እዚ ቻናል እዚ ሓደሽቲ ናይ ኣይቲ ቴክንሎጂ ሓበሬታት ምዝርጋሕን ዝተፈላለዩ ቴክኒካትን ቲፓትን ምሕባር ብተወሳኺ እውን ሓድሽን ፍሩይን ምስ ቴክኖሎጂ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፣ ሞያዊ ጽሑፋት፣ ሕቶን መልስን፣ ናይ ኮምፒተርን ዲሽ ሪሲቨር ሶፍትዌርን፣ ጠቓሚ ናይ ሞባይል ኣፕስ ካብ ዝተፈላለዩ ምኽርታትን ቴክኒካዊ ብልሓታትን ክትረኽበሉ እትኽእል ዝበለጸ ቻነል እዩ። 0934830212 ወይ
@mullerberihu