ገዳማት ኤርትራ ምሕጋዝ እዩ ባህግና
296 subscribers
352 photos
37 videos
8 files
199 links
Download Telegram
የቀጨኔ ደብረ ሰላም መድኀኔዓለምና ደብረ ትጉሃን ቅዱስ ገብርኤል ቤተ ክርስቲያን ፍኖተ ሕይወት ሰንበት ትምህርት ቤት
#ታኅሣሥ_፲፱ #በዓለ_ቅዱስ_ገብርኤል#ወሥርዐተ_ማኅሌት፡፡
ቅዱስ ገብርኤል፤
#ሊቀ_መላእክት_በመላእክት_ሁሉ_ላይ_የተሾመ_ነው_ሄኖክ_10፥14
#የአርባብ_የ10ሩ_ነገደ_መላእክት_አለቃ_ነው
#ከከበሩ_መላእክት_አንዱ_ነው_ሄኖክ_6፥7፤
#አካሉ እንደ ቢረሌ የሚመስል (ጽሩይ የሆነ) ፥ ፊቱም እንደ መብረቅ አምሳያ የሆነ፤ ዐይኖቹም እንደሚንበለበል ፋና፣ ክንዶቹና እግሮቹም እንደ ጋለ ናስ፣ የቃሉም ድምፅ እንደ ብዙ ሕዝብ ድምፅ ነው፡፡/ዳን.10፥5-9/
#መልአከ_ራማ_ዘራማ_ልዑል_ነው፤ (የራማ ልዑል ነው)
#አብሣሬ_ትስብእት_ነው
#መጋቤ_ሐዲስ_ነው
#በእግዚአብሔር_ፊት_የሚቆም_መልአክ_ነው_ሉቃ_1፥19፤
#ለቅዱሳን_እውቀትን_የሚገልጽላቸውና_ከአላውያን_የሚታደጋቸው_ነው_ /ድርሳነ_ገብርኤል/
#መልአከ_ሰላሞሙ_ወመልአከ_ኪዳኖሙ_መልአከ_አድኅኖ_መልአከ_ኀይል_መልአከ_ፍስሐ (የሰላም መልአክ ፥ የኪዳን መልአክ፥ አዳኝ መልአክ፥ ኀያል መልአክ ፥ የደስታ መልአክ ነው)
#ከሣቴ ጥበብ (ጥበብን የሚገልጽ ነው) /ት.ዳን./
#ናዛዜ_ኅዙናን_ (ያዘኑትን_የሚያጽናና_) መልአክ_ነው፨
✤ ገብርኤል ማለት የእግዚአብሔር ልጅ ማለት ነው፤ የወልደ እግዚአብሔርን መወለድ አብሥሯልና፨ አንድም የሁለት ቃለት ጥምር ነው እነዚህም ገብር እና ኤል ሲሆኑ ትርጕማቸውም ገብር አገልጋይ ማለት ሲሆን ኤል ማለት ደግሞ አምላክ ማለት ነው፤ በተገናኘ ገብርኤል ማለት የአምላክ አገልጋይ /የእግዚአብሔርን ልጅ የሚመስል የአምላክ አገልጋይ/ ማለት ነው፡፡
✼ ነቢዩ ዳንኤል “ዐይኖቼንም አነሣሁ” አለና አስከትሎ “እነሆም በፍታ የለበሰውን ጥሩም የአፌዝን ወርቅ በወገቡ ላይ የታጠቀውን ሰው አየሁ፡፡ አካሉም እንደ ቢረሌ ይመስል ነበር፤ ፊቱም እንደ መብረቅ አምሳያ ነበረ፤ ዐይኖቹም እንደሚንበለበል ፋና፣ ክንዶቹና እግሮቹም እንደ ጋለ ናስ፣ የቃሉም ድምፅ እንደ ብዙ ሕዝብ ድምፅ ነበረ፡፡… ይህንንም ታላቅ ራእይ አየሁ፤ ኃይልም አልቀረልኝም፤ ክብሬም ወደ ውርደት ተለወጠብኝ ኃይልም አጣሁ፡፡ የቃሉንም ድምፅ ሰማሁ፤ የቃሉን ድምፅ በሰማሁ ጊዜ ደንግጬ በምደር ላይ በግምባሬ ተደፋሁ” አለ፡፡(ዳን.10፥5-9) ነቢዩ ዳንኤል እንዲህ ብሎ የተናገረው የመላእክት አለቃ የቅዱስ ገብርኤልን አስፈሪ ግርማ በተመለከተ ጊዜ ነበር፡፡
፠ “እነሆ ከዋነኞቹ አለቆች” አንዱ ሚካኤል ሊረዳኝ መጣ”(ዳን.10፥13) ብሎ በተናገረው ንግግሩ በመላእክት ላይ የተሾሙ ሌሎች አለቆች እንዳሉ ማስተዋል እንችላለን፡፡ ቅዱስ ጳውሎስም በቅዱሳን መላእክት ዘንድ ስላሉት ነገዶች ሲገልጽ “… በሰማይ ያለውን በምደር ያለውን የሚታየውንና የማይታየውን መናብርትም ቢሆኑ አጋእዝትም ቢሆኑ መኳንንትም ቢሆኑ ቀደምትም ቢሆኑ ሁሉም በእጁ ሆነ፤ ሁሉም በእርሱ ለእርሱ ተፈጠረ” (ቈላ.1፥16) በማለት ይዘረዝራቸዋል፡፡ ከዚህ ተነሥተን መላእክት በተለያዩ ዐበይት ነገዶች የተከፈሉና ለእያንዳንዱም ነገድ የራሱ የሆነ አለቃ እንዳለው ማስተዋል እንችላለን፡፡ ቅዱስ ገብርኤልም ከእነዚህ ዐበይት የመላእክት ነገዶች መካከል አንዱ በሆነው አርባብ በሚባለው ዐቢይ ነገድ ላይ የተሾመ ሲሆን ከ100ው ነገደ መላእክት መካከል ከበታቹ የሚመራቸው ዐሥር ነገደ መላእክት አሉት፤ ከተማቸውም በሰማየ ራማ ነው፡፡
✼ ቅዱሳን መላእክት በቅዱስ ሚካኤል ፊት አውራሪነት የሰው ልጆች ጠላት የሆነውን ዲያብሎስን ተዋግተው ድል ከመንሳታቸው አስቀድሞ፤ እንደ አምላክ ሊመለክ የወደደውን ሳጥናኤልን ቅዱስ ገብርኤል በመቃወም ‹‹ንቁም በበህላዌነ እስከ ንረክቦ (ነአምሮ) ለአምላክነ “አይዟችሁ ፈጣሪያችን እስክናገኘው፣ እስክናውቀው ድረስ በያለንበት ጸንተን እንቁም፡፡” (አክሲማሮስ ገጽ.35) በማለት መላእክትን ያረጋጋ መልአክ ነው፡፡ ✼ ቅዱስ ገብርኤል በተወዳጁ መልአክ በቅዱስ ሚካኤል መሪነት የሰው ልጆች ጠላት የሆነውን ዲያብሎስን ተዋግተው ድል እንዲያደርጉ ወደ ጥልቁ እንዲጣል አድርጓል ራእ12፥7፤ ነቢዩ ኢሳይያስ በሰማያት የሳጥናኤል ትዕቢትና ውድቀት ምን እንደሚመስል ሲጽፍልን “አንተ በንጋት የሚወጣ አጥቢያ ኮከብ ሆይ እንዴት ከሰማይ ወደቅህ! ወደ አሕዛብ መልእክትን የላክ አንተ ሆይ እንዴት እስከ ምድር ድረስ ተቀጠቀጥህ! አንተም በልብህ ወደ ሰማይ ዐርጋለሁ ዙፋኔንም ከእግዚአብሔር ከዋክብት በላይ ከፍ ከፍ አደርጋለሁ፤… በልዑልም እመሰላለሁ አልህ፡፡ ዛሬ ግን ወደ ሲኦል ትወድቃለህ፤ ወደ ምድር ጥልቅም ትወርዳለህ” (ኢሳ.14፥16) በማለት ገለጠልን፤ ወደ ምድር የጣሉት በመላእክት አለቃ በቅዱስ ሚካኤል መሪነት እነ ቅዱስ ገብርኤል ናቸው፡፡
