ጉዕዞ ገዳማት ኤርትራዊያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ድማ ናብ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ገዳም ኣዳዲን ናብ ጻድቅ ኣቡነ ገብረመንፈስቅዱስ ምድረከብድ ብምክንያት ሕዳር ጽዮን ክብረ በዓል ወላዲተ ኣምላክ ኣዳሊና ኣለና ክንከይድ ንደሊ በዚ ደዊልና 0983340375 ኣብዘለናዮ ኮይና ንመዝገብ ዕለት 20-21 እዩ ጉዕዞና ብሰላም የብጽሓና ክሳብ ሽዑ ኣምላከ ቅዱሳን ምስኩላትና ይኩን ኣሜን፡፡
Forwarded from ኤርትራ ገዳማት ናፊቅኒ
Forwarded from ኤርትራ ገዳማት ናፊቅኒ
Forwarded from ኤርትራ ገዳማት ናፊቅኒ
YouTube
666 እና የኮረና ክትባት
በመምህር ምሕረተአብ አሰፋ እና መምህር አስቻለው ከበደ ሁሉም ይስማው!!!!
Forwarded from ኤርትራ ገዳማት ናፊቅኒ
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ እሀዱ ኣምላክ ኣሜን!!!
#ብልቢ ኣንንብብዎ የሕዋተይይ
1)ጸሎት እንታይ ማለት እዩ??
2)ምሰጢር እንታይ ማለት እዩ??
3)ምስጢር ኣብ ክንደይ ይክፈሉ??
4)ስግደት ኣብ ክንደይ የክፈሉ??
5)ናይ ኣምላክ ስግደት እንታይ ማለት እዩ??
6)ናይጸጋ ስግደት እንታይ ማለት እዩ??
#ጸሎት
ጸሎት ማለት "ጸለየ'' ካብ ዝብል ቃል ግእዝ ዝወጸ ክዩነ ነፈጣሪ አግዚኣብሔር ኣምላክ ነራክብሉ መስልል ወይ ደማ ኣሰከላ,ማለት እዩ
ጸሎት ክንጽሊ ከም ዝግብእና ዝእዝዘና መፃሓፍ ቁዱስ ቃል እግዚኣብሔር እዩ!!ዋና እቲ መሰረት ወዲ ሰበ ዝኮነ ሰብን እግዚኣብሔር ዘራክብ ጸሎት እዩ!!
ኣቱም ኣሕዋትና, ምእንታና ጸልዩ!!
(1ይ ተሰሎንቄ 5:25
-ድሌትኩም ዘበለስ በጸሎትን ልማኖን ምሰናይ ምሰጋና ኣብ ኣምላክ ይፈልጥ እምበር:ብገለ እኳ ኣይጨነቑ!!
(ፈልጲ 4:6)
- ናበ ፈተና ከይትኣትዉስ ንቑሑን ጸሎን!!
( ወንጌል ማቴዎስ 26:41)
_ እምብርሲ:ምእንቲ ኽትፍወስ:ንሓድሕድኩም ሕጢኣትኩም ተኣመኑ :ምእንቲ ንሓደሕድኩምዉን ጸሎዩ!!ጸሎት ጾድቅ ብግብረ ብዙሕ ተስልጥ እያ!!
(ያእቆብ 5:16)
2) ምሰጢር!!
ምስጢር ማለት ድበቅ:ስዉረ:ሕቡእ:ንናይ ልቢ ፈታዊ ጥረሕ ዝንገር ማለት እዩ!!ብናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን እምር ክንሓስቦ እንተለና ድማ ምስጢር ማለት ካብ ዘይእመንት ሓቢእ: ደቢቃ ወይሰዊራ ንደቃ ንእመነቲ እተምህሮ ወይ እትፍፅሞ ሰርዓተ ማለት እዩ!! ምስጢር ማለት ብዑይኒይ ዘይረኡ ብእድ ዘይድህሰስ ብቃሊሉ ዘይረክብ ማለት እዩ!!እዕማደ ምስጢር ከ ንምንታይ ምስጢርት ዝብል ሰነ ተወሃቦም?ምክኒያቱ ብዐይኒ ሰጋ ሰለ ዘይረእ ብኢድ ሰለ ዘይድህሰስ ሰለ ጎይታናን መደሓኒትናን ሰለ እየሱስ ክርሰቶሰ ሓደ ነት ሰለስተ ነተን ሰለ ሰጋ ምልባስ: ሰለ
ንምንታይ ኣዕማድ ተባሂሎም ንምንታይ ከ ሓሙሸተ ካይኖም?
ዐምድ ማለት ዓምዲ ወይ ዋና ቀዋሚ ማለት እዩ!! ንኦርቶዶክስ ተዋህዶ ክርስትና እምነት ካም ዐምዲ ኮይኖም ሰለ ዘገልገለ ኣዕማድ የባሃሉ
3)_5ተ ናይ ኣእማድ ምስጢር ዝበሃሉ
🌿1)ምስጢር ስላሴ ብኣብ ብወልደ በመንፈስ ቅዱስ ስም እናጥመቁኩም ዝኣዝዘኩክም ኩሉ ንክሕሉዉ እናመሃርኩም ተመሃሮይ ግበርዎም!!ማቴ:28/20
🌿2)ምስጢር ስጋዌ ቃል ሰጋ ኣነ:ፀጋን ሓቅን ተመለሱ ኣባና ሓደረ!!ዮሃ:1/14
🌿3)ምስጢር ጥምቀት ዝኣምን:ዝጠመቅ ይድሕን ዘይኣመን ግን ክፍርዶ እዩ!!ማር:16/16
🌿4)ምስጢር ቁርባን ስጋይ ዝበለ ደመይ ዉን ዝስቲናይ ዘልዓለም ሕይወት ኣለዎ!!ዮሃ6/54
🌿5)ምስጢር ትንሳኤ ሙታን ትንሳኤን ሕዉትን አነ እየ እቲ ዝኣመኒነ እንተሞተ እኳ ሕያዉ ክኾን እዩ!!ዮሃ 11/25
ሓደ ስብ ኣብዚ ዓለም እንትንብር ሓምሽቲእሞ ናይ ምስጢር ዐምድታት ብዝግባእ ጠንቃቅ እንተተማሃሂሩ ኣብ ሂወቱ ምንም እኳ ነፉሳት እንተነፈሱ:ዉሕጀ ወን እንተዉሕጁ ካብ እምነቱ ምንም ክናወፅ ኣይክእልን!!እዚእሞ ትምህረትታት እዚእም ምስ እዕፀምትን ደሙን ተሳራጪየም ናይዚይ ዓለም ፈተንታትን ኻቄቋም ይሕግዝው እየም!!
ናይ ሓምሸት ናይ ምስጢር አማድ ስያሜ መሠረቱ 318 ሊቃዉንቲ ኣበ ናይ ኒቅያ ሰብሳቦ ካብ ዝፍልጥዉ ናይ ሃይማናት ቀኖን ዝተረክበ እዩ!! ናይ ሃይማኖት ጸሎት እንተ ደጊሙ ነኣምን በእሓድ ኣምላክ እግዚኣብሔር እብ,,,,,,,,ወነአምን በእሓዱ እግዚእ ኢየሱስ ክሮስቶስ,,,,ወነአምን ብመንፈስ ቅዱስ አግዚእ ማሕየዊ,,,,,እንተበለ ምስጢር ስላሴ ንምስክረ አለና ማለት እዩ!!ዘበእንተ አነ ለሰበኣ ወበአነት መድሓኒትን ወረደ ኣብስማያት ተሰበእ ወተስጋዉ ዝብል ክፈልጸሎት ሃይማኖት ድማ ሰለ ምስጢር ሰጋዊይ ሓበሬታ ይህብ ወነአምን በእሓት ቅዱስቲ ቤተ ክረስቲያን እንተ ልዕል ኩሉ ጉባኤ ዘሓወሪያት ዝብል ደማ ምስጢር ቀረባን እዩ ሓቢሪታ ዝህብ ማለታስ ኣብ ቅሚይ ቤተ ክርስቲያን ሱጉእን ደሙን ሰለ ዝፍትተብመሕደሪ ነቲ ሕድሪ ንምዝራብ እዩ!!ቀፂልና ወነእሙን በእሕት ጥምቅት ለስሪይት ሓጢአት ብዝብል ደማ ምስጢር ጥምቅት የዉሰእልና ማለት እዩ መወደእታ ደማ ወንሴፌ ትንሳኤ መታን ብዝብል ክፈል ወን ምስጢር ትንሳኤይ ሙታን ንልሰል ኣለና ማለት እዩ
🌿4) ስግደት!!ስግደት ኣብ ክልተ ይክፈሉ!!
👉 1)ናይ ኣምልኾ ስግደትን
👉2)ናይ ፀጋ ስግደትን
🌿5)ናይ ኣምልኾ ስግደት!!
ናይ ኣምልኾ ስግደት ማለት ንፈጣረ እግዚኣብሔር ጥረሕ ንብዩኑ ንኣምላክነቱ ዚስግደሉ ስግደት እዩ!!ሰበ ነቲ ኣምልኾነቱ ተገዛእነቱ ንምግላፃ ዝሰግዶ እዩ!!ኩሉ ብረኪይ ንብዩኑ ንኡእ ጥረሕ ካም ዝሰግድ ኣብ ናበይ ኢስያይሰ ጎድር እግዚኣብሔር ኩሉ ብረኪይ ኪሰግደለይ ኩሉ ልሳን ካዓ ብኣቢይይ ክምሕል እዩ ኢሉ ብረእሰይ ኣምሒለ ኣለኹ ይብል!!(ኢሳ45:23
ባዕሉ ጎይታናን ኣምላክናን መዳሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ናይ ኣምላኾ ሰግደት ካም ዚገባእ ኪነግረ ኩሉ ንእግዚኣብሔር ኣምላክክ ሰጊድ ነኡእ ንብዩኑ ደማ ኣምላክ
🌿6)ናይ ፀጋ ስግደት
ናይ ፀጋ ስግደት ክባሃል ክሎ ነቶም እግዚኣብሔር ዝክብረም ንቅድሳት ድንግለ ማሪያም ቅድስን ምላክትና ቀደሳን ሰባት ከምኡ ዉን ንቁድሳን መስቀል ንቅድስት ኣስራኢል ዝሰግድ እዩ
ስብሐት ለእግዚኣብሔር ልዑል
ወለወላዲቱ ድግል ማሪያም
ወለ መስቀል ክብር ኣሜንንንን

ሰላም የሕዋት ምስ እዚ ኩነታት ዘሎ ናይ ገንዘብ ምስኣ ካብ ጉዕዞ ከይንተርፍ ዘሎ ጸገማት ክንተሓበር ስለዘለና ደዊልኩም ክትነግሩኒ ትክእሉም ኢኩም።
ጉዕዞ ገዳም ናብ ኣብዚ ግዜ ብዙሕ ታኣምራት ፈውሲ ናይ ነብሲን ናይ ሥጋ ሕማማት ዘለዎ ማይ ጸሎት ኣቡነ እጨጌ የውሃንስ ክንከይድ ንደሊ ንዝመጽእ 29 ሕዳር ጉዕዞ ተዳልዩ ስለዘሎ ብምክንያት ክብረ በዓሎም ክንከይድ ንደሊ በዚ 0983340375 ክንድውል ንክእል ኢና ኣብዘለናዮ ኮይና ክንምዝገብ ንክእል ኢና።
Forwarded from ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን!!
22 ሕዳር ወርሓዊ በዓል ሊቀ መላእክት ቅዱስ ኡራኤል መላኣኽ እዩ።ኡራኤል ማለት ካብ ክልተ ናይ እብራይስጥ ቋንቛ ዝተወሰደ ኮይኒኑ ኡር ካብ ኦር ካብ ዝብል ናይ እብራይስጥ ቛንቛ ዝተወስደ ኮይኑ ትርጉሙ ብርሃን ማለት እዩ። ኤል ማለት ድማ ኣምላኽ ማለት እዩ። ስለዚ ኡራኤል ማለት ናይ ብርሃን ኣምላኽ ማለት እዩ።"ኣብ መንገዲ ክሕልወካ ናብቲ ዘዳለኽዎ ቦታ ድማ ከውጻኣካ ፡ እንሆ ኣነ መልኣኸይ ቀቅድሜኻ እልእኽ ኣለኹ፡ ኣብ ቅድሚኡ ተጠንቀቕ፡ ድምጹ ከኣ ስማዕ፡ እምቢ ኣይትበሎ፡ ስመይ ኣብኡ ተሰምዩ እዩ እሞ፡ በደልካ ኣይክሓድገልካን እዩ። ድምጹ ኣጸቢቕካ እንተሰማዕካ ኣነ ዝብለካ ኩሉ ድማ እንተገበርካ ኣነ ንጸላእትኻ ክጸልኦም፡ ንዝጻረሩኻ ድማ ክጻረሮም እየ"(ዘጸ 23.20-22"በረኸትን ኣማላድነትን ቅዱስ ኡራኤል መልኣኽ ምስኩላትና ይኹን ኣሜን! ዝተቐደሰን ዝተባረኸን መዓልቲ ይግበረልና ኣሜን!https://youtu.be/a6zBA_FOIBg

ቅዱስ ኡራኤል፡መልኣኽ እዚ መጋቤ ብርሃናት፡መልአከ ፈውስ (ምሕረት)፡መልኣከ ሰላም፡መልአከ ድኅነት፡መልአከ ሰዳዴ አጋንንት ተባሂሉ’ውን ይፍለጥ።
ኡራኤል ማለት ካብ ክልተ ናይ እብራይስጥ ቋንቛ ዝተወሰደ ኮይኒኑ ኡር ካብ ኦር ካብ ዝብል ናይ እብራይስጥ ቛንቛ ዝተወስደ ኮይኑ ትርጉሙ ብርሃን ማለት እዩ። ኤል ማለት ድማ ኣምላኽ ማለት እዩ። ስለዚ ኡራኤል ማለት ናይ ብርሃን ኣምላኽ ማለት እዩ።"
Forwarded from ኤርትራ ገዳማት ናፊቅኒ
ንልዕሊ 30 ገዳማት ንምስላ እዩ ጉዕዞና ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ንደውል 0983340375
ናይ በረኸት ጥቕሲ፦
“እግዚኣብሄር ብርሃነይን ምድሓነይን እዩ፣ ካብ መን ደአ እየ ዝፈርህ፧ እግዚኣብሄር ሓይሊ ህይወተይ እዩ፣ ካብ መንከ እየ ዝስምብድ፧ “ መዝ 27፡1
ኣብ ህይወትና ብዙሓት ጸገማትን ፈተናታትን ኣለዉ፡ እዚኦም ከኣ ኣብ ህይወትና ንኽንፈርሕን ክንስምብድን ብዙሕ ይፍቱኑና። ኣብዚ ናይ ሎሚ ናይ በረኸት ጥቕሲ ግና፡ ልበ አምላክ ቅዱስ ዳዊት፡ እቲ ሓያል እግዚኣብሔር ምሳና ክሳብ ዝኾነ እንፈርሓሉ ምኽንያት ከም ዘየለ ብቓሉ ይነግረና።
እቲ ካብ ምልኣት ብርሃኑ፡ ብርሃን ዝፈጠረ እግዚአብሔር ምሳና ክሳብ ዘሎ ንፈርሓሉ ምኽንያት የብልናን። እዚ ከኣ ነቲ ኣብ መዝ 43፡3 ተጠቒሱ ዘሎ ቃል የዘኻኽረና፦’’ብርሃንካን ሓቅኻን ልአኽ፣ ንሳተን ይምርሓኒ፣ ናብ ቅድስቲ ኸረንካን ናብ ማሕደራትካን የብጽሓኒ።”ኣብ ህይወትና ወላ’ኳ ጸልማት እንተ ኸበበና፡ እግዚአብሔር ግና ነቲ መገዲ የርእየና። ኣብቲ ጸላም፡ ወላ’ኳ ብዙሕ ከቢድ ነገርን፡ ኣደንጻዊ ነገርን እንተሎ፡ እግዚአብሔር ግና ካብዚ ኩሉ ክስውረናን ክሕልወናን ምሳና ኣሎ።
ኣብ 2ሳሙ 21፡17 “እቶም ገላዉ ዳዊት ንዳዊት “መብራህቲ እስራኤል” ከይትጠፍእሲ፡ ደጊም ምሳና ናብ ውግእ ኣይትውጻእ፡ በልዎ።” ወላ’ኳ መብራህቲ እስራኤል ኢሎም እንተ ጸውዕዎ ብርግጽ እግዚኣብሔር ምስኡ ስለ ዝነበረን፡ ብርሃን ኮይኑ መገዱ ስለ ዝመርሐን እዩ።
እግዚኣብሔር መድሕን ህይወትና ስለ ዝኾነ ንፈርሓሉ ምኽንያት የብልናን። እዚ ነቲ ኣብ መዝ 62፡2 “ከውሔይን ምድሓነይን እምባይን ንሱ ጥራይ እዩ፣ ፈጺመ ኣይክናወጽን እየ።” ዝብል ቃል የዘኻኽረና። እግዚአብሔር ኣብቲ ፍጹም ጸልማት፡ መንገዲ ጥራይ ኣይኮነን ዘርእየና፡ እንታይ ደኣ፡ ካብ ኩሉ ፈተናን መከራን ጸላእን የድሕነና። ወላ’ኳ እቲ ኣብ ጸልማት ዘሎ ጸላኢና፡ ናብ ጒድጓድ ጥፍኣት ከስጥመና እንተፈተነ፡ እግዚአብሔር ግና ንኣእጋርና ኣብ ከውሒ ኣቚሙ ንስጉምትና የጽንዖ።(ካብ ጕድጓድ ጥፍኣት ፣ ካብቲ ረግረግ ጸብሪ ኣውጽአኒ፣ ኣእጋረይ ኣብ ከውሒ ኣቚሙ፣ ንስጉምተይ ኣጽንዖ።) መዝ 40፡2።
እግዚኣብሔር መዕቆቢና ስለ ዝኾነ ንፈርሓሉ ምኽንያት የብልናን። ዘማራይ ቅዱስ ዳዊት፡ ኣብ መዝሙሩ መዝ 144፡2 ነዚ ክገልጽ ከሎ “ንስኻ መዕቆቢየይ፡ ዕርደይ፡ እምባይ፡ መድሓኒየይ፡ ዋልታይ ኢኻ።” ይብል። ወላ’ኳ ነቲ ካብ ኣብ ጸልማት ዘሎ ጸላኢና ዝመጽእ ፈተናታትን መስገድላትን ቅሉዓት እንተኮና፡ እግዚአብሔር ግና ይሕልወናን የዕቁበናን እዩ።
ስለዚ ካብዚ ናይ ሎሚ ናይ በረኸት ጥቕሲ፡ ከምቲ ሐዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ “ኣምላኽ ምሳና ኻብ ዀነኸ፡ መን እዩ ዚቃወመና፧ ሮሜ 8፡31” ዝበሎ እግዚአብሔር ምስና እዩ’ሞ ኣብ ዝኾነ ኩነታትን፡ ኣብ ዝኾነ ናይ ህይወት ፈተነታትን፡ ናይ ሓጢኣት ፈተነታትን ክንፈርሕን ክንስምብድን ከም ዘይብልና ንመሃር። እግዚአብሔር ካብ ኩሉ ፈተና ይሓልወና። ኣሜን።
ስብሐት ለእግዚአብሔር
ወለወላዲቱ ድንግል
ወለመስቀሉ ክቡር ወኃያል
ኣሜን
ዲ.ን ዘርእሰናይ ገብረኣምላኽ
12/12/2020 ዱባይ