳልዩ ኣሎ ናይ ድንግል ማርያም ገዳም ኮይኑ ጻበላ ልክዕ ከም ጡባ ኮይኑ ዓጽሚ ቅዱሳን ናይ እግራ ኣሰር ውን ዘለዎ እዩ ስለዚ ክንከይድ ንደሊ በዚ ደዊልና ንመዝገብ 0983340375|0905689262 ዋጋ ሓዳሪ ኮይኑ 300 እዩ
Forwarded from ኤርትራ ገዳማት ናፊቅኒ
ሰላም የሕዋት ኣብዚ ግዜ ሒዝናዮ ዘለና ዓቢ ጉዳይ ናይ መንቃቕሒ መንእሰይ ወላዶ ናብቲ ዝረበሮ ክብሪ ኣቦታቱ ክምለስ እዩ። እምነቱ ዓጽኒዑ መንገዲ ህይወት ክጓዓዝ ስለዝኮነ ዘለዎ ነዚ ንምግባር ድማ ብማሕበር ዓቢ መድብ ውጺኡ ንትግባረ ድማ ንየሕዋቱ ግዴታ ምክፋልን ምስታፍን ስለዝግባእ ንኩላትና ዕድመ የቅርብ። ንሱ ከኣ በብዘለናዮ ኮይና ንገዳማት ኤርትራ ምሕጋዝ ከም ዝግባእ ምስባክን ምዝክካርን ሓደ ነዚ ኩሉ ግን ከብጽሓልና ዝክእል ናይ ዩቲዩብ መንገዲ ስለዝኮነ ነዚ ንምግባር ድማ ካሜራ ኣገዳሲ ከም ምኳኑ ኣንጻር ኩላትና ሓደሓደ ብር ወይ ዶላር ወይ ፓውንድ ወይ ኢሮ በብዓዱ እንዳ ኣውጽኣና ሓገዝ ክትገብሩልና ብትሕትና ንሓትት። ነዚ ሓገዝ ትገብርሩና ንስራሕ እዩ ንሕና ድማ ዓቅሚ ሞያዊ ክእለት ዘለዎ የሕዋት ብምሓዝ ኣብ ምድላው ኣለና። ብዝግባእ ሰሪሕና ንገዳማትን ዝተሸገሩ የሕዋትን ኣብ ናይ ቆሎ ትምህርቲ ዘለዎ ከይለመንና ሓገዝ ክንገብር ኢና እዩ እቲ መደብና እግዚኣብሔር ኣምላክ ንሓሰብና ሰሚሩ ክድግፈና ናቱ ሰናይ ፍቃድ ይኩነልና ኣሜን ናብ ኩሉ ፈተውትና ንልኣኮ ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ንደውል 0983340375።
ሰላም ኩቡራት የሕዋት ደቂ ማሕበር ወርሓዊ ርክብና ከም ዝፈለጥ ዕለት 24 እዩ እንተኮነ ረቡዕ ከም ምኳኑ ንሓሙስ 25 ለካቲት ግእዝ ተቀይሩ ኣሎ ቦታ ድማ ኣብ ሳሪስ ኣዲስ ሰፈር ኪዳነ ምህረት ቤተክርስቲያን ናይ ዝሓለፈ ገምገም ክንወስድን ኣብ ስራሕ ዕዙዝ ኣበርክቶ ዝገበሩን ድም ክንሽልም ስለዝኮና ሓደ ሰብ ከይተርፍ ካልእ ድማ እቲ ዘዋጽእናዩ ሓደ ብር ሒዝና ክንመጽእ ሓደራ ንብል ብሩክ መዓልቲ ይግበሮ ከይንተርፍ።
ሰላም ኩቡራት የሕዋት ደቂ ማሕበር ወርሓዊ ርክብና ከም ዝፈለጥ ዕለት 24 እዩ እንተኮነ ረቡዕ ከም ምኳኑ ንሓሙስ 25 ለካቲት ግእዝ ተቀይሩ ኣሎ ቦታ ድማ ኣብ ሳሪስ ኣዲስ ሰፈር ኪዳነ ምህረት ቤተክርስቲያን ናይ ዝሓለፈ ገምገም ክንወስድን ኣብ ስራሕ ዕዙዝ ኣበርክቶ ዝገበሩን ድም ክንሽልም ስለዝኮና ሓደ ሰብ ከይተርፍ ካልእ ድማ እቲ ዘዋጽእናዩ ሓደ ብር ሒዝና ክንመጽእ ሓደራ ንብል ብሩክ መዓልቲ ይግበሮ ከይንተርፍ። ሰዓት 10፣00 ናይ ንግሆ እዩ።
Forwarded from ኤርትራ ገዳማት ናፊቅኒ
ጉዕዞ ገዳም ናብ ገዳም ኣቡነ መልከ ጸዴቅ ንሶኒ ዕለት 29-30 መጀመሪ ገዳም ተደልዩ ስለዘሎ ክንከይድ ንደሊ ደዊልና ንመዘገብ 0983340375| 0967821460| 0905689262
Forwarded from ደቂ ኤረይ ንዛራረብ
ሰላም የሕዋት ብማሕበር ካብ ዝስርሑ ዘለዉ ስርሓት እቲ ዝዓበየ ናይ ሓደ ሓደ ብር ምእካብ ይቅጽል ኣሎ ክሳብ ሕጂ ዳርጋ 30000 በጺሕና ኣለና ምስ ናይ ደጋ ሓገዝ ደሚርና ኩላትና ድማ ኢድና ክነበርክት ታሪክ ክንሰርሕ ማሕበር ትሓተና። ንድኩማት ምሕጋዝ ንሽጉራት ምርዳእ ኣብ ጸገም ዘለው ምውጻእ ናይ ኩላትና ሓደነት የድልይ እዩ። ሓደ ብር ንዝኮነ ሰብ ኣይጎድኦን እዩ ምስ ተኣካበ ግን ሚሎናት እዩ ኮይኑ ብዙሓት ሰባት ክሕግዝ ዝክእል እሞ ልቢ ኢልና ነስተውዕሉሉ ነዚ ነገር። ዝኣከብና ሰባት ኣብ ከባቢና ዘለዉ ወከልቲ ማሕበር ክነረክብ ንክእል ኢና ወይ ድማ በዚ ቁጽሪ ቴሌፎን ክንሓትት ንክእል ኢና 0905689262።