✼ ቅዱስ ገብርኤል ወንጌላዊው ቅዱስ ሉቃስ ከሊቃነ መላእክት አንዱና በእግዚአብሔር ፊት የሚቆመው ታማኝ መልአክ ቅዱስ ገብርኤል ነው ብሏል (ሉቃ 1፥19)፤
✼ ታላቁ ነቢይ ሄኖክም ስለ ነገረ መላእክት በተናገረበት አንቀጽ እንዲህ ሲል መስክሯል ‹‹በአበቦች ላይ በገነትም በጻድቃን ላይ በኪሩቤልም ላይ የተሾሙ ከከበሩ መላእክት አንዱ ገብርኤል ነው፡፡›› ሄኖክ 6፥7፤ ‹‹በሦስተኛውም በመላእክት ሁሉ ላይ የተሾመ ቅዱስ ገብርኤል ነው›› ሄኖክ 10፥14 እያለ የመልአኩን ክብር ተናግሯል፡፡
** ቅዱስ ገብርኤል መንፈሳዊ እውቀቱን የሚያካፍላቸው መልአክ ብቻ አይደለም፤ ለእግዚአብሔር በመገዛታቸው ምክንያት ከአላውያን ገዢዎች ከሚደርስባቸው መከራም የሚታደጋቸው መልአክም ነው፡፡ ነገር ግን ያደረጋቸው ተዓምራቶች በመጽሐፍ ቅዱስ፣ በመልክኡ፣ በድርሳኑ፣ በተአምሩ፣ …. የተጻፉ ቢሆንም፤
✤✼ #ታኅሣሥ_19 #ካደረጋቸው_ተራዳኢነት_ዋናውን_እንደከሚተለው_እናያለን_
፠ አናንያና(ሚሳቅ)፣ አዛርያ(ሲድራቅ) እና ሚሳኤል(አብደናጎ) ያዳናቸው ያዳነበት ቀን ነው፡፡ አናንያና(ሚሳቅ)፣ አዛርያ(ሲድራቅ) እና ሚሳኤል(አብደናጎ) የፋርስ ባቢሎን ንጉሥ የነበረው ናብከደነፆር በዱራ(አዱራን) በሚባል ስፍራ ላይ ላቆመው ጣየዖት ምስል ስገዱ ሲላቸው …. የምናምነው አምላክ ያድነናል፤ ባያድነን እንኳን (አምላካችን በእሳት ሰማዕት እንድንሆን ፈቃዱ ቢሆነረ አንኳን) አንተ ላቆምከው ምስል አንሰግድም ብለውታል፡፡ ንጉሡም ወደ እቶን እሳት እንዲጣሉ አድርጓቸዋል፤ በመልአኩ ቅዱስ ገብርኤል ተራዳኢነት ግን ከእቶን እሳቱ የልብሳቸው ዘርፍ እንኳን እሳት ሳይነካው ከእሳቱ ድነዋል፡፡
እንዲሁም ዛሬ፤
#ቅዱስ_ዮሐንስ_ዘሀገረ_ቡርልስ_በዓለ_ዕረፍቱ_ እንዲሁም
#ኢትዮጵያዊው_አቡነ_ስነ_ኢየሱስ_ (#ገዳማቸው_በሰሜን_ጎንደር_ትክል_ድንጋይ_አካባቢ_የሚገኘው_) #በዓለ_ዕረፍታቸው_ነው_፡፡
በፌስቡክ ሊያገኙን ከፈለጉ፤ የቀጨኔ ደ/ሰላም መድኀኔዓለምና ደ/ትጉሃን ቅ/ገብርኤል ቤ/ክ ፍኖተ ሕይወት ሰ/ት/ቤት ሰሌዳ መጽሔት፡፡
በቴሌግራም ሊያገኙን ከፈለጉ፤ https://t.me/medihanaelem
ዓመታዊ በዓል ናይ ጻድቁ ኣቡነተክለሃማኖት ናይ ልደቱ በዓል ኣብ ዝተወልደሉ ሃገረ ቡልጋ ጽላላሽ ኢንቲሳ ገዳም ንምክባር ንዕለት 23 ሓሙስ ከይድካ 24 ዓርቢ ምምላስ ጉዕዞ ተዳልዩ ኣሎ ክንከይድ ንድሊ ዋጋ 300 ኮይኑ ኣቀዲምና ንመዝገብ 0983340375/0967821460
ቀጻሊ ቀዳም ብምክንያት ልደት ጎይታናን ኣምላክና መድኋኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ናይ ልደት በዓል ናይ ቅዱስ ላሊባል ድማ በዓሉ ምኳኑ ናብ ገዳም ድንቂ ተኣምር ካብ ጎቦ 11 ቤተመቅደስ ዝሰርሓሉ ላስታ ላሊበላ ጉዕዞ ተዳልዩ ኣሎ ንብገሰሉ ቀዳም 25 እዩ ስለዚ ንከይድ ንደሊ ኣቀዲምና ንመዝገብ ክሳብ 40 ገዳማት ክንሳለም ኢና ጣና ሓይቅ ወሲክካ ብጃልባ እንዳተጓዓዝካ ዝክየድ 0983340375/0967821460 ደውሉ ቦታ ሕዙ።
Forwarded from You Must Know
ኢትዮ-ቴሌኮም በግማሽ አመት ውስጥ 22.04 ቢሊየን ብር ገቢ በማድረጉ ታላቅ ደስታ ስለተሰማው.....
❖በዚህ 👇በyoutube አድራሻችን
https://www.youtube.com/channel/UC4TvLlWLggrOYj-04jSSJMQ
..................በመግባት Subscribe (ሰብስክራይብ) ለሚያደርጉ ደንበኞች ሁሉ......! የ2 GB ነፃ ኢንተርኔት እና የ80 ደቂቃ ነፃ የአየር ሰዓት ይሸለማሉ! እናመሰግናለን!!!!
በዚህ👇https://www.youtube.com/channel/UC4TvLlWLggrOYj-04jSSJMQ
👆ይህንን አድራሻ(link) በመጫን ኢትዮ-ቴሌኮምን ሰብስክራይብ በማድረግ ይሸለሙ...!

@zemarian
ሥርዓተ ማኅሌት ዘጥምቀት 11

የማንኛውም ወርኃ በዓልና ክብረ በዓል ሥርዓተ ማኅሌት መጀመሪያ "ሥርዓተ ነግሥ"
ስምዓኒ እግዚኦ ጸሎትየ፡ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ፡ ወይብጻሕ ቅድሜከ ገዓርየ፡ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ፡ ወኢትሚጥ ገፀከ እምኔየ፡ በዕለተ ምንዳቤየ አጽምእ ዕዝነከ ኃቤየ፡ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ፡ አመ ዕለተ እጼውአከ ፍጡነ ስምዓኒ፡ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ፡ ለዓለም ወለዓለመ ዓለም፡ ሃሌ ሉያ ዘውእቱ ብሂል፡ ንወድሶ ለዘሃሎ እግዚአብሔር ልዑል፡ ስቡሕ ወውዱስ ዘሣረረ ኲሎ ዓለመ፡ በአሐቲ ቃል።

መልክአ ሥላሴ
ሰላም ለአእዛኒክሙ አናቅጸ ጸሎት ሠናይ ምሥጢራተ ሰሚዕ ሥላሴ ዘይተልዎ ርእይ
በአብትረ ያዕቆብ በርሀ ሥላሴክሙ ፀሐይ
ወተመሰሉ ሰብአ ዓይን አባግዓ ላባ ወማይ
ለኀበ አባግዕ ዘዮም ወጥምቀት ዓባይ።

ዚቅ
መኑ ይወርድ ውስተ ቀላይ፤ ክርስቶስ ውእቱ ዘወጽአ እማይ፤ እመንፈስ ቅዱስ ሠለስቲሆሙ፤ እለ አሐዱ እሙንቱ ፫ቲሆሙ፤ እለ ይከውኑ ሰማዕተ ፫ቲሆሙ፤ ለሊሁ ወረደ መንፈስ ቅዱስ፤ ከመ ይቀድስ ማያተ፤ ስቡሕኒ ውእቱ ወልዑልኒ ውእቱ ለዓለም፤ ጸጋ ወጽድቅሰ፤ በኢየሱስ ክርስቶስ ኮነ።

ነግሥ
ሰላም ለማየ ዮርዳኖስ ዮሐንስ ዘአተቦ፤ መንፈስ ቅዱስ ከመ አጥበቦ፤ ሶበ መጽአ ቃል እምሰማይ ለተናብቦ፤ ነድ ለማየ ባሕር ከበቦ፤ ማይ ኀበ የሐውር ጸበቦ።

ዚቅ
ርእዩከ ማያት እግዚኦ፤ ርእዩከ ማያት ወፈርሑ፤ ደንገፁ ቀላያተ ማያት ወደምጸ ማያቲሆሙ።

ወረብ
ርእዩከ 'እግዚኦ'/፪/ ርእዩከ ማያት/፪/
'ደንገፁ'/፪/ ቀላያተ ማያት ደንገፁ ቀላያተ ማያት/፪/

ትምህርተ ኅቡዓት
እምሰማያት እምኀበ አብ አይኅዓ፤ በሕማማተ ሥጋሁ ቤዘወነ፤ ወደሞ ክቡረ መንፈሰ ሕይወት፤ ወቅድሳተ መንፈስ ወሀበነ፤ ወማየ መንጽሔ ዚአነ።

ወረብ
'ወደሞ ክቡረ'/፪/ መንፈሰ ሕይወት ወቅድሳተ መንፈስ ወሀበነ/፪/
ወማየ መንጽሔ ዚአነ/፬/

አንገርጋሪ
ክርስቶስ ተወልደ ክርስቶስ ተጠምቀ፤ ወለደነ ዳግመ እማይ ወእመንፈስ ቅዱስ፤ እሙነ ኮነ ለፀሐየ ጽድቅ አስተርእዮቱ፤ አማን፤ መንክር ስብሐተ ጥምቀቱ።

ወረብ
ክርስቶስ ተወልደ ክርስቶስ ተጠምቀ ክርስቶስ ተወልደ/፪/
'ወለደነ ዳግመ'/፪/ እመንፈስ ቅዱስ ወማይ/፪/

እስመ ለዓለም
ሖረ ኢየሱስ እምገሊላ ኀበ ዮሐንስ፤ ከመ ያጥምቆ በፈለገ ዮርዳኖስ፤ ወወጺኦ እማይ ተርኅወ ሰማይ፤ መጽአ ቃል እምደመና ዘይብል ዝንቱ ውእቱ ወልድየ፤ ዘአፈቅር ሎቱ ስምዕዎ።

ወረብ
ሖረ ኢየሱስ እምገሊላ ኀበ ዮሐንስ/፪/
ከመ ያጥምቆ በፈለገ ፈለገ ዮርዳኖስ/፪/

ዕዝል
ቀዳሚሁ ቃል ውእቱ ቃል፤ ቃለ እግዚአብሔር፤ ውእቱ ቃል ሥጋ ኮነ፤ ወተገሠ በሥጋ፤ መንፈስ ዘኢይትገሠሥ ወዘኢይትለከፍ፤ ዘመልዕልተ ሰማያት ዘመልዕልተ ሥልጣናት፤ ወገብረ መንጦላዕተ ሥጋ ሰብእ መዋቲ፤ ወረደ ዲበ ምድር፤ ወአንሶሰወ ውስተ ዓለም፤ በበህቅ ልህቀ በ፴ ክረምት፤ በዮርዳኖስ ተጠምቀ።

ምልጣን
ዘመልዕልተ ሰማያት ዘመልዕልተ ሥልጣናት፤ ወገብረ መንጦላዕተ ሥጋ ሰብእ መዋቲ።

አመላለስ
ወገብረ መንጦላዕተ/፪/
ሥጋ ሰብእ መዋቲ/፪/
@zemarian
አቡን
በ፭: እስመ ሰምዓ ይቀውም ሎቱ አብ ናዛዚ በርእየተ ርግብ ውስተ ምጥማቃት እንዘ ይብል፤ ዝንቱ ውእቱ ወልድየ ዘአፈቅር፤ ዘኪያሁ ሠምርኩ ይቤ፤ ወበይእቲ ሥጋ እንተ ነሥአ መድኅን እምቅድስት ድንግል፤ ኪያሃ ሠምረ አብ በሥጋ ምጽአቶ።

ቅንዋት
እምሰማያት ወረደ፤ ወእማርያም ተወልደ፤ ከመ ይሥዓር መርገማ ለሔዋ ዲበ ዕፅ ተሰቅለ፤ በ፴ ክረምት በዮርዳኖስ ተጠምቀ፤ ዘነቢያት ሰበክዎ ወአስተርአየ ገሃደ።

ሰላም
ተሣሐልከ እግዚኦ ምድረከ ሃሌ ሉያ፤ ዮም ፍሥሐ ኮነ በእንተ ልደቱ ለክርስቶስ፤ ወበእንተ ጥምቀቱ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ፤ ኃዲጎ ፺ወ፱ ነገደ፤ ቆመ ማዕከለ ባሕር፤ ገብአ ወወጽአ በሰላም።

ምልጣን
ኃዲጎ ፺ወ፱ ነገደ፤ ቆመ ማዕከለ ባሕር፤ ገብአ ወወጽአ በሰላም።

ወረብ
ኃዲጎ ፺ወ፱ ነገደ/፪/
ማዕከለ ባሕር ቆመ ማዕከለ ባሕር/፪/


እመሒ ስሕተኩ አንትሙ እለ በመንፈስ አፀርትዕዎ ''የተሳሳትኩት ቢኖር እናንተ በመንፈስ ያላችሁ አቃኑት''።

አዘጋጅ ፦ ©ዲ/ን መሣይ ና ዲ/ን ሱራፊ
🌹መልካም በአል 🌹

ከመምህር ዳንኤል ዜማው
@zemarian
ዝመጽእ ዘሎ ሶኒ ዕለት 16 ለካቲት ብግእዝ ናይ ወላዲተ ኣምላክ ድንግል ማርያም ቃል ኪዳን ካብ ወዳ ዝተቀበለትሉ ኪዳነ ምህረት ዝተዋሃበትሉ ዝተሰመየትሉን ዓቢ ክብረ በዓላ ስለዝኮነ በዚ ምክንያት ጉዕዞ ገዳም ናብ ቅድስቲ ሰሚነሽ ኪዳነ ምህረትን ቅዱስ ሚካኤልን ተዳልዩ ኣሎ ክንከይድ ንደሊ ኣደቂምና ክሳብ ቀደም ደዊልና ንመዝገብ ሓደሪና ደልሶመልሶን ኣሎ። 0983340375
ብምክንያት ዓመታዊ ክብረ ብዓል ኣቡነ ገብረመንፈስቅዱስ 5 መጋቢት በዓለ ዕረፍቶም ናብቲ ዓቢ ገዳሞም ምድረ ከብድ ጉዕዞ ተደልዩ ኣሎ በረከቶም ክሓድረና ምእንቲ ናብ ገዳሞም ክንሳለም፡ንደሊ ኣቀዲምና ንመዝገብ ቦታ ከይመልኣና 0983340375 ንደውል።
ጉዕዞ ናብ ገዳም ምድረከብድ ሓዳር እዩ ምክንያቱ ዓመታዊ በዓል ስለዝኮነ ዕለት 4 መጋቢት ኬድና 5 መጋቢት ድሕሪ ቅዳሴ ምምላስ ናይ መኪና ዋጋ 200 ብር እዩ ብስላም የብጽሓና ናይ በረከቱ ተሳተፊቲ ይበላና ጻድቁ።
ጉዕዞ ናብ ገዳም ምድረከብድ ሓዳር እዩ ምክንያቱ ዓመታዊ በዓል ስለዝኮነ ዕለት 4 መጋቢት ኬድና 5 መጋቢት ድሕሪ ቅዳሴ ምምላስ ናይ መኪና ዋጋ 200 ብር እዩ ብስላም የብጽሓና ናይ በረከቱ ተሳተፊቲ ይበላና ጻድቁ። 0983340375 ደዊልና ብዘለናዩ ኮይና ክንምዝገብ ንክእል ኢና።
Solomon mehari ኩሉ ስም ወጋገን ባንክ 751190830101 ኣዋሽ ባንክ 01320192117000 ንግድ ባንክ 1000180820462 ብሰለስቲኡ ኣብ ዘዘለናዩ ክንከፍን ንክእል ኢና ምስከፈልና ግን ክንሕብር ኣለና ደዊልና ሰሰናዩ። ብሩክ ጾም ንኩልና ይግበረልና ኣሜን።
ናብ ገዳም ጻድቅ ኣቡነ ሃብተማርያም ናይ ለሚን ጸበል ዘለዎ ናይ ክፉእ ግብሪ ጸላኢ ሰናያት ዘይቀርበካ ጸበሉ ካብ ኩሉ ሕማቅ ወረ ንሰምዖ ዕጣኑ ፈዋሲ ዝኮነ ኣቦና ጻድቁ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ኣብ ገዳማይ ኢካ ትቅበር ዝበልዎ ዓቢ ገዳም እዩ እሞ ዘይሰምዑ ንገርዎ እቶም ዝሰማዕኩም ድማ ጽባሕ ናይ መወዳእታ እዩ ምዝገባ ቀልጢፍኩም ተመዝገቡ ዋጋ 170 በጺሕካ ምምላስ።
ቀጻሊ ጉዕዞና ድማ ናብ ሰማእት ቅድስት ኣርሴማ ጁሩ ዘሎ ገዳማ ጸበላ ፈዋሲ ሰይጣን ዝሓፍረሉ ቦታ ሓዲርካ ምምላስ፡ቀዳም 19 ከይድና ሰንበት 20 ምምላስ ክንከይድ ንደሊ ቀዲምና ቦታ ንሓዝ
ሰብ ክጽውዕ ከሎ ይድሀ ኣምላክ ክጽውዕ ከሎስ መን እሞ ንእኡ ሰምዐ እዩ ነገሩ ሎሚ ቅነ። ኣይኮነ ዶ የሕዋት ዘገርም ዘሎ ኩነት ፍርሒ ልብና ኣትዩ ናይ መን ምኳኑ ጻዊዒት ምስትብሃል ተሳኢኑ። እወ ኢልና ከይንቅበል ተደናጊርና ናይ ዓለም መሲልና ናብ ምክልካል ፈተና ኣቲና። ኣይመስልን ግን ክንፍትን ተዛይኮይና ክንወጾ ኣብ ዜና እንዳሰምዓና ንሱ እዩ ሒዝዎ ደው ከብለልና እንዳሕር የእዊና ድምጽና ካብ ልቢ ካብ ውሽጥና ኣድሚጽና። እንተኮነ ግን ለሚድና እኮ ጠፍ ኣቢሉ ካብ ጎረቤትና ክምለስ ከሎ ነዕና ስለዘይበጽሓና ኣይመጽእን እዩ ናብና እንዳበልና ጻዊዒቱ ሸለል ኢልና ኣብ ክፉእ መገዲ ምጉዓዝ ዘይምቁራጽና። ሕጂ ግን የኣክል ደኣ ንውጻእ ካብ ክፉእ ልምድታትና ናብ ቃላቱ ነስተብህል ንጉየይ ናብ ቤት ኣምላክና ኣብኡ ንተዓቀብ ህይወት ክንረክባ ኢና ኣብ ሰማያዊት ቤትና። ናይ ዘልኣለም ናቱ ክንከውን ንገደፍ ዝሙት ስርቂ መስተ ምዕበላ ኣምሲልና ደሓር ከይከውን መላሲ ኣውያት ዘይብሉ ጥፍእትና። ሓድራ ሕዝቢ ኣምላክ ግዜ ተዋሂቡና ኩሎ ንስሓ ንእተው ናብ ኣቦታትና ኣብ መወዳእታ የለን እዚ ዕድል ዓለምና ንርእያ ኣለና ካብ ሰማይ እንበር ካብ ምድሪስ ተስፋ ሲኢና እያ ዘላ። ንሕናስ ንፈልጥ እኮ ሳላ እምነትና ንሶምስ ወሪድዎ ኣብ ትፍኣት ዝነበሩ ኩሉ ሕደ ደኣ ኮይንዎም እንበር የደንግጹና። እሞ ልቢ ንበል ሕጂ እዩ ግዜና የኣክል ይብለና ኣሎ ዝሓለፍናዮ ናይ ጸልማት ዘመን ንመለስ ደኣ ናብ ጎይታ ዘልዓለም ኣምላክና።
የሕዋት ተጠንቀቁ እዚ ሕማም ኣብና ድማ በጺሑ ስለዘሎ ማለት ካብ ወገናትና ውን ዝሓመሙ ስለዘለዎ ሸለል ኢልና ኣይንተዓዘቦ ንጠንቀቅ ኢና ኣብ ከባቢና ካብ ዘሎ ሰብን ካልእ ኩነታትን ሓደራ።
ሰላም የሕዋት ከመይ ኣለኩም ጉዕዞ ገዳም ብሰንኪ ሕማም ተቋሪጹ ኣሎ እዚ ሕማም ኣብ ወገናትና ከይተረፈ ከም ዝተርእየ ይሕበር እኳ እንተ ዘየለ ግን ክንጥንቀቅ ስለዘለና ናይ ኩሉ ኣብ ከባቢና ዘሎ ሰብ ምንቅስቃስ ክንከታተል ኣልና ብፍላይ ዝወሃበና ሓበሬታ ብጉቡእ ክነተግብ ኣለና ። ብሓቂ እዚ ዘርእየና ምክንያት ብዝሒ ሓጥያትና መቅጻዕትና እኳ እንተኮነ ግን ከም ምሕረቱ ክጥምተና ምእንቲ ጸሎት ምህልላ ስግደት ልመና ናብ ኣምላክና ብሓባር ብግሊ ብኩሉ የድልየና ኣሎ እሞ ነቂሕና ንጻሊ ኢና ኣይንታከስ ክፉእ እዩ ዘመኑ ሓደራ ብሰልኪ ሸለልትነትና ብዙሕ ከይንጉሂ ኣቀዲምና ምስ ኩሉ ሽግርና ተጠንቂቅና ንሕለፎ እዚ ግዜና ኣምላክ ኣሎ ኢልና ምስ ጎዶሎ እምነትና ነብስና ኣይንጠብራ።
ሰላም የሕዋት ዘለናዮ ኩነታት ኣዝቱ ኣስጋዒ ናይ እግዚኣብሔር መቅጻዕቲ ንርእየሉ ግዜ ብምኳኑ ናብ ቤተክርስቲያን ንከደሉን ንመሃረሉን ኣብ ምካልካል ደረጃ በጺሑ ስለዘሎ ናይ ቴለግራም ሶፍትዊር app ሞባይልና ንጽዓና እሞ ምእኡ ክንመሃሃርን ክንረዳዳእ ኩነታት ድማ ክንፈልት ክሕግዘና እዩ። ግን ሓደራኩም ጥንቁቋት ንኩን ብጸሎት ድማ ንበርትዕ ቀሊል መቅዘፍቲ ኣይኮነንን ዝመጸና ዘሎ እሞ ወላዲተ ኣምላክ ክትረድኣና ንግሆን ምሸት ናብ ኣምላክና ንጸሊ ኣይንዘናጋዕ ይኣክለና ዝሓለፈ ህይወት ክንህሉ እንተ ኮይና ካብዚ መዓት ክንተርፍ ተጊህና ንጸሊ ንለምን ንኣምላክና ከቁርረልና እሲ ንሰምዖ ዘለና ሓደራ ናብ ኩሉ ፈተውትና ንልኣኮ።
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን!!!
➢ ብሂል አበው፡
➢ጸሎት 🙌

ቅዱስ ኣባ እንጦንዮስ ከምዚ በለ፡ “ቅድሚ ዝኾነ ነገር ብዘይምስልካይ ክትጽሊ ይግባእ። ብዝወረደካ ኩሉ ድማ ንኣምላኽ ኣመስግን” ።

➢ቅድሚ ናይ ሓባር ጸሎት ንበይንኻ ጸሊ።

➢ንኣባ መቓርዮስ ሰባት፡ “ከመይ ገይርና ክንጽሊ፤” ኢሎም ምስ ሓተቱዎ፡ ከምዚ ክብል መለሰ፡ “ኣእዳውና ዘርጊሕና ንኣምላኽ ከምዚ ንበሎ፡ ኦ ልዑል ኣምላኽና፡ ንስኻ ዝበልካዮ ሠናይ ነገር ሃበና፡ ኣብ ጸበባና ብረድኤትካ ብጽሓና። መሓሪ ኣምላኽ ስለዝኾነ፡ ካባና ንላዕሊ እንታይ ከምዝጠቕመና ይፈልጥ እዩ።”
ሊቐ ጳጳሳት ኣባ ሰራብዮን ንኽምንኩስ ዝመጾ ኩሉ ከምዚ እናበለ ይምዕዶ ነበረ፡ “ክትጽሊ ከሎኻ፡ ኦ ንጉሠይን ኣምላኸይን ፍቓድካ ክገብር ምርሓኒ በል”።
ዮሓንስ ሓጺር፡ “ንጸሎት ክትቐውም ከሎኻ፡ ቅድሚ ዝኾነ ነገር፡ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ሓያል ኣምላኽ፡ ሰማይን ምድርን ብስብሐትካ ምሉኣት እየን” በል። ብድሕሪኡ፡ “ኣብ ሓድሽ ኪዳንካ ዘዳለኻዮ ክብሪ ኣብቅዓኒ፡ ኣብ ምጽኣትካ ተሰካሚ ዕዳ ከይከውን ሐልወኒ። ኦ ኣምላኸይ፡ ክፈልጠካ ኃግዘኒ፡ ኣብ ውሽጢ ፍቕርኻ ክነብር ድማ ሃበኒ። ብድሕሪዚ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንቅዱሳን ደቂ መዛሙርቱ ዝመሃሮም ጸሎት ጸሊ።

➢. ንኽትጽሊ ተቐላጠፍ።

ቅዱስ ኣባ ኣንጦንዮስ፡ “ጸሎት ክበሃል ከሎ ኣይተመኽኒ፡ ቀልጢፍካ ኣብቲ ናይ ጸሎት ቦታ ተረኸብ። ኣብኡ ድማ ኣይትዛረብ። ናብ ቤተ ክርስቲያን ምኻድካ ንቁምነገር ምዃኑ ኣስተውዕል። (ማለት፡ ብዛዕባ ዓላማዊ ነገራት ክትዛተ ኢልካ ወይ ንሰባት ክትረክብ ኢልካ ኣይትኺድ)” ።
ቅዱስ በረሰነፍዮስ ክሕተት ከሎ፡ “ሓደ ሰብ ክጽልየሉ ሓቲቱኒ። ክጽልየሉ’ዶ ወይስ እንታይ፤” መልሲ፡ “ዝኾነ ጸልየለይ ኢሉ ዝሓተተካ ክትጽልየሉ ኣብ ጸሎትካ ክትዝክሮ ጽቡቕ እዩ። ምኽንያቱ ሓዋርያ ቅዱስ ያዕቆብ፡ <<ምእንቲ ኽትፍወሱ፡ ንሓድሕድኩም ሓጢኣትኩም ተኣመኑ፡ ምእንቲ ንሓድሕድኩም’ውን ጸልዩ>> (ያዕ 5፡16) ኢሉ ይምህረና።”

➢ ካብ ጸሎት ዝርከብ ረድኤት።

ሓደ ተማሃራይ ንቅዱስ ኣባ መቓርዮስ መጺኡ፡ “ኣቦይ ንሓደ ስራሕ ክልእከኒ ከሎ፡ ኣብ ዝሙት ከይወድቕ ይፈርህ ኣለኹ።” እቲ ቅዱስ ኣቦ ድማ፡ “እዚ ፈተና ከጋጥመካ ከሎ ከምዚ በል፡ ኦ ኣምላኽ ብጸሎት ኣቦታተይ ርድኣኒ፡ ክረድኣካ ድማ እዩ።” ። ሓደ እዋን ሓንቲ ድንግል ኣብ ውሽጢ ቤታ ምስ ዓጸወቶ ከምቲ ዝተባህሎ ብዓቢ ድምጺ፡ “ኦ ኣምላኽ ኣቦታተይ ርድኣኒ” ምስ በለ፡ ብኡ ንብኡ ኣብ ማእከል ከተማ ተራእየ።
ቅዱስ ማርቆስ ግብጻዊ ካብታ ዝጽልየላ ስፍራ ከይወጸ ን30 ዓመት ዝጸነሕ ቅዱስ ኣቦ እዩ። መነኰሳን ዝኣሊ ሓደ ቀሲስ ድማ ነበረ። በዚ ነገር እዚ ዘይቀስን ሰይጣን ኣብ ሓጢኣት ፍርዲ ምእንቲ ከውድቖ ንቅዱስ ኣባ ማርቆስ ናይ ኣእምሮ ሕሙም ንኽጽልየሉ ኣዳለወ። እቲ ሕሙም ምስ ኣባ ማርቆስ ከሎ፡ “እቲ ዝኣልየካ ቀሲስ ብሓጢኣት ዝረሰሐ እዩ። ስለዚ ናባኻ ክኣቱ ኣይትፍቀደሉ።” ይብሎ። ቅዱስ ኣባ ማርቆስ ድማ፡ “ዝወደይ ሰባት ንርስሓት ኣብ ደገ ክጉሕፉ ከለው፡ ንስኻ ግና ናብ ቤተይ ሒዝካለይ መጻእካ። ቃል ኣምላኽስ <<ከይፍረደኩም ኣይትፍረዱ>> (ማቴ 7፡1) ይብል።

ስለዚ እቲ ቀሲስ ሓጢኣተኛ ዋላ’ኳ እንተኾነ፡ ኣምላኽ ከድኅኖ እዩ። ምኽንያቱ <<እግዚኣብሔር ብኢዱ ይድግፎ እዩ እሞ፡ እንተ ተዐንፈ እኳ ፈጺሙ ኣይኪወድቕን እዩ>> (መዝ 37፡24) ። ከምኡ’ውን <<ምእንቲ ኽትፍወሱ፡ ንሓድሕድኩም ሓጢኣትኩም ተኣመኑ፡ ምእንቲ ንሓድሕድኩም’ውን ጸልዩ>> (ያዕ 5፡16) ይብል እቲ ቅዱስ።” ኢሉ ኣብ ጸሎት ተጸምደ። ኣብቲ ሰብኣይ ሓዲሩ ዝነበረ ሰይጣን ድማ ብሕፍረት ወጸ።
እቲ ቀሲስ ከም ልማዱ ምስ መጸ፡ ቅዱስ ኣባ ማርቆስ ብፍሕሹው ገጽ ተቐቢሉ ሰዓሞ። ክጽሊ ከሎ ድማ ሓደ ራእይ ረኣየ። እቲ ቀሲስ ቅዱስ ቁርባን ንኽወስድ ክዳሎ ከሎ፡ ቅዱስ ኣባ ማርቆስ ካብ ሰማይ መልኣኽ እግዚኣብሔር ነቲ ቀሲስ ብኢዱ ክትንክፎ ከሎ ረኣየ። እቲ ቀሲስ ድማ ናብ ድሙቕ ቀንዴል ተለወጠ። በዚ ድማ ተገረመ። “ንምንታይ ትግረም፤ ንጉሥስ ዓለም ንኣገልገልቱ ብረሳሕ ክዳን ክቖሙ ከምዘይፈቅድ፣ ንጉሥ ሰማይ ደኣ ንኣገልገልቱ ኣኽሊል ዓወት ክጭብጦም ኣይፈቅድን’ዶ፤” ።

ሓደ እዋን ኣብ ገዳም መግቢ ዘዳሉ ኣገልጋሊ፡ መግቢ ምስ ኣዳለወ ንደገ ክወጽእ ስለዝደለየ ክሳብ ዝምለስ ንሓደ መንእሰይ ሓልዎ ኢሉ ይኸይድ። እቲ መንእሰይ ጨና ናይቲ መግቢ ክጻወር ስለዘይከኣለ፡ ክበልዕ ወሰነ። እቲ ኣገልጋሊ ግና ክበልዕ ምስ ጸንሖ፡ ተቖጢዑ ደፈኦ። ምስ ደፈኦ ድማ ብርእሱ ካብቲ ኮፈ ኢሉሉ ዝነበረ ስለዝወደቐ ብኡ ንብኡ ትንፋሱ ይመውት። ነዚ ምስ ረኣየ ብፍርሒ ዝገብሮ ጨነቖ። ካብቲ ዝነበሮ ኣልዒሉ ኣብ ዓራት ኣቐሚጡ ናብቲ ኣበመኔት ከይዱ ነቲ ዘጋጠሞ ገለጸሉ። እቲ ኣበመኔት ድማ፡ “ኣጆካ ኣይትፍራኅ፡ ሰብ ከይረኣየካ ነቲ መንእሰይ ኣብ ውሽጢ ቤተ ክርስቲያን ኣቐሚጥካዮ ኪድ” በሎ። ሰባት ናይ ፍርቂ ለይቲ ጸሎት ከይኣተው ከለው፡ ሓደ ቀሲስ ጸሎቱ ኣዕሪጉ ክወጽእ ከሎ እቲ መንእሰይ ብድሕሪኡ ወጸ።

➢ ገድሊ ጸሎት

ቅዱስ ኣጋቶን ሰባት ክሓቱዎ ከለው፡ “ዝዓበየት ጸጋ ኣብ ገድሊ እንታይ እያ፤” በሉዎ። ንሱ ድማ፡ “ኩሉ ግዜ ናብ እግዚአብሔር ክትጽሊ ምስ እትደሊ እዩ እቲ ዝዓበየ ገድሊ። ምኽንያቱ ዝኾነ ሰብ ክጽሊ ምስ ዝደሊ ሰይጣን ክዕንቅጾ ይመጽእ። ኃይሊ ኣጋንንቲ ዘድክም መሳርሒ ስለዝኾነ ኩሉ ግዜ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ምጽላይ ንሰይጣን ሓደገኛ ምዃኑ ሰይጣን ኣይቀስንን። ሰብ ኣብ ጸሎት ዝደኽሞ ድኻም፡ ኣብ መወዳእታ፡ ሰማያዊ ዕረፍቲ ክሓፍሰሉ እዩ። ስለዚ ዝኾነ ሰብ ክሳዕ መወዳእታ ትንፋስ ኣብ ጸሎት ክጋደል ይግብኦ።”
“ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ድኻምኩም ንገሩ፡ ንሱ ድማ ዕረፍቲ ክህበኩም እዩ” ።

ሓደ ቅዱስ ኣቦ ከም ዝበሎ፡ ሕይወቱ ንእግዚአብሔር ዝወፈየ ሰብ፡ ብርቱዕ ኲናት ኣንጻር ሰይጣን ኣለዎ። እዚ ከኣ ምስልካይን ተስፋ ምቑራጽን ክጋደለለን ዝግብኦ እየን። ነዚ ምስ ከኣለ ካብ ትዕቢት ሰይጣን ክጥንቀቕ ይግባእ። ከምዚ ድማ ይበል፡ <<እግዚአብሔር ንቤት እንተ ዘይሀነጻ፡ ሃነጽቲ ንኸንቱ ይጽዕሩ። እግዚአብሔር ንኸተማ እንተ ዘይሐለዋ፡ ሓላዊ ንኸንቱ ይነቅሕ።>> (መዝ 127፡1) ከምኡ ድማ፡ <<ኣምላኽ ንዕቡያት ይጻረሮም፡ ንትሑታት ግና ጸጋ ይህቦም>> (ያዕ 4፡6) ዝብል ቃል የስተንትኖ።

ንኣበ ነፍሱ ዝሓተተ መንእሰይ፡ “ድቃስ እንተ ጸቐጠኒ፡ ወይ ሰዓታት ጸሎት እንተሓለፈኒ፡ ብዘይምጽላየይ ነፍሰይ ብሓዘን እንተተሳቐየት፡ እንታይ ክገብር ይኽእል፤” መልሲ፡ “ክሳዕ ምብራቕ ጸሓይ ዋላ እንተደቀስካ፡ ምስ ተንሣእካ፡ ማዕጾ ቤትካ ዕጾ ጸሎትካ ጸሊ፡ ቆኖና ድማ ፈጽም። ምኽንያቱ ነቢይ ዳዊት፡ <<መዓልቲ ናትካ እያ፡ ለይቲውን ናትካ እያ>> (መዝ 74፡16) <<በታ ዝጸዋዕኩላ መዓልቲ መለስካለይ>> (መዝ 138፡3) ። ስለዝብል።

መቓርዮስ ዓቢ ድማ ከምዚ ይብል፡ “ዘውትር ዝጽሊ ሰብ ዝበለጸ ጸጋ ይቕበል። እዚ ግና ብብዙሕ ድኻምን ገድልን ስለዝርከብ፡ ካብቲ እከይ ክጥንቀቕ ይግባእ። ምኽንያቱ ጸላኢ ሰናያት ብኸቢድ ድቓስ ክቃወሞ እዩ። ከምኡ’ውን ብትኽስን ምስልካይን ተስፋ ምቑራጽን ብዙሕ ዘይጠቅም ሓሳባትን ገይሩ ካብ ጸሎቱ ከተዓናቕፎ እዩ። ስለዚ ኣንጻር እቶም ኣብ ጸሎቱ ዝቓውምዎን ካብ ኣምላኽ ከርሕቕዎ ዝደልዩን ክጋደል ኣለዎ። ነቲ ክፉእ ሓሳብ ክሰጉግ ካብ ኣምላኽ ረድኤትን ምስትውዓልን ይለምን” ።

➢ “ናይ ነፍስ ጸሎት እንተዘይብልካ ኮይኑ፡ ናይ ሥጋ