Kulu Media ኩሉ ሚድያ
10.6K subscribers
58 photos
12 videos
3 files
373 links
Welcome To Kulu Media ኩሉ ሚድያ

ኩሉ ሚድያ - ፍልፍል ፅፉፍን እዋናውን ሓበሬታ
Kulu Media - A source of Latest & Reliable Information.

Subscribe on YouTube
https://youtube.com/c/KuluMedia


Follow us on Facebook
https://facebook.com/KuluMedia
Download Telegram
ዘሕጉስ ዜና - ኣገልግሎት ስልኪ ከተማ መቐለ | ላዕለዎት መራሕቲ ኦሮሚያ ክእለዩ | ምፍርራሕ ቅትለት ቀ/ሚኒስተር | Kulu Media - ሰበር ዜና ኩሉ ዜና
https://youtu.be/HZ6LQWH65Fs
ትግራይ
ትግራይ Tv ጋዜጠኛ :
ምእንተ ህይወትና ሂወትኹም ልሃብኹም
ምእንተ እግርና እግርኹም ልሃብኹም ኢሉስ..
ምእንተ ኢድና ኢድኹም ልሃብኹም ያ ኣቤት ቅኔ🙆🏽‍♂️😂
@KuluMedia 💯💛
መሓውር ስለያ ስርዓት ህግድፍ ናብሃይማኖታዊ ናዕቢ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ኢዱ ምሕዋሱ ተሓቢሩ ።
=====================

ሓዱሽ ዝተመሰረተ ሲኖዶስ ኦሮሚያን ብሄርብሄረሰባትን እቲ ነባር ሲኖዶስ ኣንጻር መንግስቲ ሰልፊ ኣብዝጸወዐሉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ማለት እውን ዕለት ለካቲት 5 ናይ ድጋፍ ሰልፊ ምጽውዑ ኣብታ ሃገር ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ናብ ጎነጽ ገጹ ከምርሕ ብምግባር ተርእዩ ዘይፈለጥ ደም ምፍሳስ ከየስዕብ ስጋኣታት ዝፈጥረ እንትኸውን

ብመሰረት ዝወጸኡ ዘለው ሓበሬታታት ድማ ናይ ውሽጥን ደገን ፖለቲካዊ ሓይልታት ናብቲ ወጥሪ ኢዶም ክሓውሱ ምጅማሮም እቲ ወጥሪ ናብ ማእለያ ዘይብሉ ምጥፍፋእ የመርሕ ከምዘሎ ዘርእይ እዩ ተባሂሉ ኣሎ ።


ነቲ ነባር ሲኖዶስ ኦሮቶዶክስ ብምሕጋዝ ፖለቲከኛታት ኣምሓራ ፥ኣክቲቪስታትን ከየንቲን ዝተሓወሱ እንትኾን ሕዚ ድማ መሓውር ስለያ ኤርትራ ናብቲ ኣብ ኣርባዕተ ኪሎ ዝርከብ ቤተክህነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢ/ያ ኢዱ ከምዝሓወሰን ስርዓት ህግድፍ ኣብ ውሽጢ ፖለቲካ እታ ሃገር ካብ ዝገበሮ ኢድ ኣእታውነት ተሳጊሩ ናብ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ጣልቃ ከምዝኣተወን ንምፍላጥ ተኻኢሉ ኣሎ ።


ብመሰረት ጋዜጠኛን ኣክቲቪስትን ስታሊን ገበረስላሴ
ዝዘርግሖ ሓበሬታ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ባህርዳር ዝተልኣኹ ኣባላት ድሕንነት ኤርትራ ኣብ ቤት ጽሕፈት ላዕለዋይ ፓትርያርክ ዓስኪሮም ከምዝርከቡን ኤርትራ ኣብ ጎኖም ከምዝኾነት ብምንጋር እቲ ኣንጻር መንግስቲ ዝግበርዎ ቃልሲ ኣጠናኺሮ ክቕጽሉ ኣብ ምድፍፋእ ተጸሚዶም ከምዝርከቡን ንምፍላጥ ተኻኢሉ ኣሎ ።

👉
https://t.me/KuluMedia
Channel photo updated
የተባበሩት መንግስታት ድርጅትን በኢትዮጵያ ሀላፊ ካትሪን ሱዚ የተመራው የልኡካን ቡድን መቐለ ገባ።

በኢትዮጵያ የሚገኙ አለም አቀፍ የግብረ ሰናይ ድርጅቶች ልኡካን በመቐለ ኲሓ የተፈናቃይ መጠልያ ላይ ጉብኝት እያደረጉ ነ
ው።

ለተጨማሪ መረጃ
Join 👉 t.me/KuluMedia
#ሰበር_ዜና
ድምፂ ኣቦታት!!!

"ንሕና መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ትግራይ ዝመስረትና፣ 'ኣይተድልዩናን' ኢሎም ስለዝደፍኡናን ክንበርስ ስለዝጨፍጨፉናን እምባር ብፅጋብናን ባህግናን ኣይኮነን። ኣይተድልዩን ኢሉ ከጥፍአካ ንዝወሰነልካ ኣካል ድማ 'የድልየካ ዶ ይኾን' ኢልካ ኣይኽየድን። መንበረ ሰላማ ካብ ንኡስ ክሳብ ዓብዪ ትግራዋይ መስዋእቲ ዝኸፈለሉ ስለዝኾነ ኣቃሊልካ ዝረአ ኣይኮነን። እቲ ምንታይ ብመስዋእቲ ዝተመስረተ መንበረ ሰላማ ኣቃሊልካ ምርኣይ ማለት፣ ነቲ ዝተኸፈለ መስዋእቲ ምርኻስ እዩ ዝኾን።

"ስለዚ ባህጊ ህዝብናን እቲ ወድዓዊ ክነታትን ኣብ ግምት ብምእታው ክሳብ መወዳእታ መስዋእቲ ክንከፍል ወሲንና ዝመስረትናዮ ስለዝኾነ፣ ከምቲ 'ዕርፊ ሒዝካ ንድሕሪት ኣይረአን' ዝበሃል ጉዕዞና ንቕድሚት እምባር ንድሕሪት ኣይኮነን። ይትረፍ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዘሎ ኩሉ ትግራዋይ እናደገፈናስ እንተዘይድግፈና እውን ክሳብ ህይወት መስዋእትነት እናተቓለስና ክንተኽሎ ዝግባእ እዩ ነይሩ። ስለዚ መንበረ ሰላማ ብወነ (ስምዒት) ዘይኮነስ ብውነ ዝተትሓዘ መደብ እዩ። ስለዝኾነ ህዝቢ ከምቲ ልሙድ ኣብ ጎድኒ መንበረ ሰላማ ኮይኑ ደገፉ ክቕፅል ይግባእ" ክብሉ ኣተሓሳሲቦም እዮም።

ንሓበሬታ
Join 👉 t.me/KuluMedia
╔═╦╗╔╦╗╔═╦═╦╦╦╦╗╔═╗
║╚╣║║║╚╣╚╣╔╣╔╣║╚╣═╣
╠╗║╚╝║║╠╗║╚╣║║║║║═╣
╚═╩══╩═╩═╩═╩╝╚╩═╩═╝
ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ብብርኪ ትግራይ ሎሚ ዕለት ሓደ ለካቲት 2015 ዓ/ም ኣብ ወረዳ እንደርታ ጣብያ ማይ ዓለም ብርክት ዝበለ ህዝቢ ኣብ ዝተሳተፈሉ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን
ተጀሚሩ ኣሎ። ኣብቲ ዕቀባ ኣማሓዳሪት ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ወይዘሮ ሊያ ካሳን ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ዶክተር ኣትንኩት መዝገቦን ተረኺቦም ኣጀሚረምዎ ኣለዉ።

ተወ
ሳኺ ሓበሬታ
👉 t.me/KuluMedia
ሰበር ዜና ምሕፅንታ ብልጽግና ንህወሓት | “ንትግራይ ክመርሕ‘የ ” ኣረጋዊ በርሀ | “ ኣይደልየልኩምን ” ኤርትራ | Kulu Media ኹሉ ሚድያ
https://youtube.com/live/ig_71sAsxF0?feature=